ስርዓት ህግደፍ ገንዘባዊ ‘መቕጻዕቲ’ ወለዲ ናብ ስደት ዘምለጡ ዜጋታት ይቕጽሎ ከምዘሎ ካብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣረዲኡ። January 17, 2011 5:07 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ነቲ ንገለ እዋናት ኣዋዲቑዎ ዝጸንሐ 50 ሽሕ ናቕፋ ‘መቕጻዕቲ’ ካብ ኤርትራ ናብ ስደት ዘምለጡ ዜጋታት ብምቕጻል፡ ንወለዲ የሸገርን ይኣስርን ከምዘሎ ካብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣገንዚቡ። Continue reading POST TAGS: ‘መቕጻዕቲ’ህግደፍሓበሬታሰገነይቲስርዓትስደትናብንኡስኣረዲኡ።ከምዘሎካብወለዲዘምለጡዜጋታትዝተረኽበዞባይቕጽሎገንዘባዊ
ስርዓት ህግደፍ ቆጸራ ህዝቢ ብዝብል ምስምስ ኣብ ኣስመራ ገዛ ገዛ እናኣተወ ወግዓዊ ተፍትሽ ብምክያድ፡ 200 ወለዲ ኣሲሩ ከምዘሎ ተፈሊጡ። March 17, 2009 5:00 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ቆጸራ ህዝቢ ብዝብል ምስምስ ኣብ ኣስመራ ገዛ ገዛ እናኣተወ ወግዓዊ ተፍትሽ የካይድ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: 200ህዝቢህግደፍምስምስስርዓትቆጸራብምክያድ፡ብዝብልተፈሊጡ።ተፍትሽኣሲሩኣስመራኣብእናኣተወከምዘሎወለዲወግዓዊገዛ
ህግደፍ ደቆም ባዕሉ ዝረሸነሎም ስድራቤታት፡ መቕጻዕቲ ገንዘብ ክኸፍሉ የገድድ ኣሎ። ብምኽንያት “ህድማ” ደቆም ከኣ ብዙሓት ወለዲ ኣሲሩ። February 23, 2009 4:26 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ደቆም ባዕሉ ዝረሸነሎም ስድራቤታት፡ ናይ ዝተቐትሉ ደቆም መቕጻዕቲ ገንዘብ ክኸፍሉ ናብ ምምሕዳር ዓዲዃላ ጸዊዑዎም ከምዘሎ፡ እዚ ስግንጢራዊ ስራሕ ናይቲ ባዕሉ ገበነኛ ክንሱ ንግዳያት ዘዐዲ ስርዓት ንህዝቢ ኣርሚሙዎም ከምዘሎ እቶም ምንጭታት ብኣንክሮ ገሊጾም። Continue reading POST TAGS: “ህድማ”ህግደፍመቕጻዕቲስድራቤታት፡ባዕሉብምኽንያትብዙሓትኣሎ።ኣሲሩ።ከኣክኸፍሉወለዲዝረሸነሎምየገድድደቆምገንዘብ
ኣብ ተቓውሞ ጸኒዖም ዘለዉ ሓይልታት ምክልኻል ኣብ ዞባ ደቡብ ብመንግስቲ ተዳጕኖም ዝነበሩ 618 እሱራት ወለዲ ነጻ ለቒቖም። December 18, 2008 12:50 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ዞባ ደቡብ ኣብ መስርዕ ተቓውሞ ጸኒዖም ዘለዉ ጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ነቶም ገንዘብ ዘይከፈልኩም ተባሂሎም ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ መንግስቲ ተቐይዶም ዝጸንሑ 618 ወለድን ስድራቤታትን ብሓይሊ ብረት ነጻ ከምዘምጽኡዎም ምንጭታትና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: 618ለቒቖም።ሓይልታትምክልኻልብመንግስቲተቓውሞተዳጕኖምነጻኣብእሱራትወለዲዘለዉዝነበሩዞባደቡብጸኒዖም