ኣፍሪቃዊ ጀነራል ድምጺ ህዝቡ ሰሚዑ ፡ ኤርትራዊ ጀነራልዉን ዳግማይ ንኽቃለስ በቒዑ። February 15, 2011 11:02 pmፖለቲካassenna00 SHARE ብዙሓት ለባማት ንመሪርን ምቁርን መደምደምታኡ ክእምቱ እንከለዉ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ኢሎምዮም ዝሰግርዎ ። ብጸቢብን ገፊሕን ይኸዉንዶኾን ኢሎም ካብ ምግማትን ብሃሳሰ-ለባም ኣካይዳ ካብ ምኻድን ድማ የድሕኖም። Continue reading POST TAGS: ፡ህዝቡሰሚዑበቒዑ።ንኽቃለስኣፍሪቃዊኤርትራዊዳግማይድምጺጀነራልጀነራልዉን
ዳግማይ ገድሊ ንምዉጋድ ዳግማይ ጌጋ ። January 9, 2011 2:35 amፖለቲካassenna00 SHARE ተሞክሮና ኣብ መስርሕ ብረታዊ ቃልሲ ምስ ጽንኩር ኩነታት ክትምልምል ከሎኻ ትምልመል ንኣሽቱን ዘይረኣዩን ዝመስሉ ፍጻሜታት ኣብ መንጎ ምንስሓብን ምትዕጽጻፍን በኒኖም ዝተርፉ መሲሎም ይረኣዩኻ ።ተዋህሊሎምን ግዜ ሓልዮምን ነቲ ገዚፍ ዓወት ዘበርከቱ ምንባሮም ግና ትኣምን ። Continue reading POST TAGS: ።ንምዉጋድዳግማይገድሊጌጋ
ድምጺ ኣሰና ንግዚኡ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት ፈነወ ፕሮግራም ዓረብ ዳግማይ ከምእትጅምሮ ብሓጎስ ተበስር። June 24, 2009 6:02 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ድምጺ ኣሰና ንግዚኡ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት ፈነወ ፕሮግራም ዓረብ ጽባሕ ዓርቢ ማለት 26 ሰነ በቲ ልሙድ መስመራትን ሰዓትን ከምእትቕጽሎ ብሓጎስ ተበስር። READ MORE POST TAGS: ብሓጎስተበስር።ንግዚኡኣሰናኣቢላቶከምእትጅምሮዓረብዝጸንሐትደውዳግማይድምጺፈነወፕሮግራም
ድምጺ-መሰልና-ደሊና ካብ ሓደ ጥሪ 2009 ኣትሒዛ ፈነዋኣ ናብ ኤርትራ ዳግማይ ክትጅምር እያ። December 29, 2008 11:34 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ድምጺ መሰልና-ደሊና ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝገበሩላ ናይ ገንዘብ ወፈያ፡ ካብ ሓደ ጥሪ 2009 ኣትሒዛ ብ 9610 kHz 31 ሜተር ባንድ ፈነወኣ ናብ ኤርትራ ዳግማይ ክትጅምር ምዃና ኣፍሊጣ። Continue reading POST TAGS: 2009ሓደመሰልናናብኣትሒዛኤርትራእያ።ካብክትጅምርደሊናዳግማይድምጺጥሪፈነዋኣ
“መላእ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ጎደናታት ኡዳይን ምሳይ ትጎዪ ዘላ ኮይኑ ተሰሚዑኒ”- ይብል በሃር ኤርትራዊ ኣትሌት ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ዳግማይ ዓወቱ October 15, 2007 12:31 amስፖርትassenna00 SHARE ሓበን ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ዝኾነ ጅግና ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ኡዳይን (ጥልያን) ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍርቂ ማራቶን ቅድድም ተወዳዲሩ ወርቂ ማዳልያ ብምዕታር ናይ ዝሓለፈ ዓመት ዓወቱ ዓቂቡ። Continue reading POST TAGS: “መላእሃገረምሳይበሃርተሰሚዑኒ”ታደሰትጎዪኡዳይንኣብኣትሌትኤርትራኤርትራዊኮይኑዓወቱዘላዘርእሰናይይብልዳግማይጎደናታት
“ ታሪኽና ንፈትሽ ዳግማይ ከይንህመል” September 17, 2007 12:18 amፖለቲካassenna00 SHARE ታሪኽ ብቓልዕ ክድገም ንዕዘብ ኣሎና፡፡ ካብቲ ውሕጡና ዘሎ ትኻስ ተበራቢርና ዓገብ ከይንብል እንታይ ዓዘመና፡፡ እነሆ እቲ ብውሽጢ ውሽጢ ንዓመታት ዝተራሃጸሉ እኵይ ሃቐና መዓልቱ ኣኺሉስ ኣብ ምዝዛሙ ይርከብ፡፡ እቲ ስራሕ ብረቒቕ ተንኮል ንዓመታት ተሰሪሕሉ ኢዩ፡፡ Continue reading POST TAGS: “ታሪኽናንፈትሽከይንህመል”ዳግማይ