ኢሰያስ ይጽለል ድዩ ዘሎ? ካብ Wikileaks ዝተተርጎመ – ብ ተስፋልደት በላይ December 23, 2010 2:34 amስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE እዚ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ጽሑፍ፡ ካብቲ ብዊኪሊክስ (Wikileaks) ዝለሓዀ ብ ኣምባሳደር ሮናልድ ከይ ሙክሙለን ካብ ኣስመራ ናብ መንግስቲ ኣሜሪካ ዝተሰደዶ ዝተተርጎም’ዩ። ንትሕዝትኡ ኻኣ ሰናይ ንባብ፡ ተፈደሉ። Continue reading POST TAGS: wikileaksበላይብተስፋልደትኢሰያስካብዘሎዝተተርጎመይጽለልድዩ
ቃለ መሕተት ኣምባሳዶር መሓመድ-ኑር ኣሕመድ ምስ መርበብ ሓበሬታ ኣልናህዳ – ካብ ዓረብኛ ዝተተርጎመ December 3, 2010 11:01 pmInterviewassenna00 SHARE ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ወናኒ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኔት ከም መቐጸልታ እቲ ሕሱር ናይ ዓሰባ ባህርያቱ ሕጂ’ውን ስም ተቓለስቲ ንምጥፋእ ነቲ ብኣምባሳዶር መሓመድ-ኑር ኣሕመድ ምስ መርበብ ሓበሬታ ኣልናህዳ ብቋንቋ ዓረብ ዝተገብረ ቃለ-መሕተት ፈጺሙ ንሱ ብዘይበሎን ዘይተዛረቦን ንዕኡ ብዝጥዕሞ ኣትርረጓጉማ ተርጒሙ ጸሎሎ ክቐብኦ ከም ዝፈተነ ኩሉ ዝተዓዘቦ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ሓበሬታመሓመድመሕተትመርበብምስቃለኑርኣልናህዳኣሕመድኣምባሳዶርካብዓረብኛዝተተርጎመ

ሽርክነት ሮማን-ኣስመራን – ካብ ጥልያን ዝተተርጎመ October 10, 2009 2:55 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እዚ ጽሑፍ እዚ Fabrizio Gatti ከምኡ ድማ Claudio Pappaianni ዝተባህሉ ኢጣልያውያን ጋዜጠኛታት ንረብሓዊ ሽርክነት ኢሳያስን በርሉስኮኒን ኣመልኪቶም ኣብ L’espresso ዝተባህለ ጋዜጣ ብ30 መስከረም ዘሕተሙዎ እዩ። ኣግዳስነቱ ብምስትብሃል ከኣ ካብ ጥልያን ናብ ትግርኛ ኣስተርጕምናዮ ኣለና። ነቶም ኣብ ምትርሙ ዝተሓባበሩና ግዱሳት ስለ ኣበርክቶኦም ብስም ኣሰናን ተኸታተልቲ ኣሰናን ነመስግኖም። Continue reading POST TAGS: ሮማንሽርክነትኣስመራንካብዝተተርጎመጥልያን
ልሙድ ገበን ብስም ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ (ካብ እንግሊዘኛ ዝተተርጎመ) February 7, 2009 5:11 pmፖለቲካassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ልሙድቤተክርስቲያንብስምኤርትራእንግሊዘኛኦርቶዶክሳዊትካብዝተተርጎመገበን