Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓደገኛ ጉጅለ ስለያ ህግደፍ ተደምሲሳ። (ጋዜጣዊ መግለጺ ቊ. 5 )

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/ጋዜጣዊ-መግለጺ-ቊ.-5-2.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
56 COMMENTS
  • ኣርዓዶም March 10, 2015

    ኣናብስ ደቂ ህዝቢ ኣጆኹም ህዝቢ ኣብ ጎንኹም`ዩ ዘሎ። ደስ ዝበል ዜና ኢዩ፡ ነዞም ኣረመን ልኡኻት ህግደፍ ከምኣ ጥራይ ኢያ ትርድኦም። ብወገነይ ስሙር ድሞክራሳዊ ግንባር ኤርትራ ዝብል ኣብ ወጻኢ ኣይሰማዕኩን እምበር ብዝኾነ ዓይነት ክተሓጋገዝ ደስ ይብለኒ። ብዝተረፈ ተስፋ ዘለኩም ውድብ ኢኹም፡ ሓገዝ ህዝቢ ክፍለየኩም ከምዘይብሉ ድማ ተስፋ ይገብር።

    ኣጽናቲ ህግደፍ፡ ሃገርና ኣባዲምዎ፡ ኣብ ወጻኢ ብዝሒ ስልያታቱ ንህዝቢ ኣርዒድዎ፡ ህዝቢ ባዕሉ ከም`ዚ ትገብርዎ ብትብዓት ተዘይገጢምናዮም ክኣ፡ ህግደፍ ንሕስያ ዘይብሎም ሃላያት ኣረመናውያን ስለዝኾኑ፡ ብዝተኻእለ ብኸመይ ህዝቢ ተወዲቡ ኣረመናዊ ስርሖም የምክኖ ድማ ክትሓስብሉ ይላቦ።

    ህግደፍ ኣብ ውሽጢ ተቓወምቲ ምብእታው`ውን ንቓልሲ ህዝቢ ክጨውዮ ይፍትን ኢዩ፡ እሞ ካብ ከምኢታት ስልኵታት ክትጥንቐቑ ድማ ልቢ በሉ። ከም ኣብነት፡ ህግደፍ ኣብ ውሽጢ እዘን ተቓወምቲ እዚ ኣተን ኣሎ፡ ንሰን ድማ ስምረት፡ ስምረት መንእሰያት ንድህነት ሃገር፡ ግሃድኤ (ግምባር ሃገራዊ ድሕነት) እዚኤን ህግደፍ ኣብ ውሽጠን ስለዝኣተው ከም`ቲ ተበግሶአን ክገብራ ይትረፍ ንኣባላተን ብግቡእ ክጥርንፋ ኣይካኣላን፡ እዘን ስመርን ስምረትን ኣብ`ቲ መጀመርታ ንህግደፍ ብድምጸን ፈጥ-ፈጥ ኢየን ኣቢለንኦ ነረን። ግን ህግደፍ ሚልዮናት ከፊሉ ይኸውን ሰበን ከቲቡ ንቓልሰን ንድሕሪት፡ ንባዕለን ንብትንትን ገይርወን ይርከብ።

    ብፍላይ ድማ ግምባር ሃገራዊ ድሕነት፡ ቐዳሞት ናይ ህግደፍ ስለያታት ምዅኖም ዝተመስገረሎም ውድብ ኢዮም። እዚ ድማ ብጭብጢ ተረኺቦምን ተኸሽሖም ኢዮም። ንኣብነት ነቶም ንቓለስ ኢሎም ካብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝተመልሱ መንእሰያት ኤርትራውያን፡ ኣብ ነንሕድሕዶም ከም ዝጠራጠሩን ብረቶም ከም ዘውርዱን ኢዮም ገይሮሞም። ግሃድኤ ብዘይካ ኣብ ኢትዮፕያ ኮይንካ ንምስሉይነት ብረት ዓጢቕካ ክትርአ ምድላይ፡ ዋላሓንቲ ቑምነገር ዝገበርዎ የብሎምን። በዝን ካልእን ድማ ህዝቢ ኤርትራ ኣብኦም ዘለዎ ኣረኣእያ፡ ብህግደፍ ዝተላእኩ ኣንጻር ቓልሲ ገይሩ ኢዩ ዝወስዶም።

    በዚ ይኹን በቲ ቓልስኹም ምስ እተሕይሉ፡ ህዝቢ ኣብ ጎንኹም ከም ዝኸውን ምሉእ ዘይጉዱል እምነት ኣለና። እታ ቐንዲ ክትገብርዋ ዘለኩም ግን ህግደፍ ይኹኑ ካብ ቃልስኹም ክዕንቕፍኩም ክፍትኑ ስለዝኾኑ ክትጥንቐቕሎም ይላበወኩም።

    ዓወት ንኹሉ ደላይ ፍትሒ

    ኣርዓዶም።

  • Temesgen Haile March 10, 2015

    excellent job well done we will support you all the way

  • lidu March 10, 2015

    job well done, people thay will support you morally materially personally jeganu Deqy Hzby go on

  • Dani Amiche March 10, 2015

    The greatest weapon any movement for liberation or for any changes is that it possesses the high morale of its members. And please let’s all back them with lots of morale support as well as any financial help that they need to finish off the qurdids PFDJs.
    The fight against higdefs would be like a marathon run that is it would be a long fight so just like in a marathon run we should all support the runners with full and continued supplies of essentials with no breaks or running away from the responsibility of supplying as there is no break in the marathon until the last finishing line. Keep it up and stay strong, you are our truly heroes and God bless you all.

