ኣብ ሚላኖ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ናጽነት ጻማ ቓልሱ ከምዘይረኸበ ገሊጾም April 2, 2011 3:01 pmሃገራዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቃልሲ ስለናጽነት ዝተወፈዩ ኣቦታትን ኣዴታትን ከምኡ ‘ውን ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ሃገራዊ ግቡኦም ዝፈጸሙ መንእሰያት ዝርከቡዎም ኣብ ሚላኖ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ስደተኛታ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ናጽነት ጻማ ቓልሱ ከምዘይረኸበ ምስ ኣሰና ኣብ ዝገበሩዎ ሓባራዊ ዘተ ገሊጾም። Continue reading POST TAGS: ህዝቢሓርነታዊመንእሰያትሚላኖስለናጽነትስደተኛታትቃልሲቓልሱናጽነትኣብኤርትራኤርትራውያንከምዘይረኸበዝርከቡዎምዝቕመጡዝተወፈዩገሊጾም።ግቡኦምግዜጻማ
ኣብ ግላስጎ (ስኮትላንድ) ዝቕመጡ ኤርትራውያን ኣምባሳደር ህግደፍ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ንዝገበረሎም ዕድመ ኣኼባ ብምሕሳም ተቓውሞሞ ነቲ ስርዓት ገሊጾም። March 24, 2010 5:33 pmእዋናዊ ዜናassenna01 SHARE ዝሓለፈ ዓርቢ ዕለት 19/03/10፤ ኣምባሳደር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓ/ብሪጣንያ ተስፋሚካኤል ገራህቱ ግላስጎ (ስኮትላንድ) ናይ ኤርትራውያን ኣኼባ ከካይድ ዕድመ ኳ እንተገበረ፡ ኣብታ ከተማ ካብ ዝርከቡ 300 ኤርትራውያን 25 ጥራይ ንዕድሚኡ ተቐቢሎም ኣብቲ ኣኼባ ተረኺቦም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍስርዓትስኮትላንድብምሕሳምተስፋሚካኤልተቓዊሞሞነቲንዝገበረሎምኣምባሳደርኣብኣኼባኤርትራውያንዕድመዝቕመጡገሊጾም።ገራህቱግላስጎ
ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና፡ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ንመዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብድምቀት ከምዘብዓሉዋ ድንጕዩ ዝብጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። June 15, 2009 12:51 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ነባሪ ኢንዲያናፖሊስ ኢንዲያና ዝርከቡ ኤርትራውያን “ ንጽምብል ናጽነት በበይንካ ተኸፋፊልካ ምብዓል የብቅዕ “ኣብ ትሕቲ ዝብል ሓድነታዊ ጭርሖ ኣጽሊሉ፡ ብመሪሕነት ካብ ውሽጢ ህዝቢ ዘቖማ ናይ ገዛእ ርእሱ ሽማግለ ዕዉት በዓል ናጽነት ከምዘሕለፈ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሰሜንብድምቀትናጽነትንመዓልቲኢንድያና፡ኢንድያናፖሊስኣመሪካኣብኣፍሊጡ።ኤርትራኤርትራውያንከምዘብዓሉዋዜናዝቕመጡዝብጽሓናድንጕዩ
መዘኻኸሪ ንኹሎም ኣብ ሽወደን ዝቕመጡ ኤርትራውያን June 6, 2009 5:21 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሙሴ ኤፍሬም ዝባሃል ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ዜጋ ኣባል ጸጋማዊ ሰልፊ (Vänsterpartiet) ዝኾነ፡ ኣብዚ ጽባሕ (7 ሰነ 2009) ዝውዳእ መዓልቲ ምርጫ፡ ንፓርላማ ኣውሮጳ ይወዳደር ከምዘሎ ክነላልየኩም ንደሊ፡፡ ኩሉኹም ኣብ ሽወደን ትቕመጡ ኤርትራውያን፡ መሰል ምርጫ ዘለኩም፡ ድምጽኹም ነዚ መንእሰይ ንክትህብዎ ነዘኻኽር። እቶም ከተድምጹ ዘይትኽእሉ ድማ፡ ከድምጹ ንዝኽእሉ፡ የዕሩኽትኹምን ቤተሰብኩምን ድምጾም ንሙሴ ኤፍሬም ክህቡ ከተተባብዑዎም ነዘኻኽረኩም። Continue reading POST TAGS: መዘኻኸሪሽወደንንኹሎምኣብኤርትራውያንዝቕመጡ