Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምምሕዳር ዞባታትን ምምቕራሕ ጸጋታት ሃገርናን ብመንጽር ጽገናዊ ለውጢ (መቐጸልታን መብርህን) – ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/Tadese_Res.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
66 COMMENTS
  • keren December 3, 2014

    Kubur haw Tadesse,

    Hizbi eritra ab nenHdhdu tzilE yeblu dem yeblu. fElitNa kiTblu iti kburn wurZuyn bahLu tHmSwo aleKUm.
    Izen nai 40 Amet kaLsi nZemenat tehalaLyun Tekebabirun nzNebr hizbi meErzi koynenO. ZehZn!

  • robi December 3, 2014

    ታደሰ ኪዳነ ነዚ ክጽሕፍ ከይደቀስኩ ሓዲረ ከይትብል። እቲ ብህዝቢ ምሽክዕላል ይኣኽለካ። ምዃን ንስኻ አንታይ ጌርካ ኣሰና ኢዮም ገጽ ሂቦምኻ። እንታይ ዝተረፈ ዘይተኣጉደ ጽልኢ ኔሩካ ኢዩ ድኣ ሕጂ ኸ ድሕሪ 20 ክፋል ሓደ ተራ ዶንቆሮ ዘይዛረቦ ኣነዋሪ ፈላላዪ ሽርሒ ዝሃቐኔኡ ትርጉም ዘይብሉ በለካ ለኽዓካ ትቕርበልና ዘለኻ? ቁሩብ ሓንጎልካ ተጠቐመሉ። ብርዕኻ ንምንቛት ኣይተብልሓያ። እታ ሃገር ሃገር ኩልና እቲ ዝነበረን ዘሎን ኩልና ዝርኣናዮን ንርእዮ ዘሎናን ኢዩ። ካልእ ኤርትራ እንተልያትካ ኸኣ ንገረና። ወዳሓንካ።

  • Mebrat December 3, 2014

    I wish Tedese thought before he wrote a single word. Did he do that? Certainly not. Tesfay Temnewo, Yemane Teklegergish, Tesfu Zewde may have shared their experience but that is only their experience. They cannot possibly have done a research which requires much more than what they were capable of offering. They are no authority on history. Before you jump to conclusions you need to consider the ramifications of your assumptions and distorted logic. You want to talk about the day before yesterday when people are perishing today? This shows how interested you are in Eritreans. Thank you!

  • Ahmedin Salehidin December 3, 2014

    Respected Mr Tadesse Kidane,
    Indeed,very well said brother. We may say we all have to work together for the artificial border and land that keeps us in common. Nationalism is a contract that has been chosen by different ethnic groups and religion to have a democratic administration. And it can be changed if not agreed upon but my religion is mine my tribe and ethnic group is mine and if that is not respected and kept alive then the nation you call can go to hell. This is truth and painful but simply when we lose our ethnic identity we lose everything. Nation is for all and all should benefit as all have paid many sacrifices. But nation isn’t above all just for some to benefit. That is the time nation becomes nothing. Fear and silence can’t and shouldn’t rule for ever. Our lives begin to end the day we become silent about things and issues that matter most to all of us. Albert Einstein says that those who have the privilege to know have a duty to act and as such many thanks to Mr Tadesse Kidane for sharing his knowledge and acting accordingly. Thanx.

