ኣውደ ኣመት May 22, 2007 3:39 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ኣውደ ኣመት እንድዩ፡እንኮ በዓል ዓመት።ዘይትድርጉሑሉ ዘይትብልዎ ዓይንኻ፡ ዓይንኻ።በደል’ዩ ኣይትዝረፍ ገዛኻ። (እንድርያስ ገብረኢየሱስ) Continue reading POST TAGS: ኣመትኣውደ
ዋርሳይ… May 22, 2007 1:23 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ትዝክሮ ዶ? እቲ ሁሞት ምምጻእ እታ ስማዊ ናጽነት ኣብ ኣፋፈት ገዛኻ ክትጽበ ኣያኻ ክትርእዮ ነቲ ጅግና ቢሂግካ (ሞጎስ ያቆብ) Continue reading POST TAGS: ዋርሳይ…
ብደም ደቃ ናጻ ዝወጸት ኤርትራ: May 21, 2007 2:10 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ብደም ደቃ ናጻ ዝወጸት ኤርትራብኣዕጽምቲ ደቃ ዝተሃንጸት ኤርትራብርሃጽ ደቃ ዝተሓጽበት ኤርትራእኒሆ ኣቶ ኢሳያስ ከምድሌቱ ይገብራ (ኣብርሃም ተኽለ) Continue reading POST TAGS: ብደምናጻኤርትራዝወጸትደቃ
ቓውማ! May 17, 2007 2:35 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ቓውማ! ኣይ ጨንፈር ኣይ ጫለዳ ነሓሰ ኣትዩ’ስ እንታይ ‘ዩ ጉዳ ? Continue reading POST TAGS: ቓውማ
ቓውማ! May 10, 2007 2:52 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ቓውማ! ኣይጨንፈር ኣይጫለዳነሓሰ ኣትዩስ እንታይ እዩ ጉዳ? (እንድርያስ ገብረኢየሱስ) Continue reading POST TAGS: ቓውማ
ክወግሕ’ዩ! May 9, 2007 11:57 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ክወግሕ'ዩ ቀደድ ክብል ሓቂክዅላዕ ከም ወርቂክንርእየሉ ዕንቍ። ኣንታ ክወግሕ 'ዩ! Continue reading POST TAGS: ክወግሕዩ