VOICE OF ASSENNA: ብሃይማኖት ፖለቲካዊ ጠላዕ ይኣክል፡ ምእንቲ መሰል፡ ሓርነትን ፍትሕን ብሓባር ደው ንበል November 1, 2017 4:58 pmEnglish Voice of Assennaassenna70 SHARE https://www.youtube.com/watch?v=4hRXQhbeFlU&feature=youtu.be READ MORE
ብሃይማኖት ምጥላዕ ይኣክል! ስለ ፍትሕን ሓርነትን ኩልና ብሓባር ደው ንበል። November 1, 2017 4:10 amሃገራዊ ዜና ትግርኛassenna212 SHARE ሎሚ 31 ለካቲት ተባዓት ኤርትራውያን ተመሃሮ መንእሰያት ኣል ዲያእን ወለዶምን ዝርከቡዎም ኣሽሓት ኤርትራውያን ማሕበረሰብ ምስልምና፡ ነቲ ጨፍላቒ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ቤትምህርቶም ንምዕጻው ዝወሰዶ ስጉምቲ፡ ከምኡ `ውን፡ ኣብ ልዕሊ `ቲ ነዚ ውዲት ኣብ ምቅላዕን ምምካትን መሪሕ ተራ ዝተጻወተ ተባዕ ኣቦ ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር ንዝወሰዶ ናይ READ MORE
ጻዋዒት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ለንደን ዓባይ ብሪጣንያ November 1, 2017 12:24 amሃገራዊ ዜና ትግርኛassenna101 SHARE ኩቡራት ኤርትራዉያን ኣሓትን፡ ኣሕዋትን ተቀማጦ ዓባይ ብርጣንያ፡ ኣብ ሃገርና ብፍላይ ድማ ከተማ ኣስመራ ብሰላማዊ ህዝቢ ዝተበገሰ ሰላማዊ ተቃዉሞ፡ ስርዓት ህግደፍ ብሓይሊ ብረት ንምጎዕጻጹ ኣብ ህዝቢ ሃስያ የዉርድ ከምዘሎ ካብ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ግይለጽ ኣሎ. ነዚ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ህዝቢ ዝወርድ ዘሎ ዓመጽ ንምቅዋምን፡ ኣብ ጎኒ ህዝብና ከምዘለናን READ MORE