መግለጺ ኢትዮጵያ ንትግባረ ስምምዕ ኣልጀሪስን ውሳኔ ኮምሽን ዶብን ሓደ ብስራት ማንታ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ዝኸፍአ ደማዊ ኲናት ምዃኑ ዝፍለጥ ብዶብ ተሳቢቡ ኣብ 1998 ዝተባርዐ ኲናት፡ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብደም ኣዕለቕሊቑ ኣብ 2000 ዓመተ ምህረት ምስ ኣብቅዐ፡ ክልቲኦም ወገናት ነቲ ጸገም ብስምምዕ ክፈትሑዎ ኣብ ኣልጀሪስ ተፈራሪሞም፡
መግለጺ ኢትዮጵያ ንትግባረ ስምምዕ ኣልጀሪስን ውሳኔ ኮምሽን ዶብን ሓደ ብስራት ማንታ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ዝኸፍአ ደማዊ ኲናት ምዃኑ ዝፍለጥ ብዶብ ተሳቢቡ ኣብ 1998 ዝተባርዐ ኲናት፡ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብደም ኣዕለቕሊቑ ኣብ 2000 ዓመተ ምህረት ምስ ኣብቅዐ፡ ክልቲኦም ወገናት ነቲ ጸገም ብስምምዕ ክፈትሑዎ ኣብ ኣልጀሪስ ተፈራሪሞም፡
ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ ድምጽኻ ናብ ማዕበል ተመሊሱ `ሎ `ሞ፡ ልቦናኻ ናብ ልቡ ይመለስ!! እታ ን10 ዓመት፡ ዓምጽን ውዲትን ናይቲ ማህጸን ለዋሃት ኣዴታትካ ንዘፍረዮም ጀጋኑ ሓዚሉ ኣብ ዘዕበየ ዝባንካ ሸይሸይ ዝብል ዘሎ እኩይ ምልካዊ ስርዓት ብምቅላዕ፡ ንኣውያትካ ካብ ትሕቲ መሬትን ዕምቆት ባሕርን ኣውጺኣ ኣብ ኣየርን ሰማይን ዘቃልሐት፡ ድምጽኻ ድምጺ
ከምቶም ሰብ ሕድሪ መብጽዓና ነኽብሮ ‘ሞ፣ ንሰብን እንዝግን ክጥዕሞ! ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፣ ሎሚ ድሮ ሓድሽ ዓመት 2017፣ ኣብ መሰጋገሪ ክልተ ኣገደስቲ ዓመታት፣ መዛዘምን መጀመርያን ቃል ከስምዕ፣ እዝንኻ ክተለቅሓኒ ብትሕትና እሓተካ። 2016 መዛዘሚት ርብዒ ዘበን፣ 2017 ድማ ፈላሚት ካልእ ርብዒ ዘበን ከም ምዃነን መጠን፣ ብቕድሚ ዓይነይ ከም ሓዊ ለይቶ ውልዕ ጥፍእ፣ ብጎኒ እዝነይ ከም ጽንጽያ ዚዝ ዝብሉ ዘለዉ ግንታት ንገሊኦም ኡፍ ንገሊኦም ኡሽ እናበልኩ ይዛረብ ስለዘለኹ፣ “እንተ ዘረባ ‘ሞ ዝገደፍኩም የብልኩምን እተን ኣሓ ‘ሞ ተዘሚተን ‘የን’ ከይበልካ፣ ጽምም ኢልካ ግዜ ክትህበኒ ፍቓደኛ ክትከውን እትስፎ። ከም ኣካል ናይዚ ወለዶ’ዚ፣ ነቲ ልውህትካን የዋህነትካን ሓዋዊሱ ዝበደለካ ረዚን እዋን ክዕዘብ ዕድል ስለዝረኸብኩ፣ ዝሓሸ መጻኢ ክገጥመካ፣ ህውከትን ዓመጽን ኣብቂዑ ብሰላምን ፍትሕን ክትብረ ባህገይ ክገልጽ፣ ሰናይ ክምነየልካ እዩ ድሌተይ። ኣብዚ ዝሓለፈ ዘበን፣ እቲ ሕድሪ ዝተቐበለ መብጽዕኡ እንተዝገበር ዕላል ባህግና ካልእ ምኾነ ነይሩ። እንታይ ‘ሞ ዕድልና እንዶ ተሰይሩ! ሕጂ ‘ውን፣ ብዛዕባ ፍኒስትራን
