ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ February 14, 2010 3:17 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ደበሳይ ሃብተጼን ዝተባህለ ዓዲ ሰግዶ (ከባቢ ኣስመራ) ዝዓዱ ኤርትራዊ መንእሰይ፡ ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ካብ ኤርትራ ምስ ጠፍአ ስድራቤቱ ሃለዋቱ ጠፊኡና ተጨኒቕና ስለዘለና፡ ዝኾነ ሓበሬታ እንተልዩኩም ናብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ከተመሓላልፉልና ብትሕትና ንሓትት። ኣብ ሽመልባ ዝብል ጽንጽንታ ሰሚዕና ኳ እንተነበርና፡ መረጋገጺ ኣይረኸብናን። Continue reading POST TAGS: ዓይኑዝረኣየይብራህ
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ – ተጋዳላይ ምሕረታኣብ ማሪቆስ ተስፋይ May 16, 2009 6:18 pmህይወትassenna00 SHARE ምሕረታኣብ ማሪቆስ ተስፋይ ዝተባህለ፡ ኣብ ግዜ ሓርነታዊ ቓልሲ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ዜጋ ድሕሪ ናጽነት 1991 ናብዚኣ ኣትዩ ከይተባህለ ደሃዩ ስለዝጠፍኣና ሃለዋቱ ዝፈልጥ ሰብ እንተሎ ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንሓትት። Continue reading POST TAGS: ማሪቆስምሕረታኣብተስፋይተጋዳላይዓይኑዝረኣየይብራህ
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ ! April 18, 2009 6:27 amዋዛን ኣዋዘንassenna00 SHARE ኣብ ወርሒ ለካቲት 2006፡ መንግስቲ ህግደፍ፡ ብማዕከናት ዜናኡ “ሓንቲ ዓባይ ናይ ገያሾ መጓዓዝያ መርከብ ገዚአ’’ ኢሉና ነይሩ። Continue reading POST TAGS: ዓይኑዝረኣየይብራህ
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ August 5, 2008 7:47 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ተኣምራት ጸጋይ ዝተባህለ ወዲ 12 ዓመት ወደይ ሃለዋቱን ዝፈልጥ ሰብ እንተሎ ናብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና (aseye@asena-online.com) ክሕብረለይ ብትሕትና እሓትት። Continue reading POST TAGS: ዓይኑዝረኣየይብራህ
ቀተልቲ መሓመድ ዝረኣየ መንእሰይ ብመንግስቲ ተኣሲሩ ኣሎ። July 27, 2008 12:23 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብድሮ ናይቲ መሓመድ ሳልሕ መሓመድ ሓጎስ ዝተቐትለሉ ምሸት ምስኡ ዘምሰየ ተወልደ ዝተባህለ መንእሰይ፡ ኣብታ ምሸት ‘ቲኣ ተፈላልዮም ነናብ መካይኖም ክኸዱ ኸለዉ ተወልደ ሰለስተ ዝኾኑ ሰባት ብሓይሊ እናኣስገደዱ ናብ መኪና ክሰቕሉዎ ስለዝረኣየ፡ ሽዑ ካብቲ ቦታ ተሰዊሩ፡ ግን ብዛዕባ’ቲ ዝረኣዮ ንዝምልከቶም ሰባት ይሕብር፡ እቶም ሓበሬታ ዝረኸቡ ሰባት ከኣ ንፖሊስ የመልክቱ። Continue reading POST TAGS: መሓመድመንእሰይቀተልቲብመንግስቲተኣሲሩኣሎ።ዝረኣየ