Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሜጀር ጀነራል ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ብሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ዓሪፉ።

ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ካብ 1971 ኣትሒዙ ብተወፋይነት ዝተጋደለ፣ ሜጀር ጀነራል ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ብሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ዓሪፉ። እቲ ኣብ ግዜ ገድሊ ናጽነት ኤርትራ ምእንቲ ህዝቡ ሃገሩን ብጅግንነት ዝተዋግአን ዘዋግአን ውጩ፣ ከም መብዛሕትኦም ጀነራላት ኤርትራ፣

ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ካብ 1971 ኣትሒዙ ብተወፋይነት ዝተጋደለ፣ ሜጀር ጀነራል ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ብሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ዓሪፉ።

እቲ ኣብ ግዜ ገድሊ ናጽነት ኤርትራ ምእንቲ ህዝቡ ሃገሩን ብጅግንነት ዝተዋግአን ዘዋግአን ውጩ፣ ከም መብዛሕትኦም ጀነራላት ኤርትራ፣ እቲ ሓራ ዘውጽኦ ህዝቡ ብውልቀምልካዊ መራሒ ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እናተጨፍጨፈን እናጠፍአን ከሎ ግን፣ ናይ ቀደም ጅግንነቱ ክደግም ኣይከኣለን፣ በንጻሩ ክሳብ ዕለተ ሞቱ መጋበርያ ምልኪ ኮይኑ እዩ ጸኒሑ።

ከምቲ ቅድሚ ሒደት መዓልታት ኣብ ዜና ኣሰና ዝጠጠቕሰ፣ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ሜጀር ጀነራል ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ)፣ ብሕማም ተኻኢሉ ሎሚ ጽባሕ እናተባህለ ከሎ፣ ሒደት መዓልታት ቅድሚ ሞቱ ከም ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ምሻሙ ኸኣ፣ ንምዉት ኣእምሮ ናይቲ ቀልቡ ስሒቱ ዘሎ ኢሳይያስ ዘመልክት፣ ንህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻሉን ዘስተናዕቕ ጽዩፍ ተግባር እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
314 COMMENTS
  • Senait March 6, 2014

    Wuchu’s news should serve a wake up call to Isias’s supporters who believe, isias will live for another 40 years and beyond.

  • meharenazghi March 6, 2014

    No one denies Wuchu was a hero in the arm struggle against the colonizer,but I feel sorry Wuchu to pass away as a sympathizer of the Dictator Isaias, without confessing to the oppressed people of Eritrea.Conclusion is bad. Anyway “Amlak ab semay yimharo”

