Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምንቅስቓስ መንእሰያት ንለውጢ ዝብሃል ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝመደበሩ ምንቅስቓስ ብ 6 ሕዳር ንዕላምኡን መድባቱን ዝገልጽ ጽሑፍ ኣብዘን ዝስዕባ ከባቢታት ኣስመራ፣ ማለት ኣብ ኣብያተ ትምህርታት ከባቢ መደበርን ሓድሽ ዓድን፣ ኣኽርያ፣ ሓዝሓዝ፣ ጎዳይፍ፣ ማይ ጭሆት፣ ገዛ ባንዳ ጥልያንን ሓበሻን፣ ቲራቨሎን  ዘርጊሑ ሓዲሩ። ቅዳሕ ናይቲ ዝተዘርግሐ ጽሑፍ እንሆ።   [gview

READ MORE