Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ጅግና ተጋዳላይ ቢተወደድ ኣብርሃ – ሕጂ ግን ኦሮማይ!! – 2ይ ክፋል

https://www.youtube.com/watch?v=nmTXolhkAmA&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • ኣብርሃም October 15, 2017

    ሰላም ኣሰና። ክልቲአን ክፋላት ሰሚዐየን፡ ብዙሕ ድማ ተማሂረ። የቐንየልና ሰሎሞን ዮውሃንስ።
    ኣብዚኣ ክሓታ ዝደሊ፡ ኣማኒኤል ፡ ሶሎሞን ወይ ድማ ዝኾነ ተጋዳላይ ነበር ብቐረባ ዝፈልጦ ክትምልሱለይ እንተኺኢልኩም፡
    1 ቢተው ናይ ቀረባ ብጻይ ካብ መሪሕነት ነይርዎዶ? ምኽንያቱ ምስ ተኣስረ ዋላ ሓደ ባዕል ስልጣን ስሙ ከልዕሉ ተሰሚዖም ኣይፈልጡን።
    2 ቢተው ሰበይቲ ኣላቶ’ዶ? ኣብ ውሽጢ ሃገር ድያ ዘላስ ኣብ ወጻኢ? ሓድጊ ( ውላድ ) ኣትሪፉዶ ይኸውን?
    የቐንየለይ።
    ኣብርሃም ዓንደማርያም

  • alem October 17, 2017

    Beteweded the only tegadalay who understood the danger of dictatorship to the country very early and stood up against it. Real hero. The only hero tegadalay.

Post a Reply to alem Cancel Reply