  • Simon G. December 4, 2014

    ናይ ከበሳ ዓሊ ሳሊም ደኣ ከይትብሉኒ ምበር፥ እዚ ጸገምና: ተሪር መልሲ ዘድልዮ ጉዳይ’ዩ። እቲ ሕምቀት ድማ ናይ ኣከለ-ጉዛይ ‘ዩ።
    ተጸቒጥና ንብል ተኾይና: ንካልኦት ክንጽበ የብላናን። ዝደለየ ይስዓብ: ምስ ህግደፍ ክመውት’የ ዝብል ፍጡር ድማ ጽቡቕ ዕድል ኢልና ንመርሽ።
    ተዘይኮይኑ ከምዚ ዓይነት ኮለል’ዶ መሲሉ?
    ኣከለ-ጉዛይ: ተጸቒጥናሞ መፍትሒ ክንረክብ ክንቃለስ ኢና
    ሓማሴን: ንሕናውን ኮ ተጸቒጥና ኢና
    ኣከለ-ጉዛይ: ንምታይ ደኣሞ ምሳና ዘይትቃለሱ?
    ሓማሴን: ንስኻትኩም ስልጣን ‘ተሒዝኩማ ካብ ኢሳያስ ክትገዱ ኢኹም።
    ኣከለ-ጉዛይ: ከመይ ኢልኩም ትፈልጡ?
    ሓማሴን: ንፈልጠኩም እንዲና።
    ኣከለ-ጉዛይ: ከመይ ኢልኩም ትፈልጡ እኳ ኢና ንብለኩም ዘለና?
    ሓማሴን: ንፈልጠኩም: ንፈልጠኩም። ደሓር ከኣ ካብ ዘይትፈልጦ ኣምላክሲ ትፈልጦ ሰይጣን! ወዲ ላምና ምኻኑ ‘ባ ኣይትረስዑ።
    ኣከለ-ጉዛይ: እሞ ስኻትኩም ዝተጸቐጥኩም ኣይትመስሉን፥ ንሰይጣን ካብ ፈተኹም?
    ሓማሴን: ተጽቒጥና ምበር።
    ኣከለ-ጉዛይ: ኮለልንዶ ኣይተብሉና። ንሰይጣን ካብ ፈተኹም: ጸቕጢ ዝበሃል የብልኩምን።
    ሓማሴን: ወገናውያን!
    ኣከለ-ጉዛይ: ኣየ እዝ ቃል ዚኣ! ክንደይከ ትፈትውዋ? ኩሉ ግዜ ወገናውያን ክትብሉ? በሉ ወገናውያን ካብ በልኩም: ወዲ ላምና ዝብል ‘ዩ እቲ ዕሉል ወገናዊ።
    ሓማሴን: ኣይኮናን
    ኣከለ-ጉዛይ: ከመይ ጌርና ከምነረደኣኩም ‘ኳ ጠፊኡና። ተሪፋትና ዘላ ኣውራጃና ነጻ ከነውጽእ’ሞ ሽዑኡ ተቐናእኩም’ሞ ‘ተተበራበርኩም። ኣይመስለኩምን?
    ሓማሴን: ንርኤኩም። ይቕናዕኩም ድማ።
    ኣከለ-ጉዛይ: ጽብቕቲ ምርቓ። ኣሜን!
    ኣከለ-ጉዛይ: ሓንትባ ክንሕብረኩም: እቶም ካልኦት ኣውራጃታትከ ከመይ ትሓስብዎም?
    ሓማሴን: ሓፍሓፍ ዝብላ ኣይኮናን። ተይለን ከኣ: ይድርዓማ! ከምዘለዋ ከማን ኣይንቖጽረንን: ዝበልናየን’የን ዝገብራ። እስኻትክን ጥራይ ኢኽን ሓፍሓፍ ትብላ።
    ኣከለ-ጉዛይ: ስኽራን ዶ ትብሎ እዝስ ዋላስ ድንቁርና?
    ሓማሴን: ደናቁር ስለትብሉናስ ድንቁርና ንበሎ።
    ኣከለ-ጉዛይ: ካብ መረጽኩሞስ: ሕራይ ንበሎ።

