ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ነቲ ህዝቢ ናይ 88 ዓድታት ኣፈናቒሉ ንምግዓዝ መዲቡዎ ቦታ ተዘዋዊሩ ተዓዚቡዎ። May 8, 2009 4:59 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መራሒ ስርዓት ህግደፍ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ብጽኑዕ ሓለዋ ተሰንዩ ናብ ዞባ ጋሽ ባርካ ብምኻድ፡ ካብ 88 ዝተፈላለያ ዓድታት ከበሳ ህዝቢ ኣፈናቒሉ ንምግዓዝ መዲቡሉ ዘሎ ከባቢ ዓሊግድርን ፋንኮን ገርሰትን ተዘዋዊሩ ከምዝተዓዘበ ብምምልካት፡ እቲ ናይ ምፍንቃል መደባት ንኽቃላጠፍ ተሪር መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ ከምዘሎ ምንጭታትና ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህዝቢመዲቡዎቦታተዓዚቡዎ።ተዘዋዊሩነቲናይንምግዓዝኢሳይያስኣፈናቒሉኣፈወርቂውልቀመላኺዓድታት
ስቱትጋረትን ከባቢኡን ነቲ ብስርዓት ህ.ግ.ደ.ፈ አብ ዓድታት ዝግበር ዘሎ ምፍንቓል ይኹንን፤ March 15, 2009 5:23 pmፖለቲካassenna00 SHARE ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ከምቲ ኩሉ አረሜናዊ ተግባራቱ ንህዝቢ ዝነበሮ ባህሉ፤ ልምዱን መነ ባብሮኡን ንምጥፋእን ንምብራስን ኩሉ ወዲ ሃገር ብግርህነቱ ከሎ ንሱ ግን ብመደብ ህዝቢ ዝጠፍአሉን ሃገር ዝባድመሉን ካብ መጀመርያ ዝሐንጸጾ ስዉር መደብ ኢዩ፡፡ እዚ ሕጂ ተታሐሒዙዎ ዘሎ ምፍንቓል ዓድታት’ውን መቐጸልታ ናይቲ በብጊዜኡ አብ ልዕሊ መሬትን ህዝብን ዝተፈጸመ ኢሰብአዊ ተግባራቱ ምዃኑ ንኹሉ ወዲ ሃገር ብሩህ ክኸውን አለዎ፡፡ Continue reading POST TAGS: ህምፍንቓልስቱትጋረትንብስርዓትነቲአብከባቢኡንዓድታትዘሎዝግበርይኹንን፤ደግፈ
ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ነቲ ስርዓት ህግደፍ 88 ዓድታት ንምፍንቓል ዘውጽኦ መደብ ክቃወሙዎ ጀሚሮም። March 2, 2009 6:17 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ነቲ ስርዓት ህግደፍ 88 ዓድታት ብሓይሊ ንምፍንቓል ዘውጽኦ ኣዕናዊ መደብ ኣብ ጎድኒ ህዝቦም ኮይኖም ክቃወሙዎ ጀሚሮም ከምዘለዉ ምንጭታትና ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓይልታትመደብምክልኻልስርዓትነቲንምፍንቓልኣባላትኤርትራክቃወሙዎዓድታትዘውጽኦጀሚሮም።
ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ ናይ 88 ዓድታት ህዝቢ ናይ ምፍንቓል መደብ ኣውጺኡ። March 1, 2009 11:22 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ልክዕ ከምቲ ሂትለር ንኣይሁዳውያን ’’ጥጡሕ ቦታ ተዳልዩልኩም ኣሎ’’ ብዝብል ጉልባብ ምልዮናት ህዝቢ እስራኤል ናብ ኮንሰንትረሽን ካምፕ ወሲዱ ዘጥፈኦም፡ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ድማ ኣብዚ ቀረባ እዋን “ናብ ልሙዕ መሬት ክወስደኩም የ“ ብዝብል ጉልባብ፡ ኣብ 88 ዝተፈላለያ ዓድታት ንዝርከብ ህዝቢ ናብ ጋሽ ባርካ፡ ዲጋ ገርሰት፡ ብሓይሊ ንምግዓዝ መደብ ኣውጺኡ ንምትግባር ይሸባሸብ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህዝቢመላኺመደብምፍንቓልቀረባናይኢሰያስኣብዚኣውጺኡ።ኣፈወርቂእዋን፡ውልቀዓድታት
ስርዓት ህግደፍ፡ ንህዝቢ ኣስገዲዱ ከተግብሮ ወጢኑዎ ዘሎ ምፍንቓል ዓድታት ወይ “ሰፈራ” ብወለንታ ኣምሲሉ ንምትግባሩ ናይ ፕሮፖጋንዳ ዘመተ ጀሚሩ። February 28, 2009 11:59 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ዝሓለፈ ዜናታት ኣሰና ከምዝተቐስናዮ፡ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ብጥምየት ኣመኽንዩ ንህዝቢ ካብቲ ንዘበናት ዝነበረሉ፡ ኣብያተ ክርስትያኑን መሳጊዱን ዑና ኣቦታቱን ዝተተኽሎ ዓድታት ብግዴታን ምትላልን ከፈናቕሎ ዝሓንጸጾ ውጥን ህዝቢ ይቃወሞ ‘ኳ እንተሎ ብወለንታ ኣምሲሉ ከተግብሮ ናይ ፕሮፖጋንዳ ዘመተ ከካይደሉ ጀሚሩ ‘ሎ። Continue reading POST TAGS: “ሰፈራ”ህግደፍ፡ምፍንቓልስርዓትብወለንታናይንህዝቢንምትግባሩኣምሲሉኣስገዲዱከተግብሮወይወጢኑዎዓድታትዘሎዘመተጀሚሩ።ፕሮፖጋንዳ