Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝነበረ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ ዓሪፉ።

ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍን እሙን ኣገልጋልን ዓርክን ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ዝነበረ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ ቅድሚ ክልተ መዓልታት ኣብ ለንደን ብሕማም ምኽንያት ከምዝዓረፈ ምንጭታት ሓቢሮም። ንሱ ብሕማም ሽኮርያ ይሳቐ ከምዝነበረ ይፍለጥ። ናዝይጊ ክፍሉ ድሕሪ

ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍን እሙን ኣገልጋልን ዓርክን ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ዝነበረ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ ቅድሚ ክልተ መዓልታት ኣብ ለንደን ብሕማም ምኽንያት ከምዝዓረፈ ምንጭታት ሓቢሮም።

ንሱ ብሕማም ሽኮርያ ይሳቐ ከምዝነበረ ይፍለጥ።

ናዝይጊ ክፍሉ ድሕሪ ናጽነት፡ ብዝለዓለ ጽፍሒ ዘገልገለሎም ክፍልታት ከም ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣብ ሚኒስትሪ ዞባዊ ጉዳያት ህግደፍ፡ ከም ላዕለዋይ ሓላፊ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ከምኡ ‘ውን ሚኒስትሪ ዜና ክኾኑ ከለዉ፡ ኣብቲ ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ዝጸንሓሉ ሓደ ዓመት፡ ኣብ 2001 ዓ.ም ንኹለን ጋዜጣታት ብሕቲ ኣዕጽዩ ኣሰናዳእተንን ጋዜጣኛታተን ዘእሰረ እዩ።  

ናይዝጊ ክፍሉ፡ ኣብ ግዜ ገድሊ ንናጽነት፡ ብፍላይ ኣብቲ ተጋደልቲ ብምስጢር ተኣሲሮም ዝግፍዑሉን ዝሓቁሉን ዝነበሩ ብሓለዋ ሰውራ ዝፍለጥ ክፍሊ ብዝነበሮ ገበናዊ ተራ ብዙሓት የልዕሉዎ።  ድሕሪ ናጽነት ‘ውን ነቲ ንኢሳያስ ከም የማናይ ኢድ ገበናዊ ስርሓት ምግልጋል ከምዝቐጸሎ ይንገረሉ።

ናይዝጊ ክፍሉ ኣድላይነቱ ብኢሳያስ እናተዳኸመ ምስ መጸ፡ ኢሳይያስ ከም ኣምባሳደር ህግደፍ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኳ እንተመደቦ፡ ብሰንኪ ‘ቲ ዝነበሮ ገበናዊ ድሕረባይታ፡ መንግስቲ እንግሊዝ ንመደቡ ኣየጽደቐሉን።

ብድሕረባይትኡ ኣብ ጸጥታውን ገበናውን ስርሓት፡ ብፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ መርመራን ክትትልን ከምዝነበረ ‘ውን ይፍለጥ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
41 COMMENTS
  • HGDF February 7, 2012

    ሓርበኛ ኣይነብርን ታሪኩ አዩ ዝውረስ፣ ኣብ ዓለም ሞት ዝበሃል ታሪኽካ ምጽያቅ ጥራይ እዩ፣

  • Zeray February 7, 2012

    PFDJ supporters – is this the kind of legacy you want to leave when you pass away from this earth. God deliver us from Naizghi’s legacy. AMEN

  • nehna February 7, 2012

    ሓርበኛ ኣይነብርን ታሪኩ አዩ ዝውረስ፣ ኣብ ዓለም ሞት ዝበሃል ታሪኽካ ምጽያቅ ጥራይ እዩ፣

  • Dan Nomav February 7, 2012

    Naizghi died just as he lived…a stinking pig despised by every Eritrean and every peace loving
    human being…Anyone who feels otherwise can go to hell….His death is a huge relief for our people….Hope to hear and possibly witness ISIAS the criminal dictator’s demise soon

  • Lulia February 7, 2012

    I wish all HGDEF MENDEF go to hell tomorrow.

  • havatar2009@yahoo.com February 7, 2012

    Death is relief for this blood sucker, he should have paid for his crime against the Eritrean people.

  • John February 7, 2012

    rip

  • steame111@yahoo.com February 8, 2012

    እዚ ዳኣ እሞ ዓሪፉ ዘይኮነ ሞይቱ እዩ ዝባሃል ክቡራት አሰና ኣሪምካ ጸሓፍ ……..ሽለል ኣይትበሉ።

  • gerimuna February 8, 2012

    It is sad criminals like Naizghi could die peacefully while innocent liberators languish, in Naizghi and his master FIA made hellish prisons. I hope this does not repeat before the main pig pass away. It is a travesty to let such stinking cowards to pass a way peacefully meanwhile our mothers and youngsters in particular and all our people in general are in sorrow for decades. Because of FIA and his subservients as Naizghi.

  • simon haile February 8, 2012

    R.I.P

Post a Reply to Abraham Cancel Reply