ብምኽንያት 1 መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ኹሉ፣ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም፣ መበል 55 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብዛዕባ ጉዳይ ሃገርና ክንዛተ ብዝገበርኩምለይ ዕድመ ንመንእሰያት ኮቨንትሪ ኣዝየ አመስግነኩም። 55 ዓመት መቸም ዳርጋ ካብ ኩላትና እዞም ኣብዚ ተረኺብና ዘለና ኣሕዋት ይዓቢ ይኸውን። ምስኡ ካብ ሃገርና
ኣብ ዓለምና ዝውሰዱ ዘቤታውን ኣህጉራውን ፖለቲካዊ ውሳኔታት፣ ኣብ ኣድማሳዊ ሕግታትን ሞራላዊ ክብርታትን ዝተመርኮሱ መትከላት ከምዝእዝዙዎም ኣብ ጽሑፍን ዘረባን ዓዘፍ ክብሃለሎም ንሰምዕ ‘ኳ እንተኾና፣ ብተግባር ክርአ ኸሎ፣ ብሕልፊ ዲፕሎማስያዊ ውሳኔታት ሃገራት ዓለም፣ ብሃገራዊ ረብሓታት ከምዝጽለዉ ማንም ዘይስሕቶ ሓቂ እዩ። ፈቲና ጸሊእና፣ እቲ ክዉንነት ኣብ ባይታ እዚ ምዃኑ
ትርጉም ውሳኔ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላትን እጃም ህዝቢ ኤርትራን ብ ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ መርማሪ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፣ ብ 8 ሰነ 2016፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸመ ምስክርነት ብምሃብ፣ መራሕቲ ናይቲ ስርዓት ኣብ ኣህጉራዊ ቤትፍርዲ ገበነኛታት (ICC) ክቐርቡ ከምዘለዎም ለበዋ
እዚ ቅድሚ ትማሊ ሓሙስ፣ 23 ሰነ 2016 ጎደናታት ከተማ ጀኔቫ ሰንጢቑ ብምውሓዝ ኣብ ፊት ቤት ጽሕፈት ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተኻየደ ካብ መላእ ኤውሮጳ፣ ካብ ካናዳን ኣመሪካን ከይተረፈ ኣሽሓት ማይላት ተጓዒዞም ዝመጽኡ ልዕሊ 12 ሽሕ ውፉያት ዝተዋስኡሉ ደርማስ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣብቲ ኣብ ኤርትራ
ዳግመ ህንጻ ሃገራዊ መንነት ትንሳኤ ኤርትራን ህዝባን የድሊ ኣሎ። ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ከተማ በርገንን ከባቢኣን፣ ኣብዚ ክቡር ዕለት’ዚ ምሳኹም ምስዞም ስደት ሃገርኩም ዘየረሰዓኩም ደቂ ሃገር ሓቢርካ ምውዓል ጥራይ ንገዛእ ርእሱ ዓቢ ጸጋ ክንሱ፣ ብዛዕባ ‘ታ ኣብ ልቢ ኩልና እትነብር ሃገርን ህዝባን ክዛረብ ተወሳኺ
ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፣ ተመዲቡ ዘሎ ምቍራጽ ፈነወ ኣሰና ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ቅቡል ከምዘይኮነ ብዝተፈላለየ መንገዲ እትልእኩልና ዘለኹም ስንባደን ቁጥዐን ዝተሓወሶ ተደጋጋሚ ምሕጽንታ ይበጽሓና ኣሎ። ንሕና ከም ኣሰና ‘ውን ተገዲድና ደኣምበር፣ ብሕልፊ ኣብዚ ዝያዳ ጽዓትን ቃልስን ዝሓትት ፍሉይ ሃገራዊ መድረኽ፣ ነቲ ድምጺ ዕቡሳት ዝኾነ
ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፣ ተመዲቡ ዘሎ ምቍራጽ ፈነወ ኣሰና ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ቅቡል ከምዘይኮነ ብዝተፈላለየ መንገዲ እትልእኩልና ዘለኹም ስንባደን ቁጥዐን ዝተሓወሶ ተደጋጋሚ ምሕጽንታ ይበጽሓና ኣሎ። ንሕና ከም ኣሰና ‘ውን ተገዲድና ደኣምበር፣ ብሕልፊ ኣብዚ ዝያዳ ጽዓትን ቃልስን ዝሓትት ፍሉይ ሃገራዊ መድረኽ፣ ነቲ ድምጺ ዕቡሳት ዝኾነ
ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፣ ተመዲቡ ዘሎ ምቍራጽ ፈነወ ኣሰና ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ቅቡል ከምዘይኮነ ብዝተፈላለየ መንገዲ እትልእኩልና ዘለኹም ስንባደን ቁጥዐን ዝተሓወሶ ተደጋጋሚ ምሕጽንታ ይበጽሓና ኣሎ። ንሕና ከም ኣሰና ‘ውን ተገዲድና ደኣምበር፣ ብሕልፊ ኣብዚ ዝያዳ ጽዓትን ቃልስን ዝሓትት ፍሉይ ሃገራዊ መድረኽ፣ ነቲ ድምጺ ዕቡሳት ዝኾነ
እዚ ሎሚ ምእንቲ ሓርነት እነካይዶ ዘለና ምንቅቓስ ምስቲ ቀደም ኣብ እዋን መግዛእቲ ስለ ናጽነት ኤርትራ ዝገበርናዮ ቃልሲ ክነጻጸር ከሎ ኣዝዩ ዝተሓላለኸ እዩ። ባህሪ ናይቲ ግጭታት ዝተፈላለየ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፣ እቲ ናይ ሽዑ ቃልሲ ኣንጻር ባዕዳውያን፣ እዚ ናይ ሕጂ ቃልሲ ግን ኤርትራዊ ምስ ኤርትራዊ ስለዝኾነ ከቢድ
ፍሉይ መደብ፣ “ኤርትራ ብዓይኒ ህዝባ፣ 25 ዓመታት ናጽነት ዶ ባርነት” እታ ሳላ ደገፍኩም ውዲትን ዓመጽን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ምቅላዕ ንሓያለ ዓመታት እጃማ ከተበርክት ዝጸንሐት ድምጺ ኣሰና፣ ሕጂ ‘ውን እቲ ምልካዊ ስርዓት፣ ነቲ ኣብዚ ዝሓለፈ 25 ዓመት ህዝቢ ረጊጹን በቲኑን ናብ ባርነት ንዝቐየሮ ናጽነት ኤርትራ፣ “ብሩራዊ
ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ኣብ ፍራንክፈርት ቀጺሉ ድማ ኣብ ናይሮቢ “ተቓወምቲ ውድባት ንምቅርራብ” ብዝብል ምኽንያት ብመድረኽ ዝተበገሱ ክልተ ምስጢራውያን ኣኼባታት ድሕሪ ምክያዶም፣ መድረኽ “ከምዚ ዝበሉዎ ዓወት የለን፣ ተዓዊትና!” ኢሎም፣ ስዋኣ ከምዝመቀረላ ብዓልቲ ውራይ በብዝረኸቡዎ ማይክሮፎን ክእንተቱ ቀንዮም ኣለዉ። እቲ ምስሌኔ ንምስሌነ ተራኺቦም ዘካየዱዎ ድግስ፣ ንዓኣቶም ኮነ
ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይዚ “ሓቅን ፍትሕን ስለ ህዝብን ሃገርን” ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ዘቕረብናዮ ቃል ኣሰና፣ ኢሳይያስ ብፖለቲካዊ ዓይኒ ምዉት ስለዝኾነ ኣካላዊ ሃለዋቱ ምጽንጻን ገዲፍና ኣብ መተካእታ ናይቲ ስርዓትን መጻኢ ኤርትራን ከነተኵር ከምዝግባእ መደምደምታ ብምሃብ ኢና ዛዚምና። ቃል ንቓሉ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ “ሞይቱ እንተዝኸውን ከ
