ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ ዘበን 100 ኤርትራውያን መንእሰያት ስደተኛታት ከስተምህር ምዃኑ ተፈሊጡ። September 30, 2010 10:45 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ፡ ሎሚ ዘበን፡ ካብቶም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት ተዓቝቦም ዝጸንሑ 100 ኤርትራውያን መንእሰያትከስተምህር ፍቓደኛ ኮይኑ፡ ድሮ ዳርጋ 90 ካብ ሚእቲ ናይቶም ሕጹያት ንምህርቲ ኣብ ምቅርራብ ከምዝርከቡ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: 100ሎሚመንእሰያትምዃኑስደተኛታትተፈሊጡ።ኣበባኣዲስኤርትራውያንከስተምህርዘበንዩኒቨርሲቲ
ስርዓት ህግደፍ ኣማኑኤል መሓሪ ንዝተባህለ ናይ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ምሩቕ ኣብ ዶብ ሱዳን ተኵሶም ከምዝቐተሉዎ ምንጭታት ሓቢሮም። July 13, 2009 11:22 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ኣማኑኤል መሓሪ (ወዲ መሓሪ) ንዝተባህለ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ብፊዝክስ ዝተመረቐ መንእሰይ ኣብ ዶብ ሱዳን ብተመልከትለይ ተኵሶም ከምዝቐተሉዎ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። ኣማኑኤል መሓሪ፡ ብ2001 ዓመተ ምህረት ካብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ድሕሪ ምምራቑ፡ ኣብ Eritel ዝተባህለ ትካል ከም ናይ ኢንተርነት ቴክኖሎጂ ክኢላ ንሸውዓተ ዓመታት ኣገልጊሉ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓቢሮም።መሓሪምሩቕምንጭታትሱዳንስርዓትተኵሶምናይንዝተባህለኣማኑኤልኣስመራኣብከምዝቐተሉዎዩኒቨርሲቲዶብ