ገበነኛ ዮፍታሄ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ንምብትታን ንኤውረጳ ይብገስ October 7, 2009 12:37 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሃገራት ኤውሮጳ: ዮፍታሄ ቀሺ ድሜጥሮስ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ዝርከባ ቤተ ክርስትያናት ንምዕናው ናብ ኤውሮጳ ተበጊሱ ኣሎ። ኣረሜን ዮፍታሄ፡ እንተኾይንሉ፣ ናብቶም ኣብ ትሕቲ ምሉእ ምቁጽጻሩ ኣእትይዎም ዘሎ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ዝርከቡ ኣገልገልቱ ገንዘብ ንምዝራፍ፡ ንዕለት ጥቅምት 10- 2009 ኣብ ከተማ ጀርመን ኣኼባ ክገብር ተበጊሱ ከም ዘሎ ኣብ ኣስመራ ይውረ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ቤተተዋህዶንምብትታንንኤውረጳክርስትያንይብገስዮፍታሄገበነኛ
“ጓህሪ ሓመኹሽተ ወለደ” – ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ዮፍታሄ ዲመጥሮስ March 26, 2009 3:58 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ንሕና ከም ሰብ መጠን በቲ ኣብታ ጥንታዊት እምነትና እትፍጽሞ ዘሎኻ እከይ ተግባራት ኤህህ!! ኢልና ምረገምናካ፣ኢየሱስ ግን ንዝበደሉና ክንረግም ዘይኮነ፣ንዝረግምኹም መርቑ ኢሉ ኢዩ ምሂሩና፣ካብኡ ሓሊፉ ነቶም ኣብ ግዜ ስቕለቱ ብዅናት ዝወግእዎ፣ሓሞት ዝተሓወሶ መጺጽ ነገር ዘስተይዎ፣እሾኽ ኣኽሊል ዝደፍእሉ፣ብመሳምር ምስቲ መስቀሊኡ ዓንዲ ዝሸንከርዎ ዘላገጹሉን ንሱ ዝበሎ ነገር እንተድኣ ነይሩ፣ Continue reading POST TAGS: “ጓህሪሓመኹሽተቅልዕቲናብወለደ”ዮፍታሄደብዳቤዲመጥሮስ