No posts were found.
No posts were found.
ንስራሕ እሞ ንፈንጣሕ ከኣ! ዶ’ምበር ኢድ ጸላኢ ኣይህልዎን ኢልካ ካብ ምሕሳብ ዓዲ ኣይውዓልን’ዩ። እወ ንሱ ደኣ ኣበይ ክሰኣን-ጸላኢ`ሞ ካብኡ ሓሊፉ ካልእ ስራሕ የብሉን። እንተኮነስ እቶም ውዲታትን ሸርሕታትን ጸላኢ እናኣፍሸልና ኣብ ዕማም ህዝብን ሃገርን ምድሓን ተዋፊርና ኣለና ንብል ኣካላት ደንበ ተቓውሞ ግን ልዕሊ ሸርሕታት ህግደፍ በሪኽና ክንወጽእ’ዩ ትጽቢት ዝግበረልና። ግን ኣይበቓዕናዮን። እቲ ዝሰርሕ ንሱ ኮይኑ እቲ ዓቕሙ። እቲ ካልእ ክሰርሕ እናኸኣለ፡ ምስቲ ኣይሰርሐን ወይ ፈሺሉ እናተባህለ ዝሕመ ደንበ ተቓውሞ ነብሱ ከተኣሳስር ኣይደለየን። ንሱውን ፍሹል ከይበሃል ያኢ! ስለዝኾነ ከኣ ብማዕዶ ዝዕዘብን ብኾፉ ዝፈርድን ጥራሕ ኮይኑ ብድኻምን ውድቀትን ደንበ ተቃውሞ ዝወራዘ በዚሑ። ኣብ
No posts were found.