ዝረአየ ዓይኑ ይብራህ February 6, 2011 2:58 amMessageassenna00 SHARE ኣቶ ብርሃነ ሃይለማርያም ተስፋጽዮን ቅድሚ 14 ዓመት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ምርኣዩ፣ ዳሃዩ ኣይረኸብናን። Continue reading POST TAGS: ዓይኑዝረአየይብራህ
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ February 14, 2010 3:17 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ደበሳይ ሃብተጼን ዝተባህለ ዓዲ ሰግዶ (ከባቢ ኣስመራ) ዝዓዱ ኤርትራዊ መንእሰይ፡ ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ካብ ኤርትራ ምስ ጠፍአ ስድራቤቱ ሃለዋቱ ጠፊኡና ተጨኒቕና ስለዘለና፡ ዝኾነ ሓበሬታ እንተልዩኩም ናብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ከተመሓላልፉልና ብትሕትና ንሓትት። ኣብ ሽመልባ ዝብል ጽንጽንታ ሰሚዕና ኳ እንተነበርና፡ መረጋገጺ ኣይረኸብናን። Continue reading POST TAGS: ዓይኑዝረኣየይብራህ
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ – ተጋዳላይ ምሕረታኣብ ማሪቆስ ተስፋይ May 16, 2009 6:18 pmህይወትassenna00 SHARE ምሕረታኣብ ማሪቆስ ተስፋይ ዝተባህለ፡ ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቓልሲ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ዜጋ ድሕሪ ናጽነት 1991 ናብዚኣ ኣትዩ ከይተባህለ ደሃዩ ስለዝጠፍኣና ሃለዋቱ ዝፈልጥ ሰብ እንተሎ ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንሓትት። Continue reading POST TAGS: ማሪቆስምሕረታኣብተስፋይተጋዳላይዓይኑዝረኣየይብራህ
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ ! April 18, 2009 6:27 amዋዛን ኣዋዘንassenna00 SHARE ኣብ ወርሒ ለካቲት 2006፡ መንግስቲ ህግደፍ፡ ብማዕከናት ዜናኡ “ሓንቲ ዓባይ ናይ ገያሾ መጓዓዝያ መርከብ ገዚአ’’ ኢሉና ነይሩ። Continue reading POST TAGS: ዓይኑዝረኣየይብራህ
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ August 5, 2008 7:47 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ተኣምራት ጸጋይ ዝተባህለ ወዲ 12 ዓመት ወደይ ሃለዋቱን ዝፈልጥ ሰብ እንተሎ ናብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና (aseye@asena-online.com) ክሕብረለይ ብትሕትና እሓትት። Continue reading POST TAGS: ዓይኑዝረኣየይብራህ