    • HGDF December 4, 2014

      ማጨሎት ተሓጸብ፣ እዛ ጉዳይ ናብ ሕማም ኣቢላ ትከደካ ኣላ።

      • Simon G. December 4, 2014

        ህግደፍ:
        ነቲ ጽቡቕ ምኽርኻ የመስግን። ጸርፊ ስለዘይተብዝሕ ድማ ንኢደካ።

    • sami December 4, 2014

      you are simply non sense. Are you dreaming or what? WHO TOLD YO ERITREA IS FOR HAMSIEN AND AKELEGUZAY.
      I AM VERY ASHAMED TO BE CALLED ERITREA. VERY NARROW MINDED PEOPLE. WHY CANT YOU GO TO SCHOOL AND STUDY.
      SOME OF YOU SINCE YOU LIVE IN ENGLISH SPEAKING COUNTRY AND MANAGE TO HAVE A GOOD WRITING SKILLS, YOU THINK YOU KNOW EVERYTHING. SHAME ON YOU!!!!

    • temnewo December 4, 2014

      ኣንታ ካንዶ ኤርትራ ካልኦት ኣዉራጃ የብላን ድያ? ነቶም ኣብ ካልእ ኣዉራጃታት ንዓመታት ዝተቐመጡን ሱር ዝተከሉን እንታይ ክትገብርዎም ኢኩም? እዚ ሕማም እዚ ንመን ለኪፉ ይርከብ ነቶም ብሙሉኡ ስድራበቶም ኣብ ወጻኢ ዘምጽኡ እዉራጃዉያብ ዝምልከት፡፡ ዒራ ዝይስንኩም ኣብዚ እዋን እዚ ዶ ነዚ ጽልኢ ምፋሕተርኩም፡፡ ታደሰ ሕርቃን ጽልእን ዘጥቅዖ እዩ ዝመስል እቲ ጉዳይ ብዛዕባ ወልቀ ነብሱ ጥራይ እዩ፡፡

  • sami December 4, 2014

    THIS GUY DOESN’T LEARN AT ALL. I AM NOT SURE IF HE READS THE COMMENTS. FIRST CLEAR YOUR MIND SO AS TO TALK ABOUT ERITREA. I CAN SEE YOUR MIND IS FULL OF AKELEGUZAY AND YOU TRY TO COMPARE EVERYTHING TO THE INTEREST OF AKELOGUZAY. HOW CAN SOMEONE CONSIDER YOU AS A PERSON WHO IS NOT BIASED. ALL YOU BRING ISSUES ARE RELATED TO CERTAIN REGIONS INTEREST. FOR GOD SAKE, YOU HAVE NEVER RAISED ISSUES OF THE MINORITIES LIKE KUNAMA, SAHO, AFAR AND SO ON……….YOU MUST BE SICK…….GO TO SCHOOL TEGADALAY. THE PROBLEM IS YOU GUYS, TEGADELTY HAVE EMPTY OVER CONFIDENCE. SOME OF YOU MIGHT HAVE UN CERTIFIED DIPLOMA FROM ASMARA UNIVERSITY (JUST 3 MONTHS COURSE) AND YOU THINK YOU KNOW EVERYTHING. EMPTY BARREL. GUYS, I RESPECT THE TIME YOU SPENT FOR THE INDEPENDENCE OF THE COUNTRY. BUT PLEASE PLEASE DON’T ENGAGE IN SOMETHING YOU DON’T KNOW.