ኣብዚ ቕንያት’ዚ፣ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ኣብ ዝርከብ ኤርትራዊ ክልታት፣ ኢሳይያስ ሓሚሙ፣ ዓቢዱ፣ ሞይቱ ዝብል ወረ ክላባዕ ቀንዩ ‘ሎ። ዓለምና ምስቲ ኩሉ’ቲ ናይ ሃብታምን ድኻን፣ መላኽን ተመላኽን፣ ዓማጽን ተዓማጽን ፍልልያታ፣ ሓደ ፍትሓዊ ጸጋ እንተልዩዋ ማዕርነት ኣብ ሞት ‘ዩ። መጠን ገንዘቡን ሓይሉን ብዘየገድስ፣ ካብ ሞት ዘምልጥ ሰብ የልቦን።
ሃገር ብዘይ መንእሰይ መጻኢ የብላን፣ መንእሰይ ብዘይሃገር ከኣ ህይወት የብሉን። ኣብ ሃገርና ክልተ ሜላ ኣቆጻጽራ ግዜ እዩ ዘሎ። እቶም ርኡያት ናይ ግእዝን ፈረንጅን ኣቋጻጽራታት ማለተይ ኣይኮንኩን። ንግዜ ብዘይካ ብካላንደር፣ ፍሉይ ኣበርክቶ ወይ ተኣምር ብዝሰርሑ ሰባት፣ “ዘበን ኩስቶ” እናበልካ ምዝካር ኣብ ያታዊ ሕብርተሰብና ዝውቱር እዩ። ንኣብነት፣ ነቲ ብፈኸምታ
ሰዓተይ ‘ኒውዮርክ’ ትብል ኣላ! ሞባይለይ ‘ውን ደጊማ ቃጭላ ካብኣ ተቐቢላ፣ ስዓትኩም ረኣዩ ኣንቱም ሰብ ቆጸራ ሰዓት ኣኺሉ - በቡር ነቒላ መወዳእታ ደወል - ባጉም ባጉም ኢላ ደለይቲ ፍትሒ - ሃብሮማት ሓዚላ፣ ካብ US ካናዳ - ጊሓት ተላዒላ ማይላት ቆሪጻ - ኒውዮርክ ‘ዩ ምዓላ ሓመድ ድበ ‘ርክብ - ተሎ ተሰቐላ፣ ንሳ ‘ኳ ኤርትራ ዘይዓዳ ክፉእ ምስረኣየት ብማዕዶ
ተባዕ ቢተወደድ፡ ከማኻስ ኣይሓድ! (ግጥሚ - ቅድሚ 10 ዓመት) ኣንታ ሕቡእ ጅግና መን ቀበረካ ብህይወትካ ገና፡ ንስኻ ኣብ ማዕቡጥ ምስ ምሉእ ልቦና ሃገርናስ ቓዚና ዓሪቑ ዝባና ንዓኻን ከማኻን ስኢና። ብሽመት ዘይጥበር ብፍርሒ ዘይሽደድ ብግዜ ዘይቅደም ብገንዘብ ዘይእበድ፡ ተባዕ ቢተወደድ ከማኻስ ኣይሓድ ሽሕ ኮይኑ ይወለድ! ምስ ተጋዳላይ ጎያዪ ምስ መንእሰይ ተላሃዪ ምስ ምሁር ዘታዪ፤ ኣብ ኵናት ኣላዪ ኣብ ዋዕላ ዘይመናሕሰዪ ጠዋር-ሰላም ጎብለል ሓዊ። ጣቋኻ ዲዩ ተጸሊኡ ወይ ድፍረትካ መሊኡ ዓይኒ
ሰሚናር - ዙሪክ ብምኽንያት 18 መስከረም ጅምላዊ ማእሰርቲ ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ ሓባራዊ ራእይ፣ ስሙር ቃልሲ፣ ንናይ ሓባር ዓወት ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ኣዕሩኽ ኣሰናን ስዊዘርላንድ፣ ንዘይሕጋውን ኣረሜናውን ማእሰርቲ ናይቶም ኣብ ሃገርና ቅዋማዊ መንግስቲ ክትከል፣ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ተኣታትዩ ግዝኣተ ሕጊ ክሰፍን፣ ፍትሒ ክነግስ፣ ቅኑዕን እዋናውን ፖለቲካዊ ሕቶ ዘቕረቡ 11
https://www.youtube.com/watch?v=r6yAa6IT9EU&feature=youtu.be
ከመይ ቀኒኺ ሃገረይ ሃገረይ፣ ሎሚ ቕነ ስምኪ ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለም ብኽልተ ዝተፈላለዩ ምኽንያታት እናተደጋገመ ገኒኑ ቀንዩ። በቲ ሓደ፣ ብሃራት ተወጣሕቲ ብሽግለታ ኤርትራውያን ዳኒኤል ተኽለሃይማኖትን መርሃዊ ቅዱስን ብመንገዲ ‘ታ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኣብቲ ህቡብ ቅድድም ብሽግለታ ዓለም Tour De France ናይ መጀመርያ ኤርትራውያን ኣፍሪቃውያንን ተሳተፍቲ ክኾኑ ምብቅዖም
