Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ብመኾምብያ ኣደይ ኣይትምጽኡኒ – ንደመር? ቅድም ናትና ንግበር!

https://www.youtube.com/watch?v=vBV5oIjXQE4&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • ናትና ንግበር July 29, 2018

    ውሕጅ ከይመጸ መንገዲ ውሕጅ ጽርግ ከምዝበሃል ኤርትራውያን ውሕጅ ከየወሰድና ከሎ ካብ ሕጂ ክንጥንቀቐሉ ዘለና ጉዳይ ኣዝዩ መዘንግዕ ዝኾነ ናይ ምድማር ጉዳይ እዩ። ሃገር ኤርትር ከም ሃገር ንኽትከውን ህዝቢ ኤርትራ ነፍሲ-ወከፍ ገዛ ሂወት ከፊሉ እዩ። መስዋእቲ ኤርትራውያን ድማ ልእላውነት ኤርትራ ንምርግጋጽ እዩ። ልእላውነት ናይ ኤርትራ ከይተረጋገጸ ዝግበር ውዕላት ሕድሪ ስውኣት ምጥላም ስለዝኾነ ኩሉ ኤርትራዊ ፍልልያቱ ብዘየገድስ ብጥርኑፍ ልእላውነት ኤርትራ ክረገገጽ ዶብ ኤርትራ ብንጹር ኣብ ግብሪ ክውዕል ክንሓተሉን ብሓባር ጠጠው ኢልና ብግልጺ ክንማጎተሉን ጻውዒት ናይ ኩልና ክኸውን ይግባእ። እቶም ደገፍቲ ህግደፍ’ውን ሳላ ጽኑዕ መሪሕነትና ኢሳያስ ጅግና ኣንበሳ ሳሕል እናበልኩም ዶብና ክሕንጸጽ ኣለዎ ልኡላውነትና ክረጋገጽ ኣለዎ ትብሉ ዝነበርኩም እንሆ ኢሳያስ ንዓኻትኩም እውን ከይተወከሰ ንኹሉ ሕዝቢ ኤርትራ ጠሊሙ ዶብ ምሕንጻጽ ኣየድለን ኢዩ ኣብ ምባል በጺሑስ ናይ ንግዲ ቀዳምነት ሂብዎ ብግብሪ ከተግብርዎ ንርኢ ኣለና። ስለዚ ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ደገፍቲ ህግደፍን ተቓወምትን ኣብ ልኡላውነት ሃገርና ማለት ዶብና ብንጹር ቀዳምነት ተዋሂብዎ ኣብ ግብሪ ክውዕል ኣለዎ ዝብል መትከል ስለዝተራኸበ ኩሉ ኤርትራዊ ነንሕድሕዱ ተደሚሩ ናይ ሓባር ድምጺ ከስምዕ ኣለዎ።

    • alem bereket July 30, 2018

      All Eritreans payed dearly for the independence of Eritrea. Eritrea is now a country respected like any other country in the world. Do you want to have better social and political sound structure? Go back to your country and contribute to make it better. Uttering non-sense talks is good for no one.

POST A COMMENT