No posts were found.
No posts were found.
ኣብ 2003 ኢያ ነይራ እዛ ኣብ ዩቱብ (Gedim Tegadalai Sium Woldemariam, Hzbawi Gnbar/ PFDJ) ኢልኩም ክትረኽቡዋ ትኽእሉ ናይ ተ/ይ ስዩም ወልደማርያም (ግሪፒ) ዓማሚት ምስሊ ኤርትራን ቃልሳን ትገልጽ ቃለ-መጠይቑ ዝተፈነወት። ትረኻ ግሪፒ ምስ ሓድሽ ዓላማ ህግደፍ ዝጻረር’ኳ እንተነበረ ንምንታይ’ዩ ሰልፊ ህግደፍ ድሕ ሪ ፍጻመ 2001 ከምኡ ዝኣመሰለ ጎስጓስ ዘካየደ ንኩል ና ምስጢር ብዘይምንባሩ ንጎድኒ ገዲፍና፡ እንተ ስዩ ም ቅድሚ 13 ዓመታት ነቲ ሓቀኛ ታሪኽ ሃገራዊ ቃል ሲ ካብተረኸ፡ ብዛዕባ ናይቲ ድሕሪኡ ዝተፈጸመ ዘለ ናዮ ሓድሽ ዓላማን መድረኽን ክዛረብ እንተዝዕደልከ እንታይን ብኸመይንኮን መዕለለና? . . . . ከም ‘ዝሰማዕኩዎ’ ንሱ ሓደ ካብቶም ገዳይም
No posts were found.