Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ዝርርብ ምስ ነባር ተጋዳላይ ዳዊት ፍስሃየ – ብዛዕባ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን – Tuesday, July 24, 2018

https://www.youtube.com/watch?v=RNN8iS6UOE4&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • tewoldemedhin July 25, 2018

    ጉህየ፡ንብዓት ዘረር ኣቢለ።
    ስለምንታይ ትብሉ ትኾኑ።ምላሹ እነሆ።
    እዚ ጋሻ ተጋዳላይ ኢዩ።ተጋዳላይ ከኣ ምእንቲ ጸገም ህዝቡ ዝወጸ፡ህዝቡ ጽቡቕ ገይሩ ጸገሙን ሽግሩን ዝፈልጥ ኢዩ።እዚ ጋሻ ግን ተጋዲሉ፡ንህዝቢ ኤርትራ መሪኡ ኣብ ናጽነት ክበጽሕ ንህዝቢ ኣኤርትራ ዘይፈልጦ ኮይኑ ተሰሚዑኒ።
    በዚ ኢሳያስ ዘካይዶ ዘሎ ተግባር፡ህዝቢ ኤርትራ ክለዓልን ክቃወምን የዘኻኽር።ወጽዩ ተቃውሞኡ እንተዘየስምዑ ኢሳያስ ናብዘይተደለይ ክመርሖ ከምዝኽእል ኣሚቱ።
    ስራሕ ኢሳያስ ከምቲ ዝበሎ ስለዝኾነ ይጽናሕ።ኣብቲ ንህዝቢ ዝምልከት ግን ከሙ ክብል ዘህዝን ኢዩ።
    ህዝቢ ኣኤርትራ ገዛእቲ ተመሳሲሉ ይኹን ብፍርሂ እሺ ኣናበለ ምካድ ዳርጋ ተለማሚዱዎ ኢዩ።ብዘይካ ገለ ገለ ሰባት ዳርጋ ዝበዝሃ፡ንገዛእቲ ተመሳሲሉ ኢዩ ተቀቢሉዎም።ኣብዝኮነ ካኣ ምቅዋም ኣይተማህረን።ግን ነቲ ተቃውሞ ብምምያጥ ይኹን ክእለት ዘለዎም ሰባት ቀስ ኣቢሎም ዘዝሃሉዎ ህማቕ ክህሉ ይኽእል።
    ህዝቢ ኣኤርትራ ብሃይለስላሴ፡ብደርጊ ጽቡቅ ገይሩ ተቐጥቂጡ፡ኣፉ ከምዝሕዝ ተገይሩ ኢዩ።ብሰንኩ ናብ ገድሊ ክጽንበሩ ዘይደለዩ፡ስደት ከም ኣማራጺ ወሲዶሞ።
    ኣብ ገድሊ ከኣ ነቲ ናይ ገድሊ እምበር ንሕማቕ ኣሰራርሃ ምእንቲ ክቃለስ ዝተማህረ ኣካል የለን።ኩሉ እቲ ትምህርቲ ነቲ ዘድልዮም፡ብሃንቲ መገዲ ጥራይ ዕድል ከፊቶም፡ኣቲ ዞኣበየ ግን ሳላ ውድብና፡ሎሚ ከኣ ሳላ መንግስትና ሚሂሮም ብከምዚ ካብቲ ዘሎ ኣገባብ ከምዘይወጹ፡ብካልእ ከኣ ብምፍራህ ተቃውሞ ምስማዕ ኣንታይ ምኳኑ ከይፍለጥ ክሳብ ዜጋታት ተማሂሮም ከይፈልጡ ከይመራመሩ ዩንቨርስቲ ተዓጽዩ።
    ስለዚ ህዝብና ናጽነት ወጺካ ተባሂሉ ሰላማዊ ሰልፊ ወጽዩ ዝድልዮ ክገልጽ ይኹን ክቃወም ይትረፍ እንታይ ማለት ምኳኑ ኣይተማህረን።ልክዕ ከምታ ናይ ደርጊ ምምሕዳር ተቀቢሉዎ።
    ስለዚ ሕማቕ ኩነታት ክሳብ ዝሓልፍ ኣፍካ ምሓዝ ዝተመሃረ ህዝቢ፡ብፍላይ በቲ ናጻ ኣውጼካ ዝበሎ ተጋዳላይ ዘጋጠሞ ሎሚ ኣብዚ ኩነታት’ዚ ሰልፊ ክወጽእ ክቃወም ዘይከኣል ኢዩ።
    ርእሺ ኩሉ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመታት ተኸፋፊሉ ጸኒሑ፡ሕጂ ኣብ ሃጺር ኩነታት ክሓብር ዘይከኣል ኢዩ።
    ብዘይካ ኡ ህዝብና ተጠራጣሪ ምእንቲ’ተን ኣብ ኤርትራ ዘስረሀን መረባዕ ክብል ንዝኮነ ይኹን ስራሕ መንግስቲ ክቃወም ኣይካልን።
    ስለዚ ብዝተፈላለ ኣገባብ ኣብ ፍርሒ ዝነብርን፡ብፍላይ ብገድልን ተጋዳላይን ዝተመቓቐለ ህዝቢ ሎሚ ንዓ ተቃውሞኻ ኣስምዕ ክትብሎ፡ዘህዝን ኢዩ።
    ነብሲ ወከፍ ተጋዳላይ ኣብ ርእሲ ገባር ገበን ዝገበረ ወይ ገባር ክብደል ከሎ ብጻዩ ስለዝኾነ በዳላይ እናረኣየ ስቕ ዝበለ፡ተጋዳላይ ንገባር ከምቆልዓ ብጨበጥ ክቀጽዖ ግቡኡ’ዩ ብምባል።ወይ ተጋዳላይ ብጻዩ ክብደል ስቅ ዝበለ፡ወይ ምእንቲ ሕግን ውሕስነት ውድብን ኢሉ ናብ ምብዳል ዘብጸሓ፡ዝሓሰየ ኢዩ።ስለዚ እዚ ትብዓት ክተህድር ዘይገበረ ተጋዳላይ፡ፈሪሕካ ስቕ ኢልካ ጥራይ ትእዛዝ ክትፍጽም ዝምህር ዝነበረ ተጋዳላይ ሎሚ፡ንህዝቢ ተቃወም ክብል ብሓቂ ንብዓት ዘረር ኣቢለ።

  • Guest July 25, 2018

    Dawit, thanks for your thoughtful analysis on the current Eritrean predicament.. I think if you have the time, I would encourage you to periodically come on assenna and share your thoughts.

Post a Reply to tewoldemedhin Cancel Reply