Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: Daily News – ዕለታዊ ዜና – Saturday, Dec 24, 2016

https://www.youtube.com/watch?v=7-swm-Pg0pQ&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Desalegn December 25, 2016

    መደብ ሕቶን መልሱን

    መደብ ሕቶን መልሱን ዝብል ካብ ሎሚ ዕለት 25/12/2016 ጀሚሩ ማሕበር ሰላም ትግርኛ ሕብረተሰብ Peaceful Tigrinya Community Association ከእንግድ ምኻኑ እንዳሓበርና ኣብዚ መደብ እዚ ንዝሓለፍናዮም 25 ዓመታትን ማለት ካብ ጊዜ ናጽነት 1991 ጀሚሩ ሃገርና ብጉጁለ ህግደፍ ካብ እትመሓደር ጀሚሩ ሕቶ ንምሕደራ ዝምልከትን ካሊእን ዘካተተ ክኸዉን ይኽእል እዩ። ኣብዚ ሕቶን መልስን ዘይካተቱ ነገራት እንተለዉ ንስለያን ፖሊስን ኤርትራ ማለት ንማእሰርቲ ዝምልከት ጉዳይ ኣይክህሉን እዩ። እዚ ጉዳይ እዚ ኣይክንዝትየሉን ኢና ምኽንያቱ ንሕና ኣብቶም ብንጹር እንፈልጦምን ግቡእ ዝኾነ መልሲ ክንህበሎም እንኽእል ምምሕዳር ህግደፍ ኣብ ኩለን ሚሊስትርታትን ህዝብን ዘተኮረ ክኸዉን እዩ።

    ንእተቕርብዎ ሕቶ መልሲ ኣብ ሰሙን ሓደ ጌዜ ቀዳም ወይ ሰንበት ክወሃብ ምኻኑ ነፍልጥ ኣለና።

    ጊዝያዊ ሓይሊ ዕማም ማሕበር ሰላም ትግርኛ ሕብረተሰብ

POST A COMMENT