ህግደፍ፡ ሃይማኖታዊ እምነቶም ምኽሓድ ንዝኣበዩ ሰለስተ ኣመንቲ ክርስትና ግዳይ ሞት ከምዝገበሮም፡ Christian Today ዝበሃል ማዕከን ሓበሬታ ሓቢሩ March 15, 2009 1:37 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ፡ ሃይማኖታዊ እምነቶም ምኽሓድ ንዝኣበዩ ሰለስተ ኣመንቲ ክርስትና ግዳይ ሞት ከምዝገበሮም፡ Christian Today ዝበሃል ማዕከን ሓበሬታ፡ International Christian Concern (ICC) ንዘቕረቦ ጸብጻብ ብምውካስ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: christiantodayሃይማኖታዊህግደፍ፡ሓበሬታሓቢሩማዕከንምኽሓድሞትሰለስተንዝኣበዩኣመንቲእምነቶምከምዝገበሮም፡ክርስትናዝበሃልግዳይ
መሓመድ ሳልሕ መሓመድ ሓጎስ – ምፍላጡ ማዕረ ሞቱ ዘጕሂ ንጹህ ግዳይ July 26, 2008 12:32 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ትንፋስ ማዕረ ‘ኳ እንተኾነት፡ ሞት ርጡብን ሞት ማንምን ኣብ ስምዒት ሰባት ዝገድፎ ስንብራት በበይኑ እዩ። Continue reading POST TAGS: ሓጎስመሓመድማዕረምፍላጡሞቱሳልሕንጹህዘጕሂግዳይ
ዶር በረኸት – ዓዲ ለባማት ዶ ምኾነት ግዳይ በሃማት !! December 2, 2007 4:08 amኣብነትassenna00 SHARE ሃገርና ብደረጃ ዓለም ከይተረፈ ስምን ኣድናቖትን ዘትረፉ ብዙሓት ምሁራንን ለባማትን ኣለዉዋ። እንተኾነ፡ ምሁርን ለባምን ዝጽይኑ በሃማት ‘ውን ስለዘለዉዋ፡ እሞ ድማ ንግዚኡ ሰብ ጠበንጃ ኮይኖም ላዕለዋይ ኢድ ስለዝሓዙ፡ እቶም ፍቕርን ድሌትን ሃገር ዘለዎም ሰብ ብርዕን ሓንጎልን ደቂ ሃገር ንዓዶም ክገብሩላ ዕድል ኣይረኸቡን። Continue reading POST TAGS: ለባማትምኾነትበሃማትበረኸትዓዲዶዶርግዳይ