Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Teclay December 15, 2018

    ኣማኑኤል እያሱ
    እንታይ ድኣ ክትረክብ እዘን ንማንም ዘይትንክፋ ፣ሕ-ሰብ ኣብ ምንቓሕ ጥራይ ዘተኮራ ርእይቶታተይ ህልም ኣቢልካየን??ብዝኾነ ኣነ ኣይሕዝልካን እየ ፣እቲ ምንታይ ምድምሳስ ገጋ ምዃኑ እናተረድኣካ ነዛ ውጽኢት ሳሕል ዝኾነት ኤርትራ ንኸይትፈርሰና ካብ ዘሎካ ሓልዮት ዝተበገሰ ይመስለኒ። ብርእይቶ ናይ ተራ ዘጋታት እትፈርስ ሃገር እንተኮይና ግን ፣ንሓዋሩ እውን ቀጻልነት ስለ ዘይብላ ፣ብድሕሪ ሕጂ ትልክሞም ካይለከምት ምፍራሳ እዩ እቲ ዝሓሸ።ሓንቲ ግን ከረጋግጸልካ ይደሊ ፣ሽግርና ኢሳያስ ዘይኮነ ኣተሓሳስባናን ንቕሓትናን እዩ ። በዛ ዘላትና ንቕሓት ናይ ኢሳያስ ምእላይ ንምጽናትና– ስደትና የንህሮ እንበር ኣይቅንሶን እዩ።ብዝኾነ ክሳብ 2020ኣይምለሰካን እየ ..ምናልባት ድሕሪ ዓመት ነጻ ርኢቶ ተፍቅድ ትኸውን። ወድሓንካ .
    I wish you marry x-mas and happy new year!

POST A COMMENT