Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ኢትዮጵያ ንኣጠቓቕማ ወደብ ዝምልከት መጽናዕቲ – እንታይ ከ ይብሃል ኣሎ? – Wed, Oct 10, 2018

https://www.youtube.com/watch?v=y_TUph_sjcw&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Fedai Hine October 11, 2018

    እንቋዕ ንነስሓ ኣብጽሓካ! እቲ ዝዓበየ ዳኛ ወዲ-ሰብ ሕልንኡ ምዃኑ ምርዳእካ ጽቡቕ’ዩ!!!

  • Fedai Hine October 11, 2018

    ሕጂ’ውን እታ ዓጋመ እትብል ቃል እተቃልላ ዘሎኻ ትመስል። ዓጋመ እኮ ሓንቲ ካብተን 8 ናይ ትግራይ ኣውራጃታት ኢያ።
    ንፍልጦኻ ኣውራጃታት ትግራይ እዘን ዝስዕባ ኢየን – ዓጋመ፡ ክልተ-ኣውላዕሎ፡ እንደርታ፡ ራያን-ዓዘቦን፡ ተንቤን፥ ሽረ፡ ኣኽሱም፡ ዓድዋ።
    እዚ ማለት ድማ ልክዕ ከምተን 8 ናይ ኤርትራ ኣውራጃታት – ሓማሴን፡ ሰራየ፡ ኣከለጉዛይ፡ ሰንሒት፡ ሰምሃር፡ ሳሕል፡ ባርካ፡ ደንከል ማለት’ዩ።

POST A COMMENT