18 መስከረም፡ ንጹሃት ግዳያት ዝዝከሩላ ገበነኛታት ዝፍረዱላ ዕለት September 22, 2010 6:59 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ሎሚ 18 መስከረም 2010 እዩ። እቶም ኤርትራ ካብ ምልካዊ ስርዓት ድሒና፡ መዳርግቲ መብጽዓ ስዉኣትና ንኽትከውን ፡ ቅዋማዊ ስርዓት፡ ፍትሒ፡ ግዝኣተ-ሕግን ሰብኣዊ መሰላትን ክነግስ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝጠለቡ ሓርበኛታት ኤርትራውያንን፡ ኣፍ ዝኾኑዎም መንእሰያት ጋዜጠኛታትን፡ ኣብ ምስጢራዊ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ተሓይሮም ሃለዋቶም ካብ ዝጠፍእ ትሽዓተ ዓመቶም ኮይኑ ሎ። Continue reading POST TAGS: መስከረም፡ንጹሃትዕለትዝዝከሩላዝፍረዱላገበነኛታትግዳያት
ኣብ ህይስተን፡ ገበነኛታት ኣብ ሕጊ ንምቕራብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ፖሊስ መርመራ ንኽቃለጠፍ፡ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ: ሓንቲ ናይ ኤርትራውያን ማሕበር ድማ ተመስሪታ September 2, 2010 11:26 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቲ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ሰኑይ ነሓሰ 16፡ 2010 ዓ.ም. ከባቢ ፍርቂ መዓልቲ፡ ኣብ ኣፋፌት ህንጻ ናይ ከንቲባ ኣኒስ ፓርከር፡ ዝርከብ ሲቲ ሃል ዝበሃል ቦታ እዩ ነይሩ። Continue reading POST TAGS: ህይስተን፡ሓንቲሕጊመርመራማሕበርሰለማዊሰልፊተመስሪታተኻይዱናይንምቕራብንኽቃለጠፍ፡ኣብኤርትራውያንዘሎዝካየድዝጽውዕድማገበነኛታትፖሊስ
መራሒ ሱዳን ፕረዚደንት ኣልበሽር፡ ዓለማዊ ቤትፍርዲ ገበነኛታት ናብ ፍርዲ ኪቐርብ ድሕሪ ምውሳኑ ኣብ ዘካየዶ ፈላሚ መገሻ ኤርትራ በጺሑ። March 23, 2009 2:17 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዓለማዊ ቤትፍርዲ ገበነኛታት ናብ ፍርዲ ኪቐርብ ዝወሰነሉ መራሒ ሱዳን ፕረዚደንት ዑመር ኣልበሽር፡ ሎሚ ሰኑይ 23 መጋቢት ናብ ኤርትራ በጺሑ። Continue reading POST TAGS: መራሒመገሻምውሳኑሱዳንበጺሑ።ቤትፍርዲናብኣልበሽር፡ኣብኤርትራኪቐርብዓለማዊዘካየዶድሕሪገበነኛታትፈላሚፍርዲፕረዚደንት