Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Time for Reflection and Eventually for action to help fellow Eritrean Citzens at home

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Reflection.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • FAILED PEOPLE November 10, 2014

    ኣቱም ሰባት ጉዳይ ሃገርና ክልዓል ከሎስ ክልተ ነገር ይርኣያኒ
    1)ኣቦይን ኣደይን በበይኑ ጸሎቶም
    2)ካብ ዓስ በላስ ዓስ ይቐልል
    እንታይ ክብል ደልየ እየ ይመስለኩም እዞም ብዕድመ ዝደፋእኩምን እዞም ኣብ ንእስነት ዘለዉን ብሓቂ ዝተፈላለየ መርገጽ እዩ ዘሎ ።እቶም ኣብ ዓዲ ዘለዉ መንእሰያት ዘቃልሶም ስኢኖም ኣይኮኑን እንታይ ድኣ ኤርትራ ኩቦ ደርብዮምላ ክወጹ ዝደልዩ እዮም።ኣነ ብዙሓት ኣዝማደይ ኣዛሪበ እየ።ነታ ዓዲ ገዲፎማ ክኸዱ ዝደልዩ ጥራይ እዮም ዝደልዩ።እዞም ወጻኢ ዘለና ሓላፍነት ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ጥራይ ጌርና ንወስዶ ንሶም ክዋግኡልና እሞ ጽባሕ ንጉሆ ኣቲና ዓዲ ክንድንሰላ።
    ወይ ትሩፋት ህዝቢ(FAILED PEOPLE) ምዃንና ኣሚንና ኣፍና ንሓዝ, ድማ ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ንሓግዞም ዝብል ናይ ተበለጽቲ ዘረባ ንግደፎ።ንሕናኸ ከምቶም ደቂ ሶርያን ሰርብያን ክሮኣሽያን ፍልስጢኤማውያንን እስራኤላውያንን ካብ ወጻኢ ኬድና ዓድና ሓራ ዘይነውጽእ ? ህዝቢ ነኾርዮ ኣለና ኣብዚ ኴንና ኣይንዋራዘ ክኸይድ ዝደለየ ከይዱ የቃልስ እንተዘይኮይኑ ነቲ መንእሰይ ኣብ ዓዲ ዘሎ ጸርፊ እዩ እዚ ዘይገብሩ እዚ ዘይደግሙ ምባል ።ፓምፍሌት ምዝርጋሕ ሎሚ ኣይጀመረን ምንም ዓቢ ነገር ኣይኮነን ።ካብ ወጻኢ ኬድና ዓዲ ሓራ ከነውጽእ ክሳዕ ዘይደለና ንኻልኦት እዚ ይግበሩ ኢልና ኣይንበይን ሓደራ።

    • T.Yitbarek November 11, 2014

      I am sure this fellow misunderstood the point between the lines.There is no phrase that blames those inside Eritrea,however when you blame those in the diaspora beware you do not have a clue as to what you are blaming for or whom!

Post a Reply to T.Yitbarek Cancel Reply