ጽልእን ባእስን ከም ፖሊሲ – ሓንቲ ዓለም – ብ ኣማኑኤል ሳህለ September 24, 2010 9:21 pmኣብነትassenna00 SHARE ሓደ እዋን ሓደ ብጻየይ ዘጻወተኒ ትዝ ይብለኒ። ወኻርያ ብዛዕባ ናይ ቀረባን ናይ ርሑቕን ቍጠባዊ ራኢኡ ኣመልኪታ ንዝብኢ ከምዚ ዚስዕብ ሓቲታቶ፣ Continue reading POST TAGS: ሳህለባእስንብኣማኑኤልከምጽልእንፖሊሲ
ኣመሪካን ኤውሮጳን ኣብ ኤርትራ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘለዎም ፖሊሲ ንምውህሃድ ዝዓለመ ዋዕላ ከካይዱ ምዃኖም ብኤርትራውያን ዝቖመ ሓይሊ-ዕማም ኣረጋጊጹ። November 2, 2009 1:47 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ኤውሮጳን፡ ኣብ ኤርትራን ቀርኒ ኣፍሪቃን፡ ንዘለዎም ናይ ሰብኣዊ መሰላት፡ ዲሞክራስያዊ ምሕደራን ሰላምን-ምርግጋእን ፖሊሲ ንምውህሃድ ዝዓለመ ዋዕላ፡ ን9ን 10ን ሕዳር(2009) ኣብ ብራስለስ (በልጅም) ከካይዱ ምዃኖም ብኤርትራውያን ዝቖመ ሓይሊ ዕማም ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ኣረጋጊጹ። Continue reading POST TAGS: ሓይሊምዃኖምቀርኒብኤርትራውያንንምውህሃድኣመሪካንኣረጋጊጹ።ኣብኣፍሪቃንኤርትራኤውሮጳንከካይዱዋዕላዕማምዘለዎምዝቖመዝዓለመፖሊሲ
ተቐያያሪ ሜላ ንሓደ ፍሹል ፖሊሲ July 8, 2007 11:14 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ሓደ ካብ ቀንዲ ውድቀታት ስርዓት ህግደፍ፡ ጌጋታቱ ዘይቅበልን ምስ ግዜ ዘይምዕብልን ምዃኑ እዩ። ንፖሊሲታቱ ክዉንነት ነጺጉዎ ክንሱ፡ ‘ዋላ ትንፈር ጤል እያ’ ኢሉ ሜላታት ጥራይ እናቐያየረ ህልኽ ሓዊሱ ‘ዩ ከተግብሮ ዝፍትን። Continue reading POST TAGS: ሜላተቐያያሪንሓደፍሹልፖሊሲ