Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: Sacctism: PFDJ ideology of destruction – ቅትለት ፍቕረን ሳምሶንን Part 3, Thursday, Sept 22, 2016

https://www.youtube.com/watch?v=jB5yWXqYX3I&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • DESALEGN September 25, 2016

    ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ኤርትራን ህግደፍን ክዕበስ ዘይኽእል ሃጓፍ ተፈጢሩ ኣሎ!

    ህግደፍ፥ ኣብ ሞንጎ ህዝብን ህግደፍን ተፈጢሩ ዘሎ ሃጓፍ ነቓዕ ዘይምኻኑ ኣዳዕዲዑ እንዳፈልጠ እንከሎ ነቓዕ ንኸይፍጠር ኣብ ሞንጎ ህዝብና እንዳበለ ለቦዋታት ዘቕርብ ዘሎ ንዝኾነ ኤርትራዊ ዜጋ ዘደናግር ከምዘይኮነ ኣብ ባይታ ዘሎ ህሉው ኩነታት ዝምስክሮ ሓቂ እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ኣብዛ ሕጂ እዋን ዘሓታ ዘሎ ሕቶ ሕግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ቃል ዘኣተወሉ ኣብ ተግባር ይውዓለሉ ጥራሕ እዩ ዝብል ዘሎ። ህግደፍ ከም ነፋሒቶ ቅርጹ ክቐያይር ዘይኮነ ከም ሰብ ብኣንደበቱ ንዘውጸኦም ቃላት ናይ ምትግባር ሓላፍነት ክስከም ይግባእ። ህዝቢ ኤርትራ እዘን ሲዒበን ዘለዋ [ቃል ወይ መሓላ ህግደፍ ይተግበራልና] እንተዝይ ኮይኑ ሓዱሽ ወይ ፍሉይ ሕቶ የብሉን እዩ።

    ዓወት ነሓሽ ! ህዝቢ ኤርትራ ክርህዎ ክኽእል ኣለዎ
    ስጋ ስወኣት ! ስዋኣት ዘምጽእዋ ሃገር ንህዝቢ ኣገልግሎት ክትዉዕል ይግባእ
    ህዝባዊ ግንባር ንዲሞክራስን ፍትሕን ! ሃገር ብዲምክራሲ መንገዲ ክትምራሕ ኣለዋ
    ሃደ ልቢ ! ባህጊ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ባይታ ክንጸባረቕ ክኽእል ኣለዎ

    ንዝብልን ካልእን ህግደፍ ዘኣተዎም ቃል ጥራሕ ዘይኮነ ከም መፈክር ንዝጥቀመሎም ዘሎ ከም እንስሳ [ነፋሒቶ] ቃሉ ብምቕያሩ ህዝቢ ኤርትራ ንተግባራት ህግደፍ ክስከሞ ወይ ክጸሮ ስለ ዘይከኣለ ኣብ ሞንጎ ህግደፍን ህዝብን ነቓዕ ዘይኮነ ተፈጢሩ ዘሎ ህግደፍ ብዝኾነ መገዲ ክዓብሶ ዘይኽእል ሃጓፍ ወይ ጋግ ተፈጢሩ ከምዘሎ ንማንም ሰብ ርዱእ ይመስለኒ። ኣብዚ ህጂ እዋን ህግደፍ ዝግብሮ ዘሎ ጸደፍደፍ ኖንያ ተፈጢሩ ዘሎ ሃጓፍ ክዓብስ ይትረፍ ነብሱ ንኸድህነሉ ኣብዘይኽእል ደረጃ ተሽሚሙ ይርከብ ኣሎ። ተፈትዩ ተጸሊኡ ለዊጢ ኣብ ሃገርና ዘይተርፍ ሓቂ እዩ። ምኽንያቱ መስርሕ ስለዝኾነ ግዝይኡ ሓልዩ ቦሎኽ ኢሉ ምውጽኡ ዘይተርፍ ሓቂ እዩ። እንተኾነ ግን ህግደፋዉያን ንህዝቢ ድሕነት ጥራሕ ክብሉ ዘይኮነ ንነብሶም ድሕነትን ጽቡቕ ታሪኽ ንኽገድፉን እዘን ኣብ ላዕሊ ተዘርዚረን ዘለዋ ካብ ልሳኖም ዝወጻን ዝውጻ ዘለዋን ከምእዉን ብልሳኖም ዝበልዎን ቃላት ክትግብሩ ምስ ዝኽእሉ ጥራሕ እዩ እቲ ኣብ ሞንጎ ህዝብን ህግደፍን ተፈጢሩ ዘሎ ሃጓፍ ክዕበስ ወይ ክፍወስ ዝኽእል።

POST A COMMENT