` ዘገርም ህይወት እኮ`ዩ ዘሎና፡ ብውሽጢ ዑቡድ ከልቢ ኣይትንበሩ እንዳበለ ይነኽሰና፡ ብግዳም ድማ ንምንታይ ምስ ዑቡድ ከልቢ ትነብሩ ኣለዅም ኢሎም ይኸሱና`
ዋዛን ቁም-ነገርን፣፣
እቲ ብምሒር ውራይን ለኻዕካዕን “ፋልፋላ” ዝብል ቅጽል ስም ዝተዋህቦ ኣምባሳደር ውልቀ-መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቅ ዝኾነ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ምስ ወይዘሮ ጸሃይቱ በራኺ ኣብ ለንደን ናይ ወርቂ ቅልስ ገጢሙ፡፡
ኣብ ኣስመራ ኣብ መገዲ ክልተ ንብዙሕ ግዜ ዘይተረኣኣዩ ኣዕሩኽ ይራኸቡሞ ሰላምታ ድሕሪ ምልውዋጥ…….
መሓዙቻ ዓዲ ድኣ ከመይ ጸኒሓትኪ?
ዓዲ ድኣ ከይዳ ኢያ ተወንጪፋ፡፡ ማይ ዝመስል መንገዲ ተሰሪሑ፡ ናይ ኣመሪካ ሃይወይ ከኣ መንገዲ ተቖጺሩ፡፡ ህይወት ኣቡኡ’ዩ ዘሎ በጃኺ፡፡ ሎሚ ሎሚሲ ሃጽ ኢልኪ ኪዲ፡ ክዳውንትኺ ጠቕሊልኪ ኪዲ ኢዩ ሙቭ ግበሪ ኢዩ ዝመጸኒ ዘሎ፡፡
ኣብ ሓደ ሃገር ላዕላዋይ ኣዛዚ ወተሃደር ጀነራል ክመጽእ’ዩ ተባሂሉ ገፊሕ ሜዳ ተመሪጹ ኩሎም ወተሃደራት ይእከቡ። ጀነራል ኣብቲ ሜዳ ምስ በጽሐ ኩሎም ኣብ ዘዘለዉዎ ኰይኖም ኣእጋሮም የማን ጸጋም እናረገጹ ከለዉ ጀነራል እናተዛወረ ይምልከት። ኩሉ ወትሃደር ብሓደ የማን ክረግጽ ከሎ ሓደ ወተሃደር ግን ንበይኑ ጸጋም ክረግጽ ይርኢ።

ሓደ ሰብኣይ ኣብ ሓደ ቤት በይኑ ይነብር ነበረ።ካብ ብዙሓት ዝናብ ዝዘነበሎም መዓልታት ሓደ መዓልቲ ብርቱዕ ዝናብ ዘኒቡ እታ ዓዲ ብማይ ኣዕለቕለቐት።ንሱ ገና እንታይ ይከውን ከምዘሎን፡ክመጽእ ዝኽእል ኣፍልጦ ይኹን ግምት ኣይነበሮን።
Milkias Mihretab Yohannes
Some 120 guests who came from all over the world had gathered to from an important organization. It has been quite a while since there was a credible and strong organization representing the interests of Eritrean plumbers everywhere. Although there was an attempt to form an association of Eritrean plumbers many times, it was not successful for many reasons. That is why many put their faith and trust on this new attempt. Participants of the three day conference came from all walks of life and plumbing activity. Some are seasoned and career plumbers, others are new to the industry, and still some others work only part time as plumbers and part time in other professions.

ወ ይ ለ ከይ!! ብልሓትኪ ትፈለጥ!! ሓቕኺ እንዲኺ ደኣ መንግስተይ ንጉሰይ ክትብሊ!! እ? ክንድዛ ግዛዕ ትኾኒ ብክልተ ካብ ሚእቲ ጥራሕ ቆንጥዮምኺ ደኣ ኣበይ ክፍለጠኪ? ንዓናስምበር ብሚእቲ ካብ ሚእቲ እዮም ዝሓግሙና ዘለዉ!!
ኣብ ወርሒ ለካቲት 2006፡ መንግስቲ ህግደፍ፡ ብማዕከናት ዜናኡ “ሓንቲ ዓባይ ናይ ገያሾ መጓዓዝያ መርከብ ገዚአ’’ ኢሉና ነይሩ።