  • Truly Truly i say to you December 4, 2014

    ኹሉ ተቃዋማይ እዬ ዝብል ሰብ፣ ኢሳያስ ቅዋም ኮነ ፍትሒ ከተግብር ዝተሃሰመ፣ ሕዝባዊ ምርጫ እንድሕር ተገሩ ከምዝሰኣር ስልዝፈልጥን፣ ሕግን ፍትሕን ዝኽተል ስርኣት እንተተኺሉ ድማ፣ እቲ ካብ ግዜ ገድሊ ጀሚሩ፣ ብባድመ ውግእ ቀጽሉ ክሳብ ሕጂ በቲ ዝገብሮ ገበናት ንከይሕተት ኢሉ፣ ብዶብ´ዶ ብወያኔ ብሲ. ኣይ. ኤን ወዘተ እናመሳመሰ ስልጣኑ ንከናውሕ ዝጥቀመሉ ሜላ ምዃኑ ኩሎም እዮም ዝስማሙኡሉ። ናተይ ሕቶ እቶም ኢሳያስ ካብ ስልጣን ንከይወርድን ብሕጊ ንከይሕተተትን ቅዋምን ፍትሓዊ ኣሰራርሃን ንከየተግብር ዝተሃሰመ ብዚ ምኽንያት እዩ ኢልኩም ትኣምኑ ሰባት፣ ስለምንታይ ብዛእባ መበቆል ሃገርን ኣውራጃን ምዝራብ ብስርዓት ኢሳያስ ነውሪ ኮይኑ ዝተቆጸረ ድማ ምእንቲ ናቱ ኮነ ኣብጥቁኡ ዘቀመጦም ሂደት ሰበስልጣናት መበቆል ሕዝቢ ንከይፈልጦም´ሞ ስውር ዕላምዖም ንከይክሻሕ ስለዝሰግኡ እዩ፣ እንበር ብዛእባ መበቆል ኮነ ኣውራጃ ምዝራብ ነዊሪ ወይ ሓጥያት ኣይኮነን ኢልና ምስነግረኩም፣ ስለምንተይ በዚ ሸነኽ ንዘሎ ሃቂ ገለ ሰባት ንክትቅበሉና ከምምዘይደለኩም ክርደኣኒ ኣይከኣለን።። ወረ ሕሉፍ ሓሊፍኩም ኣብ ሃንጎልና ኣብዘየሎ ከምዚ ስለዝበልና ከም ወገን ፈላለይቲ ወይ ብጸቢብ ኣውራጃዊነት ኣጠምቅኩም ኢኹም ከተጸልሙና ትፍትኑ ዘለኹም። እቲ ምኽንያቱ ግን ኣይርደኣናን ማለት ከምደይኮነ ክስቆረውኩም ኣለዎ።
    ብዝኾነ ነዚ ጉዳይ እንታይ ኣምጽዖ ምባልኩም ስለዘይተርፍ፣ እንታይ ንምባል ደሌ መስለኹም ክቡራት የሕዋት፣ ብሓደ ወገን ነቲ ኣብ ሕብረተሰብና ብግልጺ ብዛእባ ዝረኣይ ዘሎ ወገነኛውነት ሓውና ታደሰ ብጋሕዲ ክንዛረበሉ መንገድ ብምክፋቱ ከመስግኖ ከለኹ፣ ብካልእ ወገን ግን፣ ንኢሳያስን ገለ ኣብጥቁኡ ንዝኣከቦም ኣዛብእን ደናቁርን ሂደት ሰበስልጣናት ከም ኤርትራውያን ቆጺሩ፣ ሃደ ኣውራጃ ወይ ሕዝቢ ካብ ካልእ ኣውራጃ ወይ ሕዝቢ ሃለፋ ጠቕሚ ከምዝረኸበ ወይ ሃደ ኣውራጃ ንካልእ ኣውራጃ ከምዝበደሎ ገሩ ብዘምስል ዓይነት ሞጎትኡ ዳርጋ ዘቅረበ ኮይኑ ስለዝተሰመኣኒ፣ ክቡር ሓውና ኣብዚኣ ቁሩብ ትጋገ ኣለኻ ክብሎ እደፍር። ምኽንያቱ ኣብ ኤርትራ ብተንኮል እቲ ስርኣት ብፍላይ ፣ ከምቲ ባእልካ ብልክእ ዝገለጽካዮ“ሓማሴን ደጋፊ መንግስቲ፣ ኣከለጉዛይ ተቓዋሚ፣ ሰራየ ድማ ላንጋ ላንጋ” ከምዝከውን ዝገበሮ፡ መብዛህቲኡ ኣብ ዲያስፖራ ዝቕመጥ ከፊል ሕዝቢ ኣለና እንበር፣ ካብቶም ደቃባት ሕዝቢ ሃደ ኣውራጃ ንሃደ ኣውራጃ ፈልዩ ዝተጠቀመ፣ ወይ ዝጎድዕ ወይ ክጎድእ ኢሉ ዝሕስብ ሕዝቢ ከምደየለ እዬ ብወገነይ ዝኣምን። እዚ ማለት ግን ነንሕሕድና