ፕረዚደንት ኣመሪካ ባራክ ኦባማ ብጥሕሰት ናጽነት ፕረስ ንኤርትራ ወቒሱዋ። May 4, 2009 8:59 amናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ብምኽንያት ‘ቲ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታት ንዝወርድ ግፍዕታት፡ ማእሰርትን ቅትለትን ንምዝካር ወትሩ 3 ግንቦት ተዘኪሩ ዝውዕለ ‘ዓለማዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ’ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ንኤርትራ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታትን ናጽነት ፕረስን ብእትገብሮ ዘላ ዓመጽን ጭፍለቓን ወቒሱዋ። Continue reading POST TAGS: ባራክብጥሕሰትናጽነትንኤርትራኣመሪካኦባማወቒሱዋ።ፕረስፕረዚደንት
‘ኤርትራ ፕረዚደንት ኦባማ ንምቕታል ምስ ዝውጥኑ መሻርኽቲ ኣልቓዒዳ ርክብ ኣለዋ’ ብምባል ኣመሪካ ንኤርትራ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ክትወስደላ ከምእትኽእል ተጠንቅቕ April 20, 2009 1:00 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኤርትራ ምስ ኣልቓዒዳ ምትእስሳር ንዘለዎም ግብረሽበራውያን ብምሕጋዛ ፡ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ክትወስደላ ከምእትኽእል ኣመሪካ ከምዘጠንቀቐት ቴሌግራፍ ዝተባህለ ጋዜጣ ዓዲ እንግሊዝ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: መሻርኽቲምስርክብስጉምቲብምባልተጠንቅቕንምቕታልንኤርትራኣለዋኣልቓዒዳኣመሪካኤርትራኦባማከምእትኽእልክትወስደላወተሃደራዊዝውጥኑፕረዚደንት
ባራክ ኦባማ መበል 44 ፕረዚደንት ኣመሪካ ብምዃን ሎሚ ቃለ-ማሕላ ፈጺሙ። January 20, 2009 9:22 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ሎሚመበልማሕላቃለባራክብምዃንኣመሪካኦባማፈጺሙ።ፕረዚደንት
ዘይኮስኮሰት ኦባማ November 11, 2008 1:09 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE እዋይ ’ዛ ደንበናዓሪቓ ክዳና Continue reading POST TAGS: ኦባማዘይኮስኮሰት
ባራክ ኦባማ ቀዳማይ ጸሊም-ኣመሪካዊ ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ተመሪጹ። November 5, 2008 12:00 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣፍሪቃዊ መበቆል ዘለዎ ንደሞክራስያዊ ሰልፊ ወኪሉ ዝተወዳደረ ባራክ ኦባማ፡ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ 2008 ቀዳማይ ጸሊም-ኣመሪካዊ ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ብምምራጽ ታሪኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ። Continue reading POST TAGS: ሕቡራትመንግስታትቀዳማይባራክተመሪጹ።ኣመሪካኣመሪካዊኦባማኮይኑጸሊምፕረዚደንት
ኦባማ August 31, 2008 1:53 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ከሎኒ ትዕድልቲ ኣየፍረኹን ሓንቲ ምህርቲ Continue reading POST TAGS: ኦባማ