ስርዓት ህግደፍ፡ “ ካብ ኤርትራ ዝወጸ ኩሉ ኤርትራዊ ብዘይ ጸገም ናብ ኤርትራ ክኣቱን ክወጽእን ፈቒድና ኣለና” ይብል። November 14, 2010 1:38 amNewsassenna00 SHARE ብፖለቲካዊ ተነጽሎን ሕጽረት ሸርፊ ወጻእን ተጠቒዑ፡ ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ “ ካብ ኤርትራ ኣብ ዝኾነ እዋን፡ ብዝኾነ መንገዲ ናብ ስደት ዝኸደ ኤርትራዊ ብሓፈሻ፡ ናብ ኤርትራ ክኣቱን ካብ ኤርትራ ክወጽእን ኣፍቂድና ኣለና” ዝብል ጎስጕስ ብኣኼባታት መልክዕ ከካይድ ጀሚሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: “ህግደፍ፡ስርዓትብዘይናብኣለና”ኤርትራኤርትራዊኩሉካብክኣቱንክወጽእንዝወጸይብል።ጸገምፈቒድና

ኣፈኛ ህግደፍ ዓሊ ዓብዱ “ነታ ደሓን ኩን” ዝበለቶ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ “ “እንኳዕ ደሓን ተመለስኪ” ክንብላ ኢና ይብል። December 15, 2009 6:00 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣፈኛ ናይቲ ጠንቂ ዕንወት ጸጋን ሰብን ኤርትራ ኮይኑ ዘሎ ህግደፍ ፡ ግዝያዊ ሚኒስተር ዜና ህግደፍ ዓሊ ዓብዱ፡ “ነታ ደሓን ኩን” ዝበለቶ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ “እንኳዕ ደሓን ተመለስኪ” ክንብላ ኢና፡ ክብል ኣላጊጹ። Continue reading POST TAGS: ““ነታ“እንኳዕሃገራዊትህግደፍተመለስኪ”ኢናኣፈኛኤርትራኩን”ክንብላዓሊዓብዱዝበለቶይብል።ደሓንጋንታ
ገብሩ ኣስራት “ንዓሰብ ብሕጋውን ሰላማውን መንገዲ ክነምልሳ ኢና” ይብል። November 14, 2007 12:34 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣቦ ወንበር ናይቲ ‘ሕብረት ተጋሩ ንደሞክራስን ልኡላውነትን’ ብዝብል ስም ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመስረተ ሓድሽ ሰልፊ ዝኾነ ገብሩ ኣስራት: ሓደ ካብ ኣጀንዳታት ናይ’ዚ ሓድሽ ሰልፉ “ንዓሰብ ብሕጋውን ሰላማውን መንገዲ ናብ ኢትዮጵያ ምምላስ” ከምዝኾነ ሪፖርተር ንዝተባህለ ጋዜጣ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ ቃለመጠየቕ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: “ንዓሰብመንገዲሰላማውንብሕጋውንኢና”ኣስራትክነምልሳይብል።ገብሩ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ፡ “ 20 ሰነ ሕልናን ኣእምሮናን እንምርምረላ መዓልቲ እያ” ይብል። June 20, 2007 4:01 pmእዋናዊ ዜናassenna01 SHARE ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሎሚ 20 ሰነ ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ዘስምዖ ቃል፡ “ እዚ ኣጋጣሚ’ዚ ትርጉም ህላወና ብኣእሙሮና እንምርምረሉን ነቲ ንኽብሪ ሃገር ዝተኸፍለ መስዋእቲ ዝገበርናዮ ካሕሳ እንመዝነሉን ብምዃኑ ፍሉይ ትርጉም ኣለዎ…” ኢሉ። Continue reading POST TAGS: ፡“ሕልናንመዓልቲሰነኢሳይያስኣእምሮናንእንምርምረላእያ”ይብል።ፕረዚደንት