ልዕሊ 350 ዝኾኑ ኣብ ሃገር ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራዉያን ንኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሂወቶም ንዝሳኣኑ ኤርትራዉያን ሽምዓ ብምብራህ ዘኪሮሞም ኣምስዮም፡፡ April 17, 2011 10:44 pmኤውሮጳassenna00 SHARE ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራዉያን ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ሃገሮም ራሕሪሖም ኣብ መገዲ ስደት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብጅምላ ንዝጠፍኡ 400 ኤርትራዉያን ሎሚ ኣብ ርእሰ ከተማ ሃገረ ሽወደን ናይ ሽምዓ ምዉላዕ ስነ-ስርዓት ብምድላዉ ንግዳያት ዝኽሪ ጌሮምሎም ኣምስዮም፡፡ Continue reading POST TAGS: 350ሂወቶምሃገርልዕሊማእከላይሽምዓሽወደንባሕሪብምብራህንኣብንዝሳኣኑኣምስዮም፡፡ኣብኤርትራዉያንዘኪሮሞምዝነብሩዝኾኑ
ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኾኑ ኤርትራውያን፡ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዝቃወሙ ሶማላውያን፡ ከምኡ ‘ውን ኣባላት ቅንጅትን ግንባር ሓርነት ኡጋዴንን ዝርከቡዎም ሰልፈኛታት ኣብ ሰልፊ ጸረ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተሰሊፎም ውዒሎም። February 24, 2010 1:56 amኪዳን ምስ መን?assenna00 SHARE ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኾኑ ኤርትራውያን፡ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዝቃወሙ ሶማላውያን፡ ከምኡ ‘ውን ኣባላት ቅንጅትን ግንባር ሓርነት ኡጋዴንን ዝርከቡዎም ሰልፈኛታት ነቲ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዝበየኖ እገዳ ብምቅዋም ብ22 ለካቲት ኣብ ጀኔቫ ስዊዘርላንድ ተሰሊፎም ውዒሎም። Continue reading POST TAGS: ሃገራትሓርነትሕቡራትመንግስቲሰልፈኛታትሰልፊባይቶተሰሊፎምንመሰጋገሪኡጋዴንንኣብኤርትራውያን፡እገዳውዒሎም።ውድብዝርከቡዎምዝኾኑግንባርጸረጸጥታ
መንግስቲ ሊብያ ዝገፈፎም 150 ዝኾኑ ኤርትራውያን ደሃይ ኣጥፊኦም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። October 28, 2009 12:47 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣቐድም ኣቢሎም፡ ንኤውሮጳ ኣብ ጉዕዞ እንከለለዉ ጃልብኦም ብምብልሻዋ ብምትሕግጋዝ መንግስቲ ጥልያንን ሊብያን ካብ መዓት ወጺኦም ናብ ሊብያ ዝተመልሱ ዝርከቡዎም 150 ዝኾኑ ኤርትራውያን ብሰበስልጣን ሊብያ ተገፊፎም ምስ ተወስዱ ደሃዮም ጠፊኡ ከምዘሎ ካብቲ ቦታ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣረዲኡ። Continue reading POST TAGS: 150ሊብያመንግስቲተፈሊጡ።ኣጥፊኦምኤርትራውያንከምዘለዉዝኾኑዝገፈፎምደሃይ
700 ግዳያት ግጭት ኤርትራ ኢትዮጵያን ዝኾኑ : ኤትራውያን ስደተኛታት ተወለድቲ ብሄረ ኩናማ መሰል ዑቕባ ረኺቦም ናብ ኣመሪካ ክኸዱ ተብጊሶም። July 4, 2007 9:52 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ግዳያት ግጭት ኤርትራ ኢትዮጵያን (1998-2000) ዝኾኑ፡ 700 ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቝቦም ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተወለድቲ ብሄረ ኩናማ፡ መሰል ዑቕባ ተዋሂቡዎም ኣብ ኣመሪካ ሓድሽ ህይወት ክጣየሱ ናብ ኣመሪካ ይኸዱ ከምዘለዉ ላዕዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: 700መሰልረኺቦምስደተኛታትብሄረተብጊሶም።ተወለድቲናብኢትዮጵያንኣመሪካኤርትራኤትራውያንኩናማክኸዱዑቕባዝኾኑግዳያትግጭት