ክንጠፋፋእ ወይ እናሓሰዉ ኤርትራውያን ተመሲሎም ንሕዝብና ዘጥፍኡ ጸላእቲ ከምደለዉ ክሳሓት የብሉን። ስለዝኾነ እቲ ጉዳይ ኣብ ክንዲ ኣብ ሞንጎ ደቀባት ሓደ ሕዝቢ ዘየድልይ ጥርጣሬን ሞገተን ምክያድ፣ እቲ ኣተኹሮና ኣብ ናይ ኢሳያስን ኣብጥቁኡ ዝቐመጦም ሂደት ሰበስልጣናት መንነት፣ ተግባራትን ብፍላይ ስውር ዕላምዖን ንምፍላጥ ተነተኩረሉ ምሃሸ ። እቲ ሚስጥር ምስተረደኣና ነቲ ኣብ ሞንጎና ክፈጥርዎ ንዝደለይዎ ኣውራጃዊ ፍልልይ´ከኣ ከነምክኖ ምሃገዘና ነሩ።
    ብዙሕ ግዜ ከምዝሰማእናዮ እቶም ቀንዲ ጭፍራ ሕግደፍ ገበርቲን ሓደግትን ዝኾኑ እቶም ሃሞሽተ ማለት
    1) ኢስያስ ኣፍወርቂ 2) ሓጎስ ኪሻ 3) የማነ ቻርሊ 4) የማነ መንኪ 5) ኣብርሃ ካሳ ብሙሉዖም ደቀባት ኤርትራውያን ከምደይኮኑ እዩ ዝግለጽ ዘሎ፣ ካብዝገርም እቶም ስለስተ ቀንዲ ገበርትን ሃደግትን ካብዚኣቶም ካብ ኣከለጉዛይ ኣዉራጃ ምዃኖም እዩ ዝዝረበሎም። እዚ ጥራይ ደይኮነ እቲ ዝብዘኸ ናይ ኢሳያስ ናይ ጸጥታ እሱባት ሰባትም ደቂ ኣከለጉዛይ ከምድኾኑም እዩ ዝግለጽ ዘሎ። ነዚ ጉዳይ ብከመይ ተረዲኡ ታደሰ ናቱ ኣውራጃ ብፍላይ ከምዝተበደሉ ከረደኣና ተዝኽእል ክንደይ ደስ ምበለኒ ነሩ። ኻልእ ይትረፍ ሃውና ታደሰ ነቲ ቅድሚ ሰሙን ኣነ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ደቃባት
    ብኣጋጣሚ ንዝነበብኵዎ ጽሑፍ ገሌኹም ከምዚ ከማይ ነቢብኮሞ ከምትኮኑ ተስፋ እገብር።ብዛእባ ኣብ ኣዲ እንግሊዝ ሃዲሽ ኣምባሳደር ኤርትራ ኮይኑ ዝተሾመ፣ ብኣምባሳደር እስጢፋኖስ ሃብተ ማርያም መን እዩ ዝብል? ኣብዝጸሓፍዎ ድሕረ ባይታ እዚ ሰብ ዋላ ካብ ሃንቲ ከባቢ ኣስመራ ትርከብ ኣዲ ተወላዲ ከምድኮነ ይግለጽ እንበር፣ እቲ ሓቀኛ መበቆሉ ግን ኣብ ትግራይ ስለዝኾነ ነቲ ከባቢ ዝንበረ ደቂ ኣዲ ሕዝቢ መሬቱ መንዚኡ፣ ብቦትዖም ንተወላዶ ደቂ ትግራይ ከምዝትክኡ ብምግባር በደል ከምዝፈጸመ ተገሊጹ ነቢበ። ከምኣጋጣሚ ሎሚ ነቲ ጽሑፍ ደጊመ ንክረኽቡ ዋላ ኣይክኣል እንበር፣ ገለ ሓቅነት እንተዛይሕልዎ ሱቅ ኢሉ ሽም ንምጥፋእ ዝተዘረበ ኣይመስለንን። ሞኽንያቱ ንሰብ ብዘይገበሮ ገበን ሽሙ ምጥፋእ ቀሊል ገበን ከምደይኮነ እቲ ዝጸሓፎ ከይፈለጠ ዝጸሓፎ ስለዘይመስለኒ። እሞ እዚ ንባእሉ ደቂባት ደቂ ሃማሴን፡ ብሃደ ሓማሴናዊ እዬ ብዝብል ከምዝተበደሉ ዘርእይ ካልእ መረጋገጺ ኣይኮነን ድዩ? ስለምንታይ ደቀባት ኣኮሎግዛይ ጥራይ ከምዝተበደሉ ኮይኑ ታደሰ ይስምዖ ኣሎ ንኣይ ብዙሕ ክርድኣኒ ኣይከኣለን። ኣንቶም ሰባት ኩላሕና ብሓባር ኢና ንጠፍእ ዘለና። ብሓባር ሰሚርና ነቲ ቀንዲ ጸላኢና ነጥፍእ! ሃገርና ነድህን!