ኣንቱም ሰንፈላላት ልኡኻት ሓሊቦ መጕሃዪ ዘመዶም መነወርቲ ‘ንዳ ‘ቦ እቲ ኣርሓ ደርሁ ዕንቅዓ ፈኸራ ንርእሱ ተሓቢኡ ጸቢባቶ ኣስመራ 'ሹት!' እንተበለኩም ክትገብሩ ዳንኬራ ‘ናበይ?’ ከ ዘይትብሉዎ ካብ ምሓዝ ቆጸራ። እሞ ኸኣ ንጀኔቫ፣ ናብቲ ቀጽሪ መትከል ደብሪ ሰብ ሕልና ተጣበቕቲ መሰል እንታይ ‘ዩ ዘብለኩም ሄልሄል ድቃስ ዘይሕሸኩም ምዃን ዓዲ ውዒል? ንሳ ደኣ ሕዛእቲ ‘ንድያ ንደለይቲ ፍትሒ ናዅራ ዘይትኸዱ
ከመይ ከኒኺ ሃገረይ ! ሃገረይ፣ ሕማቕ ዕድል ኮይኑ፣ ደቅኺ ንመበል 24 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ኣብ ክልተ በበይኑ ዳሳት፣ ብ ጓሂ ወይ ከኣ ብዝተሰነዐ ሓጎስ፣ ዝበዝሑ ድማ ካብ ክልቲኡ በዅሮም በብፋንጣኦም ከምዝዘከሩዎ መቸም ድሮ ኣስተብሂልክሉ ኣለኺ። ኣነ ‘ውን ኣብ ድሮ ናይቲ ጽምብል፣ ምስሊ ናይቶም ብረሃጽ ኣባቕል
ይበነልኪ ደኾን ‘ቲ ቐታሊ ስሚ ብንፋስ ሓርነት ይዕዘር ጠላሚ ይሕሸኪ ደኾን ሎሚ ካብ’ቲ ዓሚ እንተተጸበኹ ብተስፋ ምስ ሕልሚ ሃገረይ፣ እንትርፎ ቀታሊ ስኢንኪ ሓካሚ ቁስልኺ ይረክስ ኣሎ ልብኺ ይደሚ፣ ኣጆኺ ዶ በጃኺ ኢዋኣኺ ዶ ወይልኺ፣ ኣየኒኡ ከምዝብሃል ጠፊኡኒ ደጊም ከበሮን ብኽያትን ሓደ ኾይኑ ዳሶም። ንምዃኑ ይሰምዕ ዶ ‘ሎ እዝንኺ “ኣለኹ” ‘ባ በሊ፣ ብሓቂ እንተሊኺ! ዋላ እንተሰካሕኩ ብቐዳማይ ጥልመት ሕድሪ ‘ኮ
ከመይ ቀኒኺ ሃገረይ! ሃገረይ፣ እዚ መበል 24 ዓመቱ ክጽምብል ክልተ ሰሙን ተሪፉዎ ዘሎ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝተገላገልክሉ 24 ግንቦት፣ ምስቲ ኣብ ኤውሮጳ ቅድሚ 70 ዓመታት ብዓወት ሓይልታት ኪዳን ዝተዛዝመ ካልኣይ ኵናት ዓለም ኣብ ሓደ ወርሒ እዩ ዝዝከር ዘሎ። እዞም ክልተ ፍጻሜታት ምዝዛም ኵናት ብመጠን ተሳተፍቶምን ዝጸለዉዎ
Most of the contributors listed on the donation table are some among the very few loyal and generous Radio Assenna financial backers who kept Assenna on air since its inception in 2009. The very people who prompted our moral pain after being overburdened with constant
ክንዲ ንሓደ ኣባሲ ምጽፋዕ ተተሓሒዝካ ብሃገርካ ምጥፋእ ‘ሲ ምስ ምንታይ ይጽብጸብ? ንሕና እቶም ነዚ ስግንጢራዊ ኩነት ኣፍቂድና ነብስና ምፍቃድ ኣጊሙና ህዝቢ ንገዛእ ርእስና ኸ ምስ መን ኢና ንቝጸር? ነዚ እንነብረሉ ዘለና ጸሊም ዘበን፣ ጸሊም ሰሙን ተወሲኹዎ፣ ግዳያቱ መድሕን፣ ሓተቲ ኸኣ መልሲ ስኢኖም ስለዘለዉ፣ ምላሽ ከይተጸበና፣ ሓዘን
