No posts were found.
No posts were found.
ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ፡ ከም መቀጸልታ ናይቲ ብሒም ዝበለ ይተሓጎም ዝብል ጨፍላቂ ፖሊሲታቱ፡ ምስ ምቅያር ባጤራ ናቅፋ ብዝተኣሳሰር ጉዳያት ምስ ሓለፍቲ ንግዳዊ ባንኪ ኤርትራ፡ ሚኒስትሪ ፋይናንስ፡ ሚኒስትሪ ንግድን ኢንዱስትሪን ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣብ ምፍጣጥ ኣትዩ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት ከምዝኣመትዎ፡ ንትግባረ ምቅያር ባጤራ ናቅፋ ዝምልከት ገደብ ግዜን ቅጥዕታትን ብኣዋጅ ተገሊጹ’ኳ እንተኾነ፡ ኣብ ትግባሬኡ ግን ፕረሲደንት ኢሳያስ ምስ ሓላፊ ንግዳዊ ባንኪ ኤርትራ ኣቶ የማነ ተስፋይ፡ ምስ ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ ሓጎስ ገብሪሂወት፡ ምስ ሚኒስተር ፋይናንስ ኣቶ ብርሃነ ሃብተማርያምን ምስ ሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትርን ኣቶ ነስረዲን ዓሊ በኺትን ኣብ ምውጣጥ
No posts were found.