Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Concernሎሚ ሳላ ምዕባለ ቴክኖሎጂ መራኸቢ ብዙሃን ካብ ኢድ ገበቲ ወጺኡ ዋላ’ኳ ከምቲ ዝድለ ናብ ኩሉ ኣይባጻሕ እንበር ብፍላይ ንተጠቀምቲ ኢንተርኔት ነጻ ኣብ ንኾነሉ ጊዜ ሰባት ነጻ ሓሳባቶም፣ ርእይትኦም፣ስክፍትኦም፣ ዝርኣዩዎ፣ዝወዓሉሉ፣ዝምስክሩዎ… ወዘተ፡ ኣብ ዝጽሕፉሉ ዘለው ጊዜ፣ ናይ ኣይትተንክፉና ዝዓይነቱ ወጠጥን ዘለፋን ምፍርራሕን ይረእ ኣሎ።