  • ተወልደመድህን March 6, 2014

    ታሪኽ ውጩ ካብ መኣስ ክንፈልጦ ንኽእል ?።…..ውጩ ኣብቲ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ከም ኩሎም ኤርትራውያን ዝተሳተፈ’ዩ።ኣብ ቃልሲ ብምጽንሑ ጥራሕ ካብቶም ካልኦት ተራ ተጋደልቲ ፈሊና ጀግና’ዩ ክንብሎ ኣይንኽእልን።ምኽንያቱ ኣብቲ ቦታ’ቲ ነንብሕቱ ዘመልክት ጅግነነት ክሰርህ ዝኽእል የለን።ሃለፍቲ፡ብልዙብነቶም ምስ ብጾቶም ዘለዎም ለውሃትን ምርድዳኣን ክምጎሱ ይኽእሉ።ብካልእ ወተሃደራዊ መዳይ ግን ንበይኖም ዝሰርህዎ ቅያ የለን።እኳ ደኣ ኩሎም ኣብ ሓላፍነት ዝጸንሑ፡ካብቲ ተራ ተጋዳላይ ብፍልይ ዝበለ መሻርፍ ዝእለዩ ኣብቲ ቃልሲ ከለው ኣብ ገነት ዚነብሩ ኢዮም ኔሮም።ስለዚ ኣብ ሜዳ ከለው እቲ ናይ ተጋዳላይ ሽም ዘይኮነ ናይ መስፍንነት ቦታ’ዮም ሂዞም ኔሮም።ኣብ ኩናት ከኣ፡ንሳቶም ብየማንን ጸጋምን ዘሎ ምእንቲ ነንህድህዱ ከይፋለስ ዘራኽቡ’ምበር፡ዝተገብረ መጽናዕቲ፡ዝተወሃበ ትእዛዝ ኣፈጸምቲ’ዮም።ዘጽነዐ ስለያ፡ንዝተጸንዐ ተግባራዊ ዝገብር ካልእ’ዩ።ስለዚ ካብቲ ቅያነት መራሒ፡ቅያ ተራ ተጋዳላይ’ዩ ዝለኦኣለ።ንሳቶም እታ ሃንቲ ዝነበረቶም ስልጣን ኢሳያስ ኣብ ምድልዳል ኦኣቢይ ተራ ዝተጻወቱ ኢዮም።ስለዚ ቅድሚ ናጽነት ካብቲ ተራ ተጋዳላይ ንላዕሊ ክብሪ ክወሃቦም ኣይግባኣን፡ምክንያቱ ካብቲ ተራ ተጋዳላይ ንላዕሊ ዝሰርህዎ ክህሉ ስለዘይክእል።……እቲ ድሕሪ ናጽነት ናይ ጀነራል መኦኣርግ ተቀቢሎም፡ሰብ ጹሩራን ደመዎዝን ኮይኖም ዝገበርዎ ከኣ ብግልጺ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ’ዩ።እምበኣር ውጩ ካብቶም ሃደ ገበነኛ፡ኩናት ባድመ ክውላዕ ብ ኢሳያስ ትእዛዝ ተዋሂቡ ካብ ዝፈለመ ሓደ’ዩ።እቲ ኩናት’ቲ ብድሌት ኢሳያስ፡ብድሌት ውልቀሰብ’ምበር ዝኮነ ይኹን ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስታዊ ትካላት ሚንስትሪታት ዝፈልጡዎ ኣይኮነን።ስለዚ ውጩ ትእዛዝ ወተሃደራዊ ሓላፊ፡ሚንስርቲ ምክልኻል ዘይብሉ ካብ ኢሳያስ መልእክቲ ተቀቢሉ’ዩ ፈሊሙዎ።በዚ ከኣ ተሃታቲ ናይዚ ኩሉ ዕንወት’ዩ።ንሱ ተቃዊሙ ኔሩ ኣንተዝከውን ኣዚ ኩሉ ሽግር ኣይምተፈጥረን፡ክቃወመሉ ዝኽእል ምሉእ ዓቕሚ ከኣ ኔሩዎ።…..ኩናት በቲ ዝረኣናዮን ዝሰማዕናዮን ኣብቒዑ፡ድሒሩ ኣብዝመጸ ኩነታት ከኣ ናይ ስርሒት ማእከል ሃላፊ ኮይኑ ዝፈጸሞ ግዕዘን ጸይቅን ዕብዳንን ስኽራንን ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ’ዩ።እዚ ኩሉ መናእሰይ ሽግር ከጋጥም ተቓውሞ ናይ ምስማዕ ኦድል ኔሩዎ ንሱ ግን ነቲ ሕማቕ ክገሃድ ይሰርህ ኔሩ።….ስለዚ ውጩ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ምቅንጻል፡ህሰም ምዝራእን፡ንውልቀመላኪ ምድልዳል ሃሊፉ ዚያዳ ሽምን ሞጎስን ዝወሃቦ ኣይኮነን።…….እቲ ኣዚ ባህሪ ዘለዎ ውጩ’ምበር ጽባሕ ኣብ ቀብሩ፡ነቲ ግንባር ኣፍሪሱ ተውጊኡ ይኹን ነጢሩ ካብ መስዋእቲ ድሒኑ ሎሚ ብሕማም ዝመውት ዘሎ ተጋዳላይ ዘይረኸቦ፡ናይ ጀግንነትን ናይ ጀነራልን ክብሪ ብዘለዎ ኣገባብ ክቅበር፡ዕንባባ ክቕመጦ፡ገሊኦም ከኣ ፎኾስኮሶም ክገልጹ’ዮም።ክሳብዚ ደረጃ ዘሳለዮ ውልቀመላኪ ኢሳያስ ከኣ፡ሕንቋኦ ደኣ ክሳብዚ ኣብጸሃካኒ ኢሉ ኣብ ዓይኑ ዘሎ ኩነታት ከይፍለጥ ጸሊም መነጸር ወድዩ፡ኣብ ራሲ መቃብሩ ክስሕቕ’ዩ።

  • kebari March 6, 2014

    Wuchu was a hero on our struggle to freedom from Ethiopia, after 2001 he was simply , alcoholic , womanizer corrupted General , with blind eye to his people’s suffering and one of the most foolish follower of the dictator Issayas, he used to call him ayay and he does follow his orders with out any questions, in my book sadly he will be remembered as one of the gang members of the enemy number one of Eritrean people hidef.

  • Mohammed March 6, 2014

    The death of wuchu is both saddening and pleasing news, because, in one side he was great revolutionary warrior who contribute a lot for the nation and on the other side he was fanatical supporter, who used to call his master ‘aya’ and used to serve him with blind obedience and by so doing he was one of the key pillars of the dictator’s Kingdome. As a human being we don’t have to rejoice his death, but we are undoubtedly happy to see the tyranny’s Kingdome crumble step by step, and his death represents the first step towards their demise. It will certainly send shivering waves in the ranks and files of the killer- squad of the notorious regime.

    We the people of Eritrea could not make any reckoning and retribution of these guys in this world and hence let the God punish them by their wrong doing and reward them by their good deeds; if ever they have one…..

  • aman March 6, 2014

    To be honest he is lucky, he might has just escaped his dooms. Others in his postion will sure be drugged on streets like gedafi, it is only a matter of time.

  • Teklu March 6, 2014

    Well said Assenna!!! Considering his mental capacity, he will be remembered as a hero as well as a collaborator of the few individuals who hijacked the cause for our struggle.

  • khaled March 6, 2014

    pleas watch the news of this generals death in Eritv. It is well known that the news in any national news channel is prioritised, and accordingly it was the second news in the tver’s news items of the evening. it was voiced after the news regarding PIA’s meeting with special envoy of South Sudan government.!!!!!!!!!!!111

    how on earth, that can happen, don’t understand. Even the deadly and selfless servant’s death have no any meaning in front of PIA. wounderfull!!!!!!

  • shaka March 6, 2014

    Teweldemedhin,nice thought and the tuth.

  • Barba March 6, 2014

    He was an illiterate salve of his master, he has done a great deal of damage to Eritrea and I happen to be one of his victims of torture and I really don’t want to rejoice over the death of a fellow Eritrean but I know the nation we be better without him.
    God Bless.