  • ERITRAWIT March 10, 2015

    Isaias beynew aykonen n hzbey zesakey zelo entay da gohala-lew nay Swatna lebewa zresew. Belwom zbetwom Ajokum dekey hager!!!!! Ab gonkewm alena Ab weshetey zelo 100% ab gonkewm kemzkewen ayterateren.
    Lomey ab Dob Eritrea Sbah ab Weshetey!!!!!!
    Ab container tsake zeleka ajoka!!!!
    Ab shella zeleka ajoka!!!!
    Ab Era-Ero zeleka ajoka!!!!
    Ab karsheley zeleka ajoka!!!!!
    Ab villa zeleka ajoka!!!!!!
    Fshelet N telamat!!!!!

  • Michael March 10, 2015

    Good Job! Keep going,Everybody is proud of this operation.Sooner or Later I wish one Day for the selfish Dictator.

  • Debre March 10, 2015

    ኣብ ጽልኢ ኣይነጎሃህር ራብዓይ ክፋል ብዛዕባ ከምዚ ዓይነት ዝጸሓፍክዎ፡ ከይፈተኻ ትኣትዎ ዝበልክዎ ቃልሲ
    እዚ ዩ። እቲ ከይፈተኻ ትኣትዎ ጎነጻዊ ቃልሲ ንለውጢ ድሮ ተጀሚሩ ከምዘሎ ዝእምት መስርሕ እዩ። እቲ ጽሑፍ ከምዚ “ምቅንጻል ኢሳይያስን ሰዓብቱን ምቅንጻል ዝብል ሓሳብ ተፈጻምነቱ ዘይከኣል እንተኾይኑ፡ እንቲ ከይፈተኻ እትኣትዎ ውግእ ህሕድሕድ ኣብ መንጎ ሰራዊት ኢሳያስን ሰራዊት ተቃወምትን ‘ዩ ክመጽእ። እንተወሓደ ነቶም ብትእዛዝ ኢሳያስ ኣሕዋቶም ዝቀትሉ ቀተልቲን፡ እቶም ኣሕዋቶም ዝኣስሩ ኣሰርትን ሰዓብቲ ኢሳይያስ ብምልላይ፡ ተመሳሳሊ ስጉምቲ ክውሰድ ክከኣል ኣለዎ። ንኣብነት ትማሊ ትማሊ ዕለት 05 መጋቢት 2015 ኣብ ዓዲ ቀይሕ ዝተወጉኡን ዝተቀተሉን ዜጋታትና ደም ከንቱ ከይተርፍ እቶም ብትእዛዝ ዝቀተሉን ዘቁሰሉን ኣለሊኻ ተመሳሳሊ ስጉምቲ ክውሰደሎም ኣለዎ። ቀቲሎም ይቅተሉ ምዃኖም እንተፈሊጦም እቶም ካልኦት ኢዶም ክእርንቡ ይኽእሉ ‘ዮም። ሓይሊ ሚዛን ተቃወምቲ መዓረ ሓይሊ ሚዛን ኢሳይያስ ክመጣጠን ክኽእል ኣለዎ። ዝቀተለ ክቅንጸል፡ ዝኣሰረ ክእሰር እንተኾይኑ ኢሳይያስ ክርዕድን ስልጣኑ ከይፈተወ ክገድፍን ዝኽእል። እኹል ዓቅሚ ሰብ ክትውድበላ ትኽእለላ ሃገር ሕጂውን እንተኾነ ኢትዮጵያ ጥራይ እያ።” ይብል።

    እዚ መስርሕ እዚ ብዝሓየለ ክቕጽል ምእንቲ ናይ ኩሉ ሰብ ፈታዊ ፍትሒ ክሳተፍ ኣለዎ። ከይነግዱዖም ኩላህና ሓቢርናን ተወሃሂድናን ክንስዕቦም ይግባእ። ዘወሃህድ ኣካል ክቀውም እጽውዕ።
    ምልኪ ይፍረስ ፍትሒ ይንገስ
    ደብረ

  • Yigerimyu March 10, 2015

    ኣንቱም ሰባት ዶ’ምበር ይረደኣኩም እዩ ዘሎ? እዚ’ኮ ተወሳኺ ሞት ናይ ኤርትራውያን እዩ። ከም ጅግንነት ዝጥቀስ ኣይኮነን፣ ካባቶም ኣብ ፈቖዱኡ ዝሞቱ ዘለዉ ኤርትራውያን ብምንታይ ይፍለዩ? ሞይቶም ዘለዉ ኤርትራውያን እዮም፣ እሞ’ኸ ደኣ ኤርትራዊ ንኤርትራዊ እንተቕተተለስ “ጅግና!” ዓገብ! ዓገብ!

  • Stefanos Temolso March 10, 2015

    ገና ብዙሕ ክንርኢ ኢና። ብሰላም ዝኣበየ ብጐነጽ ኢካ ትኣልዮ። ነዚ ህግደፍ ባዕሉ’ውን ይኣምነሉ እዩ። ስለዚ፡ ውዒሉ ሓዲሩ ብሰላም እንተ ኣብዩ ብጐነጽ ክእለ እዩ።

  • petros March 10, 2015

    Very sad news. We should not celebrate this kind of action. Only Iseyas and his weyane cousins benefit from this. Those who died are victims of the dictator and are true sons of our beloved nation. We should all condemn this evil action.

    • Abate March 10, 2015

      Mr. Peter u r so confused. How could such people be considered victims. Are they not ardent servants of the dictator that obeyed the shoot to kill policy? Shame on u!

    • Debre March 11, 2015

      Peter
      You are right these people are victims of the DIA. You also remember those people who killed by them are also the first victims of DIA. Those innocent first victims are also true sons of the nation and were killed by their brothers (by them). They should refuse implementing the DIA’s orders.
      If your neighbor killed your brother, what you do? it is the same like that.
      Debre

1 2 3 5