  • Tes December 4, 2014

    Dear Tadesse,

    Very robust response and very measured eloquently presented. Thanks for that. The current problem is between the choosing to blank the past and just keep going forward to dead end but no end in sight. I salute you to bring the matter in to forefront into an open everyone to see. I believe that everything has solution this one is not different. Unless we build trust within each segment of the nation, then how on earth can progress forward. To debate about a problem, can come out with real remedy. Covering it for ever won’t go away. In fact it will appear vigorously later to do maximum damage. There are a lot of Eritreans who feel the pain of those who feel marginalized and we are looking our country is dieing slow death where our pride and dignity became thing of the past. We get to the lowest point and still digging dip. The solution is to tear the bearer and to talk about our problem with our brothers and tell them what we feel about the status Que. What Tadesse seeking here is simple, rule of law and fair play. No feeling intimidated by anyone. We are all equal and deserve better. No matter where we come we should feel the inclusiveness in order to play our part without fear or blackmailing. We need to learn to listen and debate. We are getting there now there are a lot of encouraging comments. We can talk and fight as family that is the way forward. Thanks Tadesse.

  • negash December 4, 2014

    thank you Taddese. There are people who are afraid to hear the truth. There will be many similar truths.I would like to tell the people who hate to hear truth, they have to fasten their belts for there will be much more even stronger to resist.

