AT LAST A MESSAGE TO ALL ERITREAN from our mother ST Mary, which was also confirmed by ABA ZEWENGEL to me. That we Eritrean’s do not need to travel elsewhere to see miracles , because we have our own holy people chosen by GOD who can do lots of miracles in ERITREA. For example, our PATRIARCHY KIDUS ABONA ABA ANTONIO’S is chosen by God to protect ERITREA and its people (that’s why he is still alive and fighting for us not for himself). So please all Eritrean Bishops, priests, Deacons and the congregation
No posts were found.
ኣብ መፋርቅ 70ታት፡ ስርዓት ደርግ ስልጣን ኣብ ዝጨበጠሉ ማለት’ዩ፡ ብጸላኢ ዝተላእኩ ሰባት ኣብ ህዝቢ ዝግልገለሉ ዒላታትን ባስካታትን ስሚ ከእትዉን ንተጋደልቲ ክስልዩን ይዋፈሩ ነይሮም። ዝበዝሑ ካብቶም ብጸላኢ ኣንጻር ተጋደልትን ሰላማዊ ህዝብን እከይ ተግባራት ክፍጽሙ ዝላኣኹ ዝነበሩ ሰባት፡ ሳዕቤን ናይቲ ዝፍጽምዎ ዝነበሩ ኣዕናዊ ተግባራት ብዝግባእ ዘይርድእዎን ረብሓ ዘይብሎምን’ዮም ነይሮም። ኢድ ብኢድ ኣብ ዝተሓዝሉ ግን፡ “ጀዋስስ ወይ ሰለይቲ” ተባሂሎም ብተጋደልቲ ግዳይ ማሀረምቲ ወይ ማእሰርቲ ይኾኑ ነይሮም። እቶም ብድሕሪት ኮይኖም ንመሳኪን ትሕቲ ዕድመ ከይተረፈ፡ ብካራሜላን ብሽጋራን ቀሺሾም ዝልእክዎም ዝነበሩ፡ ዋላ’ኳ ዓስቢ ክድዓቶም ጉንዖ ይቅበሉ እንተነበሩ፡ ዘይቅዱስ ተግባራቶም ግን ንዘልኣለም ኣብ ልቦም ዝሰፈረ በሰላ ጥልመት’ዩ። እዚ
No posts were found.