Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መጀመርያ ዘለዎ መወዳእታ ኣለዎ፡፡ ከምቲ ቃልሲ ተጀሚሩ ድሕሪ ክንደይ ውረድን ደይብን ድሕሪ ክንደይ መስዋእትን ስንክልናን ድሕሪ ክንደይ ኣህጉራውን ዙባውን ማሕለኻታት ዝተዓወተሞ ብጉሒላ ኢሳያስ ዝተጨውየ። ጭውያ ኢሳያስ እውን ከምቲ ተጀሚሩ ብዓውት ህዝቢ ዝተደምደመ ቃልሲ ብቃልሲ ደቂ ህዝቢ ክስዓር ንቡር ኢዩ፡፡