[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/02/Vegas_opening.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/02/Vegas_opening.pdf"]
(Reuters) - A Russian newspaper critical of President Vladimir Putin is among the nominations for the 2015 Nobel Peace Prize, along with Edward Snowden, Pope Francis and a priest helping African migrants. Although the committee has marked the last four 10-year anniversaries of the 1945 bombing
ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሓጺር ጸብጻብ ውዕሎ 3ይ መዓልቲ ውዕሎ ሳልሳይ መዓልቲ የካቲት 3, 2015 ኣብ ኤርትራ ከጋጥሙ ዝኽእሉ ሰናርዮታት፣ ረቡዕ የካቲት 3, 2015 ሰሚናር ኤስደለ፣ ትማሊ ዘይደምደሞ ናይ ከጋጥሙ ዝኽእሉ ሰናርዮታት ዝብል ኣርእስቲ ተመሊሱ ዘትይሎም 1ይ. ንኢሰያስ ኣልዩ ገለ ዘይመሰረታዊ ለውጥታት ቀይሩ እቲ ስርዓት ከምዘለዎ ምቕጻል 2ይ. ከምብዙሕነትና ደረጃ
አብ መጀመርያ ሰሙን ወርሒ ጥሪ 2015 አብ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ከተማ ባረንቱ፣ ንሓለፍቲ ዞባን ንኡስ ዞባን ብኣልአሚን መሓመድ ስዒድን ብዘምህረት የውሃንስን ተኻይዱ። ኣብዚ ኣኼባ 'ዚ ናይ 14 ን/ዞባታትን ሓለፍቲ ዞባ ጋሽ ባርካን ተሳቲፎም። ሕመረት ናይቲ ብኣልኣሚን ዝተመርሐ ኣኼባ፣ ብዛዕባ መደባት ከምኡ 'ውን ጎስጓስ ኣብ ህዝቢ ንምክያድን ዘኽእል ናይ ስራሕ መምርሒ
ፍታሕ መጨቖኒ ጥበባት (ቀዳማይ ክፋል) ብደብረ ሓደ ወሃባይ ርእይቶ ኣቶ ዘሙይ ዝበሃሉ ኣብ መጨቆኒ ጥበባት ዝብል ጽሑፈይ እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ክምልሰሎም ሓቲቶምኒ ነይሮም። እተን ሕቶታት እዘን ዝስዕባ እየን። እሞ ኩሉ ሽጣራ ኢሰይያስ ካብ ፈለጥናዮ ጹቡቅ፡ ሕጂ እንታይ ይገበር? መፍትሒ ሽግርና ከመይ እዩ ክከውን? ዶስ እሰያስ እዚ ገበረ እንዳልና ‘ና ክነብር? አብ
ዚርሳዕ ኣይኮነን! ንዝኽሪ'ቶም ንሽዱሽተ ዓመታት ብዘይበደል ተመቊሖምን ኣብ ገሃነም ምልኪ ስፍሪ ኣልቦ ሓሳረ መከራ ኣሕሊፎምን፡ ኣብ መወዳእታ ከኣ ጉጅለ ምልኪ ንገለ ዕላማ ኢሉ፡ ኣብዚ ወርሒ ጥሪ ካብ ናይ ጸላም ጸቢብ ቀይዲ ናብ ናይ ብርሃን ገፊሕ ቀይዲ፡ ቦታ ዝቐየረሎም ግዳያት ምልኪ፡ ድሕሪ'ዚ ኩሉ ስቓይውን ተበዲልና ኢሎም ትንፍስ
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ብዛዕባ እቲ ዝጸደቐ ቅዋም ኤርትራ ዝህቦ መደረታትን ዝውጥኖ ውዲታትን ብዘየገድስ፣ ህዝቢ ኤርትራ፣ ነቲ ብ1997 ዝጸደቐ 'ሞ ኢሳይያስ ብዝተፈላለዩ ምስምሳት ከይትግበር ዓንቂጹዎ ድሕሪ ምጽናሕ ሕጂ "ሞይቱ እዩ" ዝብሎ ዘሎ ቅዋም ኤርትራ ከም ሕጋዊ ሰነዱ ኣሚኑ ንምትግባሩ ክጽዕር ከምዝግባእ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝርከቡ ሰለስተ
https://www.youtube.com/watch?v=ZCBffcGsL2k&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=vJexWBU6Jgc&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/02/ጋዜጣዊ-መግለጺ-6-1.pdf"]
Surging away from Japanese rivals Hiroki Kadota and Hiroyuki Yamamoto after 32km, Eritrea’s Tewelde Estifanos won the 64th Beppu-Oita Marathon, an IAAF Silver Label Road Race, in a personal best 2:10:18 on Sunday (1). After slow start, with the leaders covering the first kilometre in 3:11