Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መርድእ – ነፍሲሄር ኣርቲስት ሱልጣን ያሲን (ወዲ ሻምበል) ብሃንደበት ዓሪፉ

መርድእ ነፍሲሄር ኣርቲስቲ ሱልጣን ያሲን (ወዲሻምበል) ኣብ ከትማስቶክሆልም-ሽወደንብ ሃንደበት ካብ’ዛዓለም ብሞት ስለተፈለየና ብሓዘን እናሓበርና፡ ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ንሓሙስ ዕለት 25/07/2013 ሰዓት 12.00 ኣብ Råcksta Begravningsplats – Stockholm ክፍጸምኢዩ። ድሕሪ ግብኣተመሬት፡ ቀባሩ ኣብሎካል ማሕበር እስላም ኤርትራውያን (ጃልያ)

መርድእ

ነፍሲሄር ኣርቲስቲ ሱልጣን ያሲን (ወዲሻምበል) ኣብ ከትማስቶክሆልም-ሽወደንብ ሃንደበት ካብ’ዛዓለም ብሞት ስለተፈለየና ብሓዘን እናሓበርና፡ ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ንሓሙስ ዕለት 25/07/2013 ሰዓት 12.00 ኣብ Råcksta Begravningsplats – Stockholm ክፍጸምኢዩ። ድሕሪ ግብኣተመሬት፡ ቀባሩ ኣብሎካል ማሕበር እስላም ኤርትራውያን (ጃልያ) ብዱዓንቁርኣንን (ጸሎት) ንነፍሲሄር ብምፍናውን ንስድራቤቱ ንኣዕሩኽቱን ድማ ጽንዓትይሃብኩም ብምባልን ሓዘንና ኣብኡ ክንዓጹኢና። ንደቂኣንስትዮ ብዝምልከት ድማ ኣብገዛ ነፍሲሄርሱልጣን Tensta plan 2, 4tr. ንስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም ክብላ ይኽእላ።

ረቢ ልዓለሚን ንሱልጣን ንጀንና ይበሉ ንወላዲቱ ንደቁ ንኩሎም ስድራቤቱን ፈተውቱን ድማ ጽንዓትን ኢማንን ይሃቦም።

إنا لله وإنا إليه راجعون

ስድራቤትንኣዕሩክትንነፍሲሄር

ኣርቲስቲሱልጣንያሲን (ወዲሻምበል)

aseye.asena@gmail.com

Review overview
13 COMMENTS
  • muna A August 4, 2013

    Alahyrhamk my big brother I miss you I miss yourbeutful smil always I love you. Uncle rest and peace and thanks all

  • semira abderhim August 4, 2013

    Allah yrhamek my lovely uncle always you will be in our heart thank you all for your comment

  • semira abderhim August 4, 2013

    Muna Abd thank. You oll

Post a Reply to semira abderhim Cancel Reply