መጋበርያ ህግደፍ ዝኾነት ሓንቲ ጉጅለ ኣብ ሓደ ቤተክርስትያን ስቶክሆልም ፖለቲካ ህግደፍ ንምንዛሕ ዘካየደቶ ፈተነ ዳግም ፈሺሉ። January 26, 2010 1:48 amNewsassenna00 SHARE ገብረኣብ ትኳቦ፡ ካሕሳይ በኺት፡ ፍረወይኒ ከምኡ ‘ውን ሃብተገርግሽ ዝብሃል ኣብ ኡጋንዳ መሻርኽቲ ንብረት ህግደፍ ዝኾነ ግለሰብ ዘቖሙዋ መጋበርያ ስርዓት ህግደፍ ዝኾነት ጉጅለ፡ ትማሊ ሰንበት 24 ጥሪ፡ ኣብ ቅድስተማርያም ስቶክሆልም (ሽወደን) ፖለቲካ ህግደፍ ክትነዝሕ ‘ኳ እንተፈተንት፡ ብሳላ ተባዕ ተቓውሞ ኤርትራውያን ፕሮፖጋንዳዊ መደባ ከምዝፈሸለ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓንቲሓደመጋበርያስቶክሆልምቤተክርስትያንንምንዛሕኣብዘካየደቶዝኾነትዳግምጉጅለፈሺሉ።ፈተነፖለቲካ

“ስለ ኤርትራ” ዝካየድ ዋዕላታት ንብዙሕነት ሕብረተሰብ ኤርትራ ከንጸባርቕ ከምዝግባእ ሓደ ናይ ፖለቲካ ተዓዛቢ ኣዘኻኺሩ። October 30, 2009 11:33 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE “ንዲሞክራስያዊ ለውጥን መጻእን ኤርትራ ይኹን ዝኾነ ሃገራዊ ጉዳያት ዝምልከት ዋዕላታት፡ ንኤትኒካውን ፖለቲካውን ብዙሕነት ሕብረተሰብ ኤርትራ ኣብ ግምት ዘእተወ ምስ ዝኸውን ጥራይ እዩ ውጽኢታዊ ክኸውን ዝኽእል” ክብል ሓደ ናይ ፖለቲካ ተዓዛቢ ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: “ስለሓደሕብረተሰብተዓዛቢናይንብዙሕነትኣዘኻኺሩ።ኤርትራኤርትራ”ከምዝግባእከንጸባርቕዋዕላታትዝካየድፖለቲካ
መርዚ መቓቓሊ-ፖለቲካ ስለምንታይ ? July 19, 2009 11:51 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ሃይማኖት የብሉን፡ ኣውራጃ የብሉን፡ ዓዲ የብሉን። ዘመዱ ስልጣኑ እዩ። መበቆሉ፡ ሃይማኖቱ ብዘየገድስ፡ ካብ ቆላ ይምጻእ ካብ ከበሳ፡ ኩሉ እቲ ስልጣኑ ንምንዋሕ መጋበርያ ክኸውን ዝተቐረበ ፈታዊኡ እዩ። ጸላኢኡ ድማ ከምኡ፡ ጆግራፉን መንፈሳዊ እምነቱን ብዘየገድስ፡ ንስርዓቱን ዓመጹን ዝተቓወመ። Continue reading POST TAGS: መርዚመቓቓሊስለምንታይፖለቲካ
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዊዓ ኣሲሩዎም ዝነበረ ናይ ፖለቲካ እሱራትን ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲን ናብ ደሴት ዳህላክ ኣግዒዙዎም። January 8, 2009 10:11 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዊዓ ኣሲሩዎም ዝነበረ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሕታት መንግስቲ ብሓላፍነት ዝሰርሑ ዝነበሩ ናይ ፖለቲካ እሱራት ብ5 ጥሪ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ናብ ደሴት ዳህላክ ከምዘግዓዞም ኤሪትርያ ዎች ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍስርዓትተማሃሮናብናይኣሲሩዎምኣብኣግዒዙዎም።እሱራትንዊዓዝነበረዩኒቨርሲቲንደሴትዳህላክፖለቲካ