ዓበድበድ ጻዕረ – ሞት- ህ.ግ.ደ.ፍ. ሰላማዊ ሰልፊ አንጻር ተቃወምቲ ጸዊዓ July 13, 2009 12:32 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ታሪኽ ቆራጽ ፈራዲ ኢዩ፡ ፍርዲ አብ ምፍጻም እዉን ነግ ፈረግ ምባል ባህሪኡ አይኮነን። አብ ግዕዞ ታሪኽ ዝኾነ ፖለቲካዊ ስርዓት ልክዕ ከም ሐደ ህያዉ ፍጡር ይዉለድ፡ይጉብዝ ይአርግ፡ ይመዉት፡ ኢዩ። ካብ ጉቡእ ናይዚ ባህርያዊ ዑደትዚ ዘምልጥ ስርዓት ወይ ፍጡር ከአ የልቦን። እዚ ሐደ ፍጹም ሕጊ ናይ ባህርይ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ህሞትሰላማዊሰልፊተቃወምቲአንጻርዓበድበድደግጸዊዓጻዕረፍ