Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ክንዲ ‘ቶም ብሓይሊ ካብ ስልጣን ዝወገዞም ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊ ቤተክርስትያን ኣቡነ እንጠንዮስ ዝመዘዞም ኣቡነ ዲስቆሮስ ዓሪፎም።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ቅድሚ 8 ዓመት ንፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊ ቤተክርስትያን ኣቡነ እንጠንዮስ ብኢደወነኑ ብሓሊ ወጊዙ ኣብ ክንድኦም ኣብ መንበረ ጵጵስና ኣቐሚጡዎም ዝነበረ ኣቡነ ዲስቆሮስ ብሕማም ሎሚ 21 ታሕሳስ ከዝዓረፉ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣቡነ ዲስቆሮስ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመት

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ቅድሚ 8 ዓመት ንፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊ ቤተክርስትያን ኣቡነ እንጠንዮስ ብኢደወነኑ ብሓሊ ወጊዙ ኣብ ክንድኦም ኣብ መንበረ ጵጵስና ኣቐሚጡዎም ዝነበረ ኣቡነ ዲስቆሮስ ብሕማም ሎሚ 21 ታሕሳስ ከዝዓረፉ ምንጭታት ሓቢሮም።

ኣቡነ ዲስቆሮስ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመት ብወቕዒ ፍርቂ ኣካላቶም ለሚሱ ኣብ ሱዳን ኣብ ሕክምና ተዓቝቦም ድሕሪ ምጽንሖም ናብ ኤርትራ ካብ ዝምለሱ ኣብ ንጡፍ ስራሕ ‘ኳ እንተዘይጸንሑ እቲ ስርዓት ንጥዕናዊ ኩነታቶም ከዊሉ ብስሞም ክጥቀም ከዝጸንሐ ይፈልጥ።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮስ ንልዕሊ 8 ዓመታት ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ዳጕኑ ንይፍታሀ ዲሜጥሮስ ከም መጋበርያ ፖለቲካኡ ኣብ ጎኒ ኣቡነ ዲስቆሮስ ብምጽጋዕ ንኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኣደዳ ሕድሕድ ምትፍናን ምክፍፋልን ከምእትኸውን ብምግባር ኣብ ታሪኻ ኣጋጢሙዋ ናብ ዘይፈልጥ ውድቀት ከዘብጽሓ መራሕቲ ሃይማኖትን መእመናንን ነዚ ዝሓለፈ ሓያለ ዓመታት ከማርሩ ጽኒሖም እዮም።

ኣቡነ እንጠንዮስ ናይ ፓትርያርክ ስልጣኖም ክምለሰሎም ብምምሕጻን ቀጻሊ ጎስጓስ ከምዘካይዱ ‘ውን ይፍለጥ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
22 COMMENTS
  • delai fihi December 21, 2015

    ድሕሪ’ዚ እንታይ ምልክት ኢና ንደሊ ዘሎና? እቲ መንፈሳዊ መዓርግ ካብ ሰብ ኣይኮነን! እዞም ኣቦ ጌጋ መዓልቲ ዊዒሎም፡ ፖትርያሪክ ብሂወቶም ከለዉ ዓራቶም ብምውራስ። ኣምላኽ መሓሪ እዩ እሞ ተነሲሖም ክኾኑ ኣምላኽ ክቕበሎም ተስፋ ይገብር። እንተ ምሕደራ ህግደፍ ንነፍስኹም ጥራሕ ጥፍኡ ህዝብን፡ ሃገርን፡ ቤ/ክ ኣይትለክሙልና። ብሕልፊ(ኣብርሃ ካሳ) ወዲ ቀሺ ክንስኻ፡ ናይ ግዜና ናይዝጊ ክፍሉ! ኢድካ ክትራኽባ ኢኻ! ኢሳይያስ እሞ ንዓኻ ትጽበየካ ዘላ? ተነሳሕ! እምበር ቤ/ክ ኣሳዲድካ ሞትካ ሞት ክናና ካብ ናይ ቀዛፊ ክትከውን ኢያ! ኣምላኽ ይተዓረቀና!

  • Rip December 21, 2015

    Rest in peace father, just like many of us, his abune may have been brainwashed into believing that the former did commit a ‘crime against the interest of the nation’ as PFDJ orchestrated. Do not forget that PFDJ gives you only a single but narrow world view (of eritrea), and its likely many believe Gov claims and its pragmatic action to dis-inform the nation both via formal and informal means.

  • kebary December 21, 2015

    eti zsheym egziabiher eyu bkemey Teshemom amik menfesawi nzeyblna bhayli b hgdf wala gele aynbel eti koynu eti mengstesemay yewarsom elna ntselyelom meelili poletika ayngberm RIP

  • Zeray December 21, 2015

    RIP AND CONDOLENCE TO ALL FAMILIES.

    ZEY IMO WECHO INTE GELBETKAYO WECHO IYOU.

  • Sara December 21, 2015

    next move is Youfahi is coming back again….new year he will be seen officially once again

  • yonas December 21, 2015

    RIP

  • Semharr December 21, 2015

    Now ኣቡነ ዲስቆሮስ tomorrow is ኢሳይያስ.

  • Kemal December 21, 2015

    This world is not our home, we r just visitors to this earth like our forefathers. But some people have hard time realizing this and participate in infamous activities either knowingly or unknowingly. Anyways R.I.P

    • habte December 21, 2015

      you got that right! too many times we get distracted by the material world.RIP to the Patriarch!

  • Samuel December 21, 2015

    May his soul rest in eternal peace and almighty God put his holiness on the bosom of our great father’s Abraham,Issac, and Jacob.Don’t for get that he is a Patriarch which is closer to God unlike us.

  • gerima December 21, 2015

    ኣቡነ እንጠንዮስ ናይ ፓትርያርክ ስልጣኖም ክምለሰሎም ብምምሕጻን ቀጻሊ ጎስጓስ ከምዘካይዱ ‘ውን ይፍለጥ።
    Assenna: the above statement is wrong and misleading. Patriarch Antonius requested only to go back to Abune Indrias monastery in Sefa.

Post a Reply to AHMED SALEH !!! Cancel Reply