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ጃምላዊ ቅትለት ናይቶም ብዘይካ ክርስትያናዊ ሃይማኖታዊ እምነቶም ካልእ ገበን ዘይነበሮም ብጥሩፍ እስላማዊ ጉጅለ ISIS ኣብ ሊብያ ብዘስካሕክሕ ኣረሜናዊ ኣገባብ ብኻራሩ ተጎይሖም ብብረት ብትሕዞ ዝተረሸኑ 28 መሳኪን ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ሰለስተ መዓልቲ ዝጸንሕ ናይ ሓዘን ቅነ ኣዊጁ። መንግስቲ ኢትዮጵያ እቶም ግዳያት ኩሎም ኢትዮጵያውያን ምዃኖም ከምዘረጋገጸ
Dear Friends of Assenna Representatives፡ As the official deadline has come into a close, Assenna Foundation intends to proceed to the second phase of the ‘People’s Media Project – መርፍእ ኣለና ፈትሊ ኩኑና ` as quickly as possible. While continuing to accept new volunteers, we will
ድሮ ናፊቕናኩም፣ ግን ክንምለሰኩም ኢና! ኣብ ፈለማ ሰማንያታት ኣብ ድሕሪ መስመር ጸላኢ ኣብ ዝነበርናሉ እዋን፣ ካብ ደቡብ ንምዕራብ ካብ ምዕራብ ንደቡብ ጽርግያ ኣስመራ መንደፈራ ቆሪጽና ክንንቀሳቐስ ከለና ዝርእዮ ዝነበርኩ ድሙቕ ባና ኣስመራ፣ ወትሩ ነታ ኣብ ሳሕል፣ ኣብ ሰማያዊ ማልያ ተጻሒፋ ዘንበብኩዋ፣ "ኣስመራ ናፊቕናኪ ግን ክንምለሰኪ ኢና!"
'ታይ ግዱ ህግደፍ መንደፍ፣ እንተኾነሉ ሰብ ይነድፍ፣ እንተሰኣነ ገንዘብ የግድፍ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ንኤርትራ ሃገረ ዕስክርና ብምግባር፣ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ሰጥ ልበጥ ኣቢሉ ብወተሃደራዊ ሕጊ ንምቍጽጻሩ ኣብ ጽባሕ ናጽነት ዝሓንጸጾ ሜላ፣ ንኹሉ መንእሰይ ኤርትራ ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣስገዲዱ ዓስከር ብምግባር ብዓንተብኡ እዩ ጀሚሩዎ። ንመንእሰይ "ኣልዚበዮ
ጅግና ስዉእ ኮለኔል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) ከምዚ ትማሊ 21 ጥሪ 2013፣ ምስ ካልኦት ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዝኾኑ ብጾቱ ኣብ ሕምብርቲ ከተማና ኣስመራ ምእንቲ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ፍትሕን፣ ትግባረ ቅዋምን ልዕልና ሕግን ዘካየዱዎ ምንቅስቓስ ድሮ ሳልሳይ ዓመቱ ሒዙ ኣሎ። ወቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ድሕሪ ገለ ኣዋርሕ
2014 ዓመተ ምህረት'ውን ልክዕ ከም ካልኦት ዓመታት ናታ መዝገብ ታሪኽ ሒዛ ኢያ ትሓልፍ ዘላ። ኣረጊት ዓመት ኣፋኒና ሓዳሽ ዓመት ኣብ ንቕበለሉ ዘለና እዋን መዛግብ ገናጺልና ከመይ ነበረት ምባል ኣድላዪ ኢዩ። ሰነዳት ዜናን ሓበሬታን ኣብ ግዚኡ ዜናን ሓበሬታን ይኹን'ምበር፣ ምስ ህላወን ድሕነትን ሓደ ህዝብን ሃገርን ዝትኣሳሰር