  • bielo December 4, 2014

    ኣቦይ ታደሰ
    ነዚ ክትግዕታ ዶ ትርህጻ ዝዓይነቱ ጽሑፍ ድማ ፈኒኻ ሎሚ። ኣማኑኤል ዝጸሓፎ ካልእ፣ ንስካ ትህውትቶ ዘለኻ ድማ ኻልእ። ኣንታ ሰብኣይ ኣይደሓንካን እንዲኻ,,፣ ሓንሳብ ብጽልኢን ፍርሒ ካብ ሓደ ካባብን ሓንጎልካ ምስ ተመልአ ሚዛናውነቱ ኣጥፊኡ በቃ። ንኣብነት እሞ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ፣ ካብኡ ኩሉቲ ዓጀውጀውካ በታ ሕቶ ጌርካ ተረዳኣዮ። ኣብ ናይ ኣማኒኤል ጽሑፍ ፣ ሓንቲ ብዛዕባ ታሪኻዊ ምትእስሳር ህዝቢ ሓማሴንን ዞባ ጋሽ ባርካን ኣተኪራ ዝተሓተተት ኔራ። ህዝቢ ምዕራባዊ ሓማሴን ,,,,,ገለ ክፋላት ደቀተሽም፣ ሸውዓተ ዓንሰባ፣ ደምበዛን ፣ለጎን ካልእን ኣብ ጋሽ ባርካ ምስጋም ካብ ዝጅምሩ መዋእል ኮይኑ እዩ ኢሉካ። ሻዕብያ ዝበሃል ከይተወልደ፣ ቀደም ዘመን ዝተጀመረን ሎሚ ኣባሓጎታት ዝኾኑ ናይ ዕድመ ሰብ ጸጋ ዝተወልዱሉ ርስቲ ምኻኑ ሓቢሩካ። ነዛ ሕቶ ከመይ ጌርካ ሃዲምካላ ኣለኻ እሞ ርኣያ። ዘገርም እዩ። ምስጋም ህዝቢ ምዕራብ ሓማሴን ናብ ባርካ ካልእ ኪኖ እዚ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ሃጠው ቀጠው ዝምጠጥ ማሕበራውን ቁጠባውን ምኽንያታት ኣለዎ ይባየ ሽኮር። ንስኻ እሞ ናብ ባርካ ኬድካ ነቶም ቤት ኣስፈዳ፣ ቤት ኣልመዳ፣ ቤት ዓወድ ,,,,,,,,,,ዝበሃሉ ቀቢላታት ትግረ መሬት ሃቡኒ በሎም,,,ኣይኮነን ዶ መሬት ክህቡኻ ገጽካ ንክርእዩዎ ውን ፍቓደናታት ኣይኮኑን። ንሳቶምን ህዝቢ ሓማሴንን ዝፈልጥዎ፣ ንዓኻ ግን ፈጺሙ ጋና ዝኾነ ምኽንያት ኣሎ። ማሕበራዊ ማእለማ ህዝቢ ኤርትራ ርሕቕ ትብለካ እያ መስለኒ። ሓደ ሳይሞን ጂ ኢሉ ዝጽሕፍ ኣጫፋሪ ናትካ ውን ሓደ መሰረት ዘይብሉ ሬሳ ኮመንት ሂቡ ኣሎ ብዛዕባዚ ጽሑፍካ። ኣብቲ ሰሪሑዎ ዘሎ ዝርርብ ሓማን ኣከለን፣ እተን ካልኣኦት ኣውራጃታት ኣብ ጎኒ ህዝቢ ኣከለ ምኻነን ዘተንብህ እዩ። ነቶም ናይ ሰንሒት ብሌን፣ ነቶም ናይ ሳሕል ቤተ ኣስገደ,,,,,,,,,,ኬድካ ሕተቶም በሎ። ኣብቲ ታደሰ ክውልዖ ዝሓስብ ዘሎ ኣዋራጃዊ ኪናት ምስ መን ኢኹም ትስለፉ በሎም,,,,,,,,,,,,ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ክነግሩኻ ዮም

    • ሽብለሎም December 5, 2014

      እዛ ርእይቶኻስ ኣብ ሓማሴን ኰይንካ ኢኻ ጺሕፍካያ ሓቐይ። ነዛ ሓማሴንካስ መጢጥካ መጣጢጥካ ናበይ ተብጽሓ ኣለካ።ብዛዕባ ሓማሴን ክትዛረብ እንከለካ ብዛዕባ ወገንካ ትዛረብ ከምዘለካ ኣብ ርእይትካ ኵድጭ ኢሉ ወገንነትካ የርኤካ። ንካልእ ወገንነት ኢልካ ከኣ ትኸስስ። ፍታሕ ዘድልዮ ጸገም ድማ ኣብኡእዩ ዘሎ።

