ሓትነይ ብሪ ለካሚትና (ብ 2000 ዓ.ም ዝተገጥመ) November 15, 2010 1:42 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ከመይ’ላ ከሪማ ሓትነይ ብሪ ዘረብኣ መቀያየሚ መቃሓሓሪ ቃላታ ናይ ሰብ ጓሶት ናይ ሰብ በትሪ ኣካለ ስንኩላን ኣይትብል ሰብ እግሪ ንዝተቓወማ ብጥይት ትኣሪ ከም ዘየኽበርናያ ከም ልዑል ፈጣሪ ሎሚካ ፈኾሰት ከም ታኒካ ባሕሪ። Continue reading POST TAGS: 2000ለካሚትናሓትነይምብብሪዓዝተገጥመ
ካብ 23 ለካቲት ክሳብ 10 መጋቢት 2010 ዓ.ም 1523 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሱዳን ኣትዮም March 15, 2010 9:49 pmNewsassenna00 SHARE ካብ 23 ለካቲት ክሳብ 10 መጋቢት 2010 ኣብ ዘሎ ግዜ ጥራሕ 1523 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሱዳን ዝኣተው 1523 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: 15232010ለካቲትመጋቢትምሱዳንስደተኛታትናብኣትዮምኤርትራውያንካብክሳብዓ

ብሕቡራት መንግስታት አብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተወሰነ ማዕቀብ ንህዝቢ ኤርትራ ብኸመይ ይጸልዎ? – ብ. ሓጎስ (ዓ. ብሪጣንያ) December 26, 2009 7:52 pmፖለቲካassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ ካብ ድሕሪ ናጽነት ጀሚሩ አብ ኣዝዩ ከቢድ ዝኸነ ማዕቀብ ኢዩ ዝርከብ። ቅድሚ ናጽነት ከም ሃብታማት ዝቑጸሩ ዝነበሩ ሰባት ናብ ፍጽም ድኽነት ከምኡ ድማ እቲ ዝበዝሕ ህዝቢ አብ ድኽነት ዝነበረ ናብ ፍጹም በተኽ ክምዝተቐየር ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ ኢዩ። ብስርዓት ህግደፍ ዝኸተሎ ናይ ጥፍኣት ፖሊሲ አብዚ ሎሚ በጺሕናዮ ዘለና ናይ ውድቀት ደረጃ በጺሕና አለና። Continue reading POST TAGS: ልዕሊሓጎስመንግስታትማዕቀብብብሕቡራትብሪጣንያብኸመይንህዝቢአብኤርትራዓዝተወሰነይጸልዎ