ብመጠንቀቕታ ባይቶ ጸጥታ ዝተሻቐለ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ መንበሪ ገዛ ይቐያይር። ምስ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሓይሊ ምድሪ ንምርኻብ ዝገበሮ ፈተነ ይንጸግ። January 18, 2009 3:13 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ባይቶ ጸጥታ ኣብ ዝሓለፈ ራብዕቲ (14 ጥሪ 2009) ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሓጺር ግዜ ካብቲ ምስ ጅቡቲ ዘከራኽር ቦታታት ክትወጽእ ተሪር መጠንቀቕታ ብምሃቡ ዝተሻቐለ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣስመራን ባጽዕን ዘይወግዓዊ መንበሪ ይቐያይር ከም ዘሎ ምንጭታትና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ላዕለዎትሓይሊመንበሪምስምድሪባይቶብመጠንቀቕታንምርኻብኢሳይያስኣዘዝቲኣፈወርቂዝተሻቐለዝገበሮይቐያይር።ይንጸግ።ገዛጸጥታፈተነፕረዚደንት
ቃለ መጠይቕ ኣምባሳዶር መሓመድ ኑር ምስ ተለቭዥን ደሃይ ኤርትራ October 9, 2008 9:06 pmሓፈሻዊassenna00 SHARE ክቡር ኣምባሳዶር መሓመድ ኑር ኣሕመድ ምስ ተለቭዥን ደሃይ ኤርትራ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ ናይ ስርዓት ህግደፍ ውዲት ኣብ ጉዳይ ጠንቂ ናይ ዶብ ምስሕሓብን ከምኡውን ብድሕሪኡ ዝተፈጥረ ውዲት ምእሳር ሓለፍቲ ሰበስልጣን ዓበይቲ ዓድን ጋዜጠታትን የቓልዕ፡፡ Continue reading POST TAGS: መሓመድመጠይቕምስቃለተለቭዥንኑርኣሕመድኣምባሳዶርኤርትራክቡርዝገበሮደሃይግዳያት