    • wedi meret December 5, 2014

      bielo,

      ብጸርፍን ምፍርራሕን ዝምለሰልካ ሕቶ ኢኹን ምግቡዕባዕ ከምዘየለ ክበርሃልካ እንተኺኢሉ ጽቡቕ ምኾነ ነይሩ እንተኾነ ግን ንእሽቶ ዝሸኹዓልካ ዳኣ ኣይኮነካን’በር;;
      ሓደራ
      ካብ ዝኹነ ቦታ ኤርትራ ዝተወለድካ ኣይኮነካን እንተበልና ይሓይሽ ይመስለኒ ከመይሲ ነቲ ዝወለደካ እተሕፍር ፍጥረት ስለዝኾንካ፤ መሃይምነት እኳ ዘጥፋእካ ትመስል ወላ’ኳ ጸጸርፈን እንተኻአልካየን፤ ገለ ዘይዕላዊ ምስ ደቂ ሰባት ከንብረካ ዝኽእል ትምህርቲ እንተቐሰምካ ዋላ ባኮ ትምህረቲ ቤት ኣማሙቕካ ገዛ እቶ
      ይዋእ ዝወለደካ;;

      • bielo December 6, 2014

        ሸብለሎም፣ ሽብሉል ሓንጎል ስለ ዘለካ ክጽልየልካ እየ። ጋኒን ናይ ድንቁርና ማይ ዝሑል እናገጸብካ ዩ ዝወጽእ ኢለሞ፣ ከምዚ ናይ /ወዲ መሬት \ ለባማት ዝመስሉ ብሃማት። ወዲ መሬት ነብሲ፣ ጉማማ ምኻንካ በቶም ካብ ዝዓሰወ ሓንጎልካ ዝወጽኡ ዘለዉ ቀጠልያ ሃመማታት ትፍለጥ። ከይተቕብረ ነዊሕ ዝገበረ ገምቢ ናይ ድንቁሩና ኣብ ቃላትካ ይጨንወኒ ኣሎ። ፎ,,,,ፎ,,,,,,,,,,,,,ዝዓሰወ ሓንጎል ወዲ መሬት ዝበሃል ሬሳ ጨንዩኒ። ንኸምዚ ናትካ ዕቡስ ሓንጎል፣ ድፉን ልቢ ድኣ እንታይ ቤት ትምህርቲ ምኻድ ደልየሉ። እወ ኣይተማህርኩን፣ ዘይከምዚ ከማኻ ግና ኣነ ኣብ መንጎ ስለስተ ብሄራት፣ ኣብ ስለስተ ኣውራጃታት ስለ ዝዓበኹ,,,,ህዝበይ ንምፍላጥ ጸገም የብለይን። እዚ ኣብ ላዕሊ ብዛዕባ ምትእስሳር ህዝቢ ሓማሴን ምስ ካልኦት ኣውራጃታትን ናይ ደምን ዘርእን ዝምድናታትን ድማ ቃንቃታት ኤርትራ ትኽእል እንተዳኣ ኮይንካ፣ ኣብ ከባቢኻ ንዘለዉ ብሌንን ትግረን ሓታቲትካ ኣጣልሎ ኢኻ።

        • ሽብለሎም December 9, 2014

          ናብ ኣቡነ ኣምበስ ክወስደካ እየ ቁሩብ ቅልል እንተበለካ። ብዛዕባ ዝምድና እንተኰይንካ ሓማሴን እኮ ብዝያዳ ምስ ኣከለጕዛይ ይዛመዱ እንተኰነ ግና እስኻ ኣበይ’ሞ ክትፈውልጦ ኢልካ። ምሕረት ጥራይ የውርደልካ።

Post a Reply to Meretse Asmelash Cancel Reply