Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: Voice of Eritrean Justice Seekers from Bologna – Monday, July 7, 2014

https://www.youtube.com/watch?v=hQ5WhXAWxac&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • Awet Nihafash July 8, 2014

    Thank YOU ASSENA
    BY NOW WE ALL KNOW WHO IS WITH US AND WHO IS NOT,,MAY BE IT WILL TAKE TIME BUT ASSENA WILL BE BROADCASTED FROM FORTO SOON…AWETNA NAY GIDN EYU DELEYTI FITHI
    AWET NIHAFASH

  • Mesinas July 8, 2014

    ከዲንኩሞም ሕፍረት!

    ልሳን ውጹዕ ህዝቢ ድምጹ ንኽትኮኑ
    ኣብ ልዕሊ ሬሳታት ጓይላ ክትኩንኑ
    ኣብ ቦሎኛ ቀኒኹም ሰብ ፍትሒ ጀጋኑ፡
    ህዝቢ እናነብዐ’ወ ብደቁ ሓዚኑ
    ገበን ወሲኹሉ ህግደፍ ንገበኑ
    እዚ እኩይ ስርዓት ይሓፍርዶ ኮይኑ!

    ኣብ ሬሳ ኣሕዋቶም ሳዕስዒት ጨፈራ
    መዓስ ጠፊኡዎም ሙዃኑ *ደበራ *ጽዩፍ ስራሕ
    ከምኡ ኮይኑ ባህሩ ናይ ምልኪ ምሕደራ
    ሕማቕ ጎኒፉዋ ሃገርና ኤርትራ!

    ወለዲ ግዳያት ደም እናነብዑ
    ብጥቕምን ብፍርህን ልቦም ዝተዘርዑ
    ኣሳሰይቲ ምልኪ ወትሩ ይስዕስዑ!
    ዝመስሎም ዘይሓቱ እንትርፎ ክሰምዑ
    ጉድለት ተኣረሙ ዝብሉዎም ከዲዑ
    ጽቡቕ ይኹን ሕማቕ ግድን የጣቕዑ
    ብሓቂ የሕዙኑኻ ከብድኻ ይበልዑ!

    ንስኻትኩም ግና ሰራዊት ሓርነት
    ከምዘይትምብርከኹ ንድሑር ምልክነት
    *ዘላሚ መኪትኩም ክትረኽቡ ቅሳነት *ረጋጺ፡ ጨቋኒ
    ሃገር ናይ ስውኣት ህያብ ከም ዝኾነት
    ሓቂ እናገለጽኩም ብትብዓት ጅግንነት
    ነቶም መጣቓዕቲ ከዲንኩሞም ሕፍረት!

    ብሽንሆት ንኽንነብር፡ ዕምሪ ምልኪ ነሕጽር!

    ሓውኹም መሲናስ 08-07-2014

  • Kombishtato July 8, 2014

    ስርዓት ህግደፍ ብፍላይ ድማ ናይ ወጻኢ ልኡኹ የማነ ማንኪ ኣብ ዓቢ ፍርሂ ተዋሒጡ ከም ዘሎ ተፈሊጡ። እዚ ብማእሰርቲ እቲ ቐንዲ መራሒ ተጻራሪ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣቶ ኣንዳርጋቸው ጽጌ: ናይ ግንቦት ሰባት፣ ኣብ ጉዕዞ ትራንዚት የመን ኤርትራ፣ ብመንግስቲ የመን ትታሒዙ ንእትዮጵያ ብምርካቡ እዩ።

    ኩሉ ምስጢራት ስርዓት ህግደፍን የማነ ማንኪን በብሓደ ይድሕድሖ ምህላው መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እዚ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተገብረ ናይ ሽበራን ራዕድን ውሳኔታት ልክዕ ከምቲ ናይ ኣል ሸባብ ሶማልያ: ኣብ ጋህዲ ክ ወጽእ እዩ። ስርዓት ህግደፍ ብተግባራት የመን ጋን ኣትይዎ: ኣብ ከቢድ ፍርሂ ተወጢሩ ከም ዘሎ ተሓቢሩ።

    Ethiopian TV: https://www.youtube.com/watch?v=LkxKkd1kk8g

    ================

POST A COMMENT