ወርቃዊ ዕድል ተባዕ ስጉምቲ እንተዘይረኺቡ መኻን ዕድል ‘ዩ! May 10, 2010 9:26 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ኣብ ፈለማ ዓመታት ናጽነት ሓደ መንእሰይ ተጋዳላይ፡ ኣብ ጎደና ሓርነት ኣስመራ (ኮምብሽታቶ) ኣብ ዝርከብ እንዳ ሻሂ ምስ መሳትኡ ኣብ ዕሙር ዕላል ተጸሚዱ ኸሎ፡ ሓደ ስሉጥ-ሎቶሪ ዝሽይጥ ቆልዓ ሃንደበት ድምብር ኢሉ፡ “ሎተሪ ሎቶሪ” ኢሉ እናድሃየ፡ ነቲ ጥማር ሎተሪ ናብ ኢዱ ውትፍ ኣበለሉ። Continue reading POST TAGS: ‘ዩመኻንስጉምቲተባዕእንተዘይረኺቡወርቃዊዕድል
ወርቃዊ – ካርቱን መለይ January 20, 2009 12:12 amዋዛን ኣዋዘንassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: መለይካርቱንወርቃዊ
ናይ ሎሚ ስቃይ ጋዜጠኛታትና ናይ ጽባሕ ወርቃዊ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እዩ September 16, 2007 1:31 amናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ስዒደ ካብ ገጹ ፍሽኸታ ዘይፍለዮ ተባዕን ህርኩትን ጋዜጠኛ እዩ ነይሩ።ኩሉ ግዝየ ድማ አብ ጋዚጣ ሓዳስ አድማስ ዘውጹ ጽሑፋተ ብጥንቃቄ አብ ምድላው ለይተን ቀትርን ምስ ጸዓረ እዩ ነይሩ።ኣብ ዝተፈላለይ ኣጋጣሚታተ ስዒደ ከም ነጻን በሕታወያንን ጋዚጠኛታተ መጠነ ሓድነተ ህዝበን ሃገርን ዘትርር እንበር ዘዕኑ ጸሑፋት አብ ጋዜጣ ሓዳስ ኣድማስ ነከይነወጽእ ብትኹረት ክንሰርሕን ሓላፍነት ክንስከምን የሕብረና ነይሩ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢሎሚስቃይታሪኽናይኤርትራእዩወርቃዊጋዜጠኛታትናጽባሕ