https://www.youtube.com/watch?v=R912G7juAy8
https://www.youtube.com/watch?v=R912G7juAy8
https://www.youtube.com/watch?v=cT22T2LVkbs&feature=youtu.be
Click On :Support Radio Assenna
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/SUPPORT-FOR-GIEEGM.pdf"]
When the regime in Eritrea this month marks 25 years, many Norwegian-Eritreans will travel to Eritrea to celebrate. Those who leaves is taking the risk of punishment, warns immigration minister Sylvi Listhaug In May there is expected thousands of Eritreans from Europe who will travel to
https://www.youtube.com/watch?v=vHrLFei-71Y&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=zPHmvYVnkwE&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/SeminarWithSpeakers05-07-2016.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/25-Years-Eritrea-Special-event-in-Frankfurt-Germeny-1.pdf"]
ድምጻዊ ኪሮስ ኣስፋሃ ናብ ስደት ካብ ዝወጽእ ኣትሒዙ ናይ ቃልሲ ማለት ንሓርነትን ምድሓን ህዝብን ሃገርን ዝጽዉዑ ደርፍታት ክሰርሕ ድሕሪ ምጽንሑ፡ ትማሊ ሰንበት 1 ግንቦት ኣብ ሃገረ እስራኤል ከተማ ተልኣቪቭ ድማ ዓቢ ለይታዊ ትልሂት ብምድላው ዕዉት ናይ ሙዚቃ ምርኢት ኣካይዱ። ኣብ’ቲ ኣስታት 6000 ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ
ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን ሱዳን፣ ካብ ኤርትራን ንሱዳን፣ ካብ ሱዳን ድማ ናብ ኤርትራ ብፖስፖርት ብሕጋዊ መንግዲ ብኣውቶቡሳት ንዝወጽኡን ዝኣትዉን ኤርትራውያን፣ ብፍላይ ኣብቲ ካብ ከሰላ ክሳብ ካርቱም ኣብ ዘሎ ኣብ ኬላታት እናውረዱ ሳንጥኦም ምፍታሽ ገንዘቦም ብዘይንሕስያ ይዘምቱዎም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ሱዳን ሓቢሮም። እቲ ከምዚ ዝኣመሰለ ሽፍትነታዊ ዘመተ ነቶም
ብዓርቢ 29 ሚያዝያ 2016 ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ዓበይቲ (ዲኮርሶ) ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራዊ ስደተኛ ዳኒኤል ተኽላይ (እማደርሆ) 1ይ ደረጃ ሒዙ ተዓዊቱ። እታ 4ተ ተቐዳደምቲ ሒዛ ዝተሳተፈት ጋንታ ኤርትራውያን ብናይ ዳኒኤል ዓወት ዘዐግብ ውጽኢት ረኺባ’ላ። ዳኒኤል ተኽላይ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተፈላለያ ከም ኣስፔኮን
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብጸቕጥን ምፍርራሕን ካብ ስደተኛ ህዝቢ ዝኣከቦ ፌርማታት ተጠቒሙ ነቲ ብመርማሪት ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝቐረበ ገበነኛ ምዃኑ ዘቃልዕ ጸብጻብን፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሙ ክኸውን ከምዝኽእል ንዝበዝሖ መደምደምታ ንምጥላል ዝቕጽሎ ዘሎ ምስርሕን ብምቍንጻብ ንጹህ ተመሲሉ ንማሕበረሰብ ዓለም ከታልል ካብ
I dedicate this work to our prisoner of concise Brother Bitweded Abraha! Reality: There may be a minute difference between the advocates of the global initiative and the localized initiative of democratizing the country through grassroots based political strategy, but there is no doubt that Eziwin
Posted on April 27, 2016 by Samuel N. An Eritrean whistleblower that goes by the name Samuel has recently started publishing leaked government documents through a Facebook page: SACTISM: Classified documents of the dwindling PFDJ. On April 20, SACTISM posted a seven-page document, in Tigrinya language, of
https://www.youtube.com/watch?v=4QzSszMW384&feature=youtu.be
እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሳምንታት ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራ፣ ቀትሪ ምድሪ ቶኽሲ ከፊቱ ኣብ ልዕሊ 11 ንጹሃት መንእሰያት ጃምላዊ ቅትለት ዝፈጸመ ህድግለነዘይብለኡ ፋሽሽታዊ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ መላእ ስዑዲ ዓረብያ፣ ማለት ጀዳ፣ ርያድ፣ ደማም፣ ጣይስ፣ የንቡዕ፣ መካ፣ ጀዛን፣ ገዛ ገዛ እናኣተወ ነቶም ናብ ቤትጽሕፈቱ ምምልላስ ዝተሓሰሙ
ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 30/04/2016 ኣብ ወርሒ ነሓሰ ናይ 2012 ዓ.ም “ብህይወት መኣዛ መን`ዩ ተሓታቲ?” ዝብል ሓደ ዓንቀጽ ጽሒፈ ነይረ። መኣዛ ሓንቲ ካብቶም ኣብ ማሙቕ ገዝኦም ማይ ፍልጠት ክሰትዩ ዘይተዓደሉ፡ ብኣንጻሩ እታ ናይ ካልኣይ ደረጃ መወዳእታ ዓመተ- ትምህርቶም፡ ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ወታደራዊ ሓለዋ ክመሃርዋ ዝትፈርዱ ጨላቕዕ መንእሰያት
ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ መንጎ ስርዓት ህግደፍን ህዝቢ ኤርትራን ዘሎ ዝምድና፡ ካብ ዝኾነ ወቅቲ ንላዕሊ ዝሓርፈፈን ከብድን ሕቆን ኮይኑ ዝነብር ዘሎን’ዩ። ስርዓት ህግደፍ ግን ብህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ክንደይ ተኻዒቡን ተፈንፊኑን ከምዘሎ እናፈለጠ፡ “ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ግዳማዊ ተጻብኦታት መኪቶምን መስመሮም ከይስሓቱን ሃገር ንምህናጽን ሰላምን ምርግጋእን ዞባን ንምርግጋጽን
ወድና ኢርሚያስ መስፍን ሃብተዝጊ ሕድሩ ብዝወረዶ ሃንደበታዊ ሕማም ኣብ ደርቫሊ ሆስፒታ ኣብ ፍኒክስ ኣሪዞና ክእለ ድሕሪ ምጽናሑ ሚያዝያ 27, 2016 ናይ ዘልኣለም ዕረፍቲ ዓረፈ። ንስድራቤት ኢርሚያስ ናይ ጽንዓት ይሃብኩም መልእኽቲ ክትሰዱ ምስትደልዩ ናብዚ ዝስዕብ ወብ ሳይቲ ልኣኹ። www.almoore-grimshaw.comthen then press Ermias Mesfin. ስድራቤት [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/Ernias-announcement.pdf"]