ሓዲሽ ሓበረታ ንሰላማዊ ሰልፊ ፍራንክፈርት ኣንጻር ፈስቲቫል ጉጂለ ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ዝሓለፈ ስሙን ንዕለት 18.07.2009 ዓ.ም ካብ ስዓት ሰለስተ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ከምዝኾነ ተገሊጹ ነይሩ ኮይኑ ግን ኣብዚ ዕለትዝን ሰዓትን ጉጂለ ህ.ግ.ድ.ፍውን ሰላማዊ ሰልፊ ከካይድ
ሓዲሽ ሓበረታ ንሰላማዊ ሰልፊ ፍራንክፈርት ኣንጻር ፈስቲቫል ጉጂለ ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ዝሓለፈ ስሙን ንዕለት 18.07.2009 ዓ.ም ካብ ስዓት ሰለስተ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ከምዝኾነ ተገሊጹ ነይሩ ኮይኑ ግን ኣብዚ ዕለትዝን ሰዓትን ጉጂለ ህ.ግ.ድ.ፍውን ሰላማዊ ሰልፊ ከካይድ
ጻማ ፍረቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ጨውዩ ናብ ጉጅለኣዊ ረብሓታቱ ንዘውዓለ ጉጅለ ህግደፍ ዝኹንን:ፍትሒ ዲሞክራሲን ሰብኣዊ መሰልን ዝጠልብ ዉዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ብ28 ለካቲት ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ፍራንክፈርት ተካዪዱ::
ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ብኤርትራውያን ተቐማጦ ፍራንክፈርት ጀርመን ናይ ዝተኻየደ ሰላማዊ ስልፊ ስእላዊ ምግለጺ
ዕላማ ናይዚ ሰላማዊ ሰልፊ’ዚ ነቲ ወትሩ ብህግደፍ ዝካየድ ደሞክራሲያውን ሃገራውን ተስፋ ዝንበ ኮነ ኣስተዋጽኦ ዘይውንን፣ ብዘይካ መአከቢ ገንዘብን ዝጎደላ ሳንዱቅ ህግደፍ መምልኣኢ እንተዘይዀይኑ ካልእ ፋይዳ ዘይብሉ ኣበርክቶ ኣልቦ ዝኾነ ፈስቲቫል ህግደፍ ንምቅዋም እዩ።ሰልፊ ተቓውሞ ኤርትራውያን ኣብ ፍራንክፈርት (ጀርመን) ብምኽንያት መስከረም 18 መስከረም ዕለተ ጃምላዊ ማእሰርቲ ፖለቲካውያን እሱራትን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ህግደፍ – ብስእሊ….

ሕዝብና ካብ ዝሓለፈ ግዝያት ንላዕሊ ንፍትሕን ሕግን ንመሰሉን ንምቅላስ ይለዓል ከምዘሎ ኣብቲ ዝነበረ ብዝሒ ተሳተፍቲ ክዕዘብ ክኢለ፤ ብናተይ ውልቃዊ ትዕዝብትን ግምትን ከኣ ብውሑዱ 500 ዝኸውን ሕዝቢ ኣቢሉ ይኸውን ነይሩ በሃላይ ኢየ።