Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Voice of Assenna: Contributor Comments – ርእይቶታት ሰማዕትንታበርከትን – Mon, Nov 28, 2016

https://www.youtube.com/watch?v=plNsUaPa0_M&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • Berhe Tensea November 28, 2016

    Thank you for the excellent commentary……….

  • Desalegn November 29, 2016

    ተስፋጺዮን ህግደፍ ጸላኢና ኣይኮነን 5 ሰባት ጥራሕ እዮም ጸላእትና ዝብል ቪድዮ ዘርጊሑ ኣሎ።
    እዚ ነጥቢዚ ቀንዲ ዕላምኡ ሒዙ ተምዘሎን ናይ ህግደፍ ቅዲ ኣካይዳ ከምዝኽተል እዉን ብኣንደበቱ ገሊጽዎ ኣሎ።

    ንህዝቢ ኤርትራ ዘጽንቱ ዘለው 5 ሰባት ድዮም? ካብ ላዕሊ ስጋብ ታሕቲ ዘለዉ ዕሱባት ህግደፍን ጨንፈር ህግደፍንዶ ኣኮንን እዮም?

    *ቀጺሉ ንዘሎ ቪድይኡ ኣድምጽ!

    https://www.youtube.com/watch?v=uKAPZfg2pmY&t=905s

  • Desalegn November 29, 2016

    እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ እዚ እዩ!

    ቀንዲ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ህግደፍን ጨናፍሩን ከምኡዉን ብሄረ ኣምሓራ ምኻኖም ንጽሑፈይ ጸቒጠ ከስምረሎ ዝመረጽኩሉ ቀንዲ ምኽንያት ዓሌት ኤርትራዊያን ከጽንቱ ዕረፍቲ ዘይብሎም ለይትን መዓልትን ሰሪሖምን ሕጂዉን ንፍጹም ጥፍኣትና ብመልክዕ ልፍንታዊ ወፈራ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ንኸካይዱ ሃገርና ከም ቀንዲ ማዕስከሮም ጌሮም ናይ እከይ ተግባሮም ንምትግባር ተላዒሎም ሰለዘለው ኩላትካ ኤርትራዊ ብፍላይ ትግርኛ ወለዶ [ኣጋዚያን] ኣስላማይ ኩን ክርስቲያን ብዘየገድስ ነቲ ዘይተርፍ ኩናት ንኽትገጥም ድሉዉ ኩን።

Post a Reply to Berhe